cookie

Ми використовуємо файли cookie для покращення вашого досвіду перегляду. Натиснувши «Прийняти все», ви погоджуєтеся на використання файлів cookie.

avatar

መኣዲ ግጥምን ስነ-ፅሑፍን ትግርኛ ✍✍✍

መምሀሪ ፣ መንፈስ ዘሐድሱ ፣ ኣነቓቓሕቲ ፣ቁምነገር ሐዘል ፅሑፋት ፣ ተኸታተልቲ ዛንታታት ፣ ደብዳቤታት ፍቕሪ ከምኡ'ውን ግጥምታት ትግርኛ ንምርካብ @tigrignapoem 👈ቤተሰብ ይኹኑ ግጥሚ ,ፅሑፍ, ሓሳብ @tigrignapoem_bot 👈ኣቢልኩም ተወከሱና ብራኸ ትግርይ ትግርኚ 💛❤️❤️💛

Більше
Ефіопія8 835Амхарська6 374Категорія не вказана
Рекламні дописи
975
Підписники
Немає даних24 години
-47 днів
-2630 днів

Триває завантаження даних...

Приріст підписників

Триває завантаження даних...

Фото недоступне
ቅተለኒ ...! ።።።።። ብመለኮት ፍቕሪ ብከርበ ኣካልካ ብጃዕታ ዋህጽኻ ብነዝዒ ከንፈርካ ቅተለኒ.. ሙሉእ ኣካላተይ ሃፋታቱ ይልቀቕ ነብሰ ሰጋይ መንፈስ ኮይኑ ይርቀቕ ቅተለኒ... ርትዓኒ ብናይ ጣዕሚ ጭብጢ ነብሰይ ለቕልቐኒ ብጻዕረ-ሞት ሽፍጢ ኣእትወኒ... ኣብ ጓጓ ልብኻ ኣብ ውሽጣዊ ቖፎ ድርብ ቅርብ ኢልካ ኣካለይ ደግፎ ሰብ ኣይደልን ዘድሕን ዝገላግል ዋይዋይታይ ዘግድፍ ንቓንዛይ ዘጉድል ኣብ ውዒ ኣካልካ ከም ሕሱም ክግዓር ብዝግንፍል ሾልቂ ስም ነብሰይ ክልዓል ፈቂደልካ 'የ.. ንድምጸይ ሰሚዕኻ ኣብ ገዛ ለማኖ እምቢ እንትብለካ ቃለይ ከይትኣምኖ እንተ ደልዩ ይምሰ እንተደልዩ ይውጋሕ ካልእ ኣይጨንቀንን ነዛ ክሞት ጥራሕ ዝሓንቀኒ ገመድ ኣብ ጎነይ ኣሲርካ ጥመር'' ግነዘኒ ኣብ ሰውሒ ደረትካ ልብልብ ርምጽ ትቕጽል ውህጽህጽ ሕቑፍ ሕቑፍቑፍ ዕልብ ኣብ ነብስኻ ግዝፍ ቕርቕር ትቕርቕር ጥምጥም ትጥምጥም ጋንባዕ ኢልካ ኣስጥም ኡፍፍፍ ኣብ ምሟት ዘሎ ጣዕሚ እናተሳቐኻስ ንስቓይ ትጠሚ ኣእዳውካ ኣንዊሕካ ናብ ታሕቲ ሰንዝሮ ኣብ ምሕናቕ ትንፋሰይ ቁመት ከይሓጽሮ ገነቱ ሲኦሉ ኣባኻ 'ዩ ዘሎ ክዝሕል ክውዕየኒ ይፍለጢኒ 'ሎ ኣብ'የትየ'' ሓጥያት ኣቤትየ ስድነት ንነብሲ ገዲፍካስ ንስጋ ይምወት ዝብል'' ቅዋም ሰብ ደርብየ ይኹን'' ዝብል ዓንዲ ቃል ብእምነተይ ዓየ ወሲነ 'የ ክሞት ....! ስመይ ከይረኽባ ኣብ ጸድፊ ኮነነ ኣማውታ እንበር ሞት ኣይመረጽኩን ኣነ እዚ ዝዓይነቱ...! ኣማውታ ነብሲ ግብሪ እናረአኹ ክኸይድ ደልየ 'ሲ ምጻእ ቅተለኒ ክሞት ደልየ 'ለኹ። ✍Adiam meksen
Показати все...
1
ደዊለሉ ስልኩ አይሰርሒ... ልኣ ግን እንድዒ ሃመይሉ ሃምልሰርሐላ! ኣብ ድላያ ደዊላ ተዋግዖ..ካብኣ ሃምለይበፆ 'ኮ ይፈልጥ እየ ግን በቃ ሕርር ይብል... 2ተ ዓመት ደማ ቀሊል ኾይኑኸ ለለስ ለይትይ ቀትርይ ብሓደ ከይተፈላለዩ... ብፂቱ እያ! ምሳየ ለለ ናኣዋርሕ ዕድመ ለለዎ ላብ ሕውነት ለዛዘወ ዕርክነት😓... ላሕዘንኽዎ እዩ ልቀርበኒ እምበ ልኣ እዩ ልፎቲ... ብሓደ ክሪኦም ተለኹ ብቅንኢ ተገግ ይብል ግንኮ ልኣለ ልፎትያ.. ደስ በሃሊት ሰብ እያ..ፍትወታ አይትስስዒ ልኹሉ ሓደዓይነት እዩ ኣቀራርብኣ... ሃም ንእሽተይ ሓፍታ እያ ትሪአኒ.. ልኡ እዩለ ናባዕለይ ስምዒት ቀቢረ ሱቕ ክብል ልገበረኒ... ናልፈተወትኒ ድየ ኽፍኣት ክምልሰላ... በይና ከግንያ ተለኹ ደስ እዩ ልብለኒ ስለናዩ ትዝ አይብለኒ.. ኣሞንጎ ወግዕና ተደዊልላ እዩ ነገር ልበላሸ... ድሕሪኡ ጥዒቲ ኾይነ አየዋግዓይ ፍዝዝ እየ ልብል.. ቀልበይ ይበታተን😑.. ልኡ ልበይኑ ከግንዮ ተለኹ ለለ ብሕንቃቐ ፈንጫሕ ይብል.. ኣቕብጥ እዩ ለብለኒ... ታይ ሃምልስምዐኒ ክፀውዮ ምስ ባዕለይ ቕልስ ይገጥም... ተፀውየዮለ ምንም አይመስሎይ ፍሉጥ እዩ ምኽንያቱ እሱ ምንም አይሓስቢ ናብናማን ሓፍቱ እዩ ገይሩኒ...ሓደ መዓልቲ ልተፈጠረ ይፈጠር ኢለ ክፀውዮ እየ ይብለኹ.. ተተቐቢልኒ እሰየ ተለይኾነለ "ሓወይ መዓረይ" ክውስኸላ እየ ኢለ ሓስብለኹ... : : ሃተፍተፍ😑 ✍mahi abadi
Показати все...
6
ናይ ስድነት😅 - "ጽባሕ ሰንበት መሬት ኽትግምጠል እያ" ኢላትኒ፤ ኣብ'ቲ ተኻርየ ዝነብረሉ ገዛ፣ ኣብ ነጸላ መንደቐይ ኣብ ዘላ ካልአይቲ ጸባብ ገዛ ተኻርያ እትነብር፤ ሓንቲ ንነብሳ ከም ቅድስቲ ኣርሴማ እትርኢ መልክዐኛን ሃይማኖተኛ ንእስቲ። ገዛይን ገዝኣን ፍርቂ መንደቑ ብቖርቈሮ ስለዝተፈለየ፤ ኣብ ገገዛና ዀይንና ኢና ነውግዕ። ንሳ መዝሙር ትኸፍት፣ ኣነ ኣብ ገዛይ ኰይነ ከንፈረይ ይመጥጥ ነይረ። ሎሚ ዓንቲ ግን ሓደ ዘፍርሕ ወግዒ ነጊራትኒ። ካብ ጽፍሪ እግራ ክሳብ ጸጕሪ ርእሳ ተሸፋፊና፣ ንእሽተይ ቀያሕ መጽሓፍ ኣብ ጓጓኣ ቀርቂራ ናብ ቤተ-ክርስትያን ትኸይድ። ኣብኡ ውዒላ ምሸት ትምለስ። ኣብ ደገ ዝፈልጣ ሰብ ቅርጺ ኣካላታ ርእዩዎ ኣይፈልጥን። ቅርጺ ኣካላታ ኣነ ጥራሕ እየ ዝፈልጦ። ጸቢብ፣ ሓጺር ቍምጣ ገይራ፤ ኣብ መረባ ደኒና ክዳውንቲ ሓጺባ ክሳብ ትውድእ፤ ውዳሴ ማርያም ሒዘ ናብ መረባ እየ ዝወጽእ። ንሳ ብዙሕ ኽዳውንቲ ኽሳብ ትሓጽብ፤ ብተመስጦ እናንበብኩ ከንፈረይ ይመጥጥ። ሓደ ሓደ ግዘ ኣብ ገዝኣ ቡን ኣፍሊሓ ትጽውዐኒ'ሞ፤ ሓውሲ ሕፍርፍር እናበልኩ ይኣቱ። ሓጺር ቍምጣ ገይራ፣ ኣብ ቅድመይ ኰፍ ኢላ ቡን እናፍልሐት ድላያ እንትተውግዐኒ ኣይስልችወንን። ሽዑ ገድሊ ቅድስት ኣርሴማን ኣቡነ ዘርአብሩኽን እንተትነገረኒ ሃህ ኢለ ክሰምዓ (ክርእያ) ይኽእል እየ። ኣብ ቅድሚኣ ሓደ ካድረ ህወሓት ካብ ምስረታ ማገብት ክሳብ ምስረታ ማሌሊት፣ ካብ ምክፍፋል 93 ክሳብ ቈላ ተንቤንን ፕሪቶርያን ዝነበሩ ገምጋማት እንተዝነግረኒ እኳስ ክሰምዖ ነይረ እየ። ቡን ክተፍልሕ ኸላ፣ ቀምሽ ኣይትኽደንን። ብዘይካ ውሑዳት ኣካላት፣ ዳርጋ ዅሎም እርእዮም እየ። መጽሓፍ ቅዱሳዊ ወግዒ እያ ተውግዐኒ። ካብ ኦሪት ዘፍጥረት ጀሚራ ክሳብ ዘሁልቍን ዘዳግምን ተዘንትወለይ ክልቲኡ እግረይ ቀርቂረ ይሰምዓ። ኣነ'ውን ካብ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ወግዒ ንዘይምውጻእ ኢለ፤ ካብ መሃልየ መሃልይ ዘሰለሙን ቈንጢረ የውግዓ። "ብለይቲ ኣብ ዓራተይ ነቲ ነፍሰይ እትፈትዎ ደሌኽዎ፡ ደሌኽዎ፡ ግና ኸ ኣይረኸብክዎን።" "ክልቲኤን ኣጥባትኪ ኸም ኣብ ማእከል ዕምባባታት ሹሻን ዚጓሰያ ማንታ መሓስእ ሜዳቚ እየን።" "ኣብ ስየ ኽድይብ፡ ጨናፍራ ኸኣ ክሕዝ እየ፡ በልኩ። ኣጥባትኪ ኸም ዘለላ ወይኒ፡ ጨና እስትንፋስኪ ኸኣ ከም ትርንጒ ይኹነለይ" መሃልየ መሃልይ ዘሰሎሙን እንተውግዓ፣ ደስ እዩ ዝብላ። ሃህ ኢላ እያ ትሰምዐኒ። እግዜኣብሄር እውን ዝፈቕዶ እዩ ዝመስላ። - ትማሊ መድሃኒኣለም ዓመቱ ስለዝነበረ፤ ኣብ ቤተ-ክርስትያን እያ ኣርፊዳ። ኣጋምሸት ሓደ ኸም'ዚ ኸምኣ ዝበለ ነጸላ ዝተኸደነ ጐበዝ ናብ ገዝኣ ሒዛቶ መጺኣ። ኣብ ገዛ ኣትዮም እናዘመሩ፣ እናጣቕዑ ክሰምዖም ጸኒሐ። ንእሽተይ ጽንሕ ኢላ፤ "ጫማኻ ኣውጺኻ ደቅስ" ክትብሎ ሰሚዐያ። ንእሽተይ ጽንሕ ኢለ ድማ ንምግማቱ ዘጽግም፣ ንደቓይቕ ዘየቋርጽ ሪትሙ ዝሓለወ፣ ካብ ጣቕዒት ሕፍስ ዝብል፣ ድምጺ ሰሚዐ። ድሕሪ ዝተወሰነ ደቓይቕ፤ "ዘመን" ኢላ ጸዊዓትኒ። "ኣቤት" "ናዓ ሕልበት ሰሪሐ እኒአኹ" (ሕልበት ለካ ኸም'ዚ እዩ ድምጻ?)🙂 ✍ zemen Gebremedhn
Показати все...
🤣 7
Фото недоступне
ዘሕጉስ ዜና 😍😍 ኣብ ወፃኢ ዓዲ ማለት ውን(italy🇮🇹, Romania🇷🇴, France🇫🇷, Australia 🇦🇺 ካልኦት ዓድታትብምኻድ  ብቐዳማይ ዲግሪ ከምኡ'ውን ማስተርስ ናይ ምምሃር ድሌት ዘለኩም  እንተሃሊኹም እዞም ኣብታሕቲ ተዘርዚሮም ለለው ኣገደስቲ ቅድመ ኹነት ብምምላእ  ብ @Aman05n telegram user name ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም ካባኹም ለድልዩ ወረቐት # your phone no 📱 # passport 🛃 or National I'd # bachelor's transcript (ማስተርስ ፕሮግራም ከተመልክቱ ንእትደልዩ)/ highschool transcript(ቀደማይ ዲግሪ ንእትደልዩ) #Temporary bachelor's degree📜 (ማስተርስ ንእትደለዩ)/university intrance score(ቀደማይ ዲግሪ ንእትደልዩ) #English proficiency📚 : IELTS(6.5), TOFEL(IBT/PBT), Duolingo ከምኡ ውን ከም መማረፂ ካብ ዝተማህርኩምሉ ትምርትቤት ብ English ምምሃርኩም መረጋገፂ ወረቐት # 2 recommendations letter # updated cv( resume )📄 # study plan📝 # Motivation letter ✍ # ፖስፖርት size photo 📸 # certificates🥇🏅🎖 (ተወሰኽቲ ናይ ሽልማት ወረቓቕቲ)
Показати все...
  • Фото недоступне
  • Фото недоступне
🖨ሙሉእ ናይ ሕትመት ስልጠና 100% ብተግባር ዝተሓገዘ ➡️ኣሰራርሓ ሕትመት ቲሸርት ,ቆቢዕ ,ብርጭቆ ,ማይካ ,ባነር,ስቲከር,ሜሽ,ትራንስ ፓረንት ➡️ኣሰራርሓ ሕትመት መፅሓፍ,መፅሄት,ቢዝነስ ካርድ,በራሪ ወረቀት ,ናይ መርዓ ካርድ,ናይ ዕቁብ ደፍተርን ካልኦትን ናይ ሕትመት ስልጠና ብቕዓት ልምድን ክእለትን ብዘለዎም ሰብ ሞያ ይስልጥኑ። ስልጥና ወዲኦም ስራሕ ንዝጅምሩ ዝተፈላለዩ ድጋፋት ንገብር። ቴክኖሎጂ ንልህቐት ፣ ብራኸ ፣ ስክዒት ብሉፅ ኣንፈት !! ማእኸል መሰልጠኒ ቴክኖሎጂ ባዜን ( BAZEN INSTITUTE OF TECHNOLOGY ) 📞 0992 703300 www.bazenit.com @bazen_IT @bazen_IT @bazen_IT አድራሻ 16 ቀበሌ ፊት ንፊት መምህራን ክበብ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ዝርከበሉ ህንፃ 2ይ ደብሪ
Показати все...
Фото недоступне
💛🥰❤️ልክ እንደዚ ዓይነት ለፕሮፋይል🌹 የሚሆኑ ገራሚ ገራሚ ፎቶዎችን ለማግኘት ከስር ጆይን ያድርጉ የፈለጉትን አይነት ያገኛሉ ይ🀄️ላ🀄️ሉን👇👇   ⚡️⚡️⚡️⚡️⚡️⚡️⚡️⚡️ https://t.me/addlist/K8m7X7R098M5NWI0 ⚡️⚡️⚡️⚡️⚡️⚡️⚡️⚡️⚡️⚡️⚡️ DM ወደ @Promotion_liyu_waver1 Folder  ይቀላቀሉ
Показати все...
Фото недоступне
Liyu iS BACK ! 😎
[ Liyu 𝐩𝐫𝐨𝐦𝐨𝐭𝐢𝐨𝐧]
🥳መመዝገብ የምትፈልጉ ማሟላት ያለባቹ መስፈርት .....! ✅ግዴታ ከ 1K በላይ መሆን አለበት ቻናላቹ ! ✅ከ 1K በታች አትምጡ ይሄንን ያሟላ በ @Promotion_liyu_waver1 በኩል ያናግረኝ!
Показати все...
  • Фото недоступне
  • Фото недоступне
🖨ሙሉእ ናይ ሕትመት ስልጠና 100% ብተግባር ዝተሓገዘ ➡️ኣሰራርሓ ሕትመት ቲሸርት ,ቆቢዕ ,ብርጭቆ ,ማይካ ,ባነር,ስቲከር,ሜሽ,ትራንስ ፓረንት ➡️ኣሰራርሓ ሕትመት መፅሓፍ,መፅሄት,ቢዝነስ ካርድ,በራሪ ወረቀት ,ናይ መርዓ ካርድ,ናይ ዕቁብ ደፍተርን ካልኦትን ናይ ሕትመት ስልጠና ብቕዓት ልምድን ክእለትን ብዘለዎም ሰብ ሞያ ይስልጥኑ። ስልጥና ወዲኦም ስራሕ ንዝጅምሩ ዝተፈላለዩ ድጋፋት ንገብር። ቴክኖሎጂ ንልህቐት ፣ ብራኸ ፣ ስክዒት ብሉፅ ኣንፈት !! ማእኸል መሰልጠኒ ቴክኖሎጂ ባዜን ( BAZEN INSTITUTE OF TECHNOLOGY ) 📞 0992 703300 www.bazenit.com @bazen_IT @bazen_IT @bazen_IT @bazen_IT
Показати все...
Фото недоступне
🖨ሙሉእ ናይ ሕትመት ስልጠና 100% ብተግባር ዝተሓገዘ ➡️ኣሰራርሓ ሕትመት ቲሸርት ,ቆቢዕ ,ብርጭቆ ,ማይካ ,ባነር,ስቲከር,ሜሽ,ትራንስ ፓረንት ➡️ኣሰራርሓ ሕትመት መፅሓፍ,መፅሄት,ቢዝነስ ካርድ,በራሪ ወረቀት ,ናይ መርዓ ካርድ,ናይ ዕቁብ ደፍተርን ካልኦትን ናይ ሕትመት ስልጠና ብቕዓት ልምድን ክእለትን ብዘለዎም ሰብ ሞያ ይስልጥኑ። ስልጥና ወዲኦም ስራሕ ንዝጅምሩ ዝተፈላለዩ ድጋፋት ንገብር። ቴክኖሎጂ ንልህቐት ፣ ብራኸ ፣ ስክዒት ብሉፅ ኣንፈት !! ማእኸል መሰልጠኒ ቴክኖሎጂ ባዜን ( BAZEN INSTITUTE OF TECHNOLOGY ) 📞 0992 703300 www.bazenit.com
Показати все...
  • Фото недоступне
  • Фото недоступне
🖨ሙሉእ ናይ ሕትመት ስልጠና 100% ብተግባር ዝተሓገዘ ➡️ኣሰራርሓ ሕትመት ቲሸርት ,ቆቢዕ ,ብርጭቆ ,ማይካ ,ባነር,ስቲከር,ሜሽ,ትራንስ ፓረንት ➡️ኣሰራርሓ ሕትመት መፅሓፍ,መፅሄት,ቢዝነስ ካርድ,በራሪ ወረቀት ,ናይ መርዓ ካርድ,ናይ ዕቁብ ደፍተርን ካልኦትን ናይ ሕትመት ስልጠና ብቕዓት ልምድን ክእለትን ብዘለዎም ሰብ ሞያ ይስልጥኑ። ስልጥና ወዲኦም ስራሕ ንዝጅምሩ ዝተፈላለዩ ድጋፋት ንገብር። ቴክኖሎጂ ንልህቐት ፣ ብራኸ ፣ ስክዒት ብሉፅ ኣንፈት !! ማእኸል መሰልጠኒ ቴክኖሎጂ ባዜን ( BAZEN INSTITUTE OF TECHNOLOGY ) 📞 0992 703300 www.bazenit.com @bazen_IT @bazen_IT @bazen_IT @bazen_IT
Показати все...
Оберіть інший тариф

На вашому тарифі доступна аналітика тільки для 5 каналів. Щоб отримати більше — оберіть інший тариф.