መኣዝን ሂወት YTNLP ⚓️
Відкрити в Telegram
668
Підписники
Немає даних24 години
-37 днів
-1130 день
Архів дописів
ግላዊ ስልጠና መኣዝን ሂወት YTNLP
ኣብ ዕዉት ህይወት ስብእና እዩ ዘገድስ እምበር ትርኢታዊ መልክዕ ወይ ቁመና ጥራይ ኣይኮነን!
Explain more
We are different sellers
1. Some people sell though or idea
2. Some people sell professional skills
3. Some people sell humans resources
4. The main question for what do you sell for daily life?
Here is a simple English paragraph:
What do you like to do in Edmonton?
First, I like to buy fresh ingredients at the grocery store in Edmonton.
Next, I like to wash and prepare the ingredients.
Then, I like to cook food for my family.
After that, I like to set the table for dinner.
Next, I like to enjoy the meal with my family and friends.
Finally, I like to clean the kitchen and wash the dishes.
Last, I like to relax and think about what I will cook next time.
ንስኻ ንገዛእ-ነብስኻ ብዕምቆት ጠምታ
♦️ንስኻ ንገዛእ-ርእስኻ ብዕምቆት ምስ ትጥምታ ብሓቂ ንፉዕ ሰብ ኢኻ ትኸውን። ዓወትን ሓጎስን ደስታን ፍናንን ዝመልኦ ድንቂ ህይወት ክህልወካ እዩ። ሕጉስ ዝምድናታት፡ ብሉጽ ጥዕና፡ ትርጉም ዘለዎ ስራሕ፡ ፋይናንሳዊ ናጽነት ክህልወካ ግቡእ መሰል ኣሎካ።
♦️ እዚኣቶም ኣብ ምድሪ ብህይወት ናይ ምፍጣርካ መሰላት እዮም። ምኽንያት ምፍጣር ህይወትካ ነዚ ከተጠቓልል ዝዓለመት ስለዝኾነ እዩ።
♦️ንስኻ ኣብ ህይወትካ ንዓወት ዝተሃነጽካን ልዑል ደረጃ ርእሰ-ምትእምማንን ርእሰ-ምኽባርን ውልቃዊ ኩርዓትን ክህልወካ ዝተመደበልካ ሰብ ኢኻ።
♦️ ንስኻ ፍሉይ ሰብ ኢኻ ኣብ'ዛ ምድሪ ኣብ ኩሉ ታሪኽ ወዲ ሰብ ብልክዕ ከማኻ ዝበለ ሰብ በፍጹም ተራእዩ ኣይፈልጥን። ንስኻ ፍጹም ዘገርም ዘይተጠቐምካሉ ተውህቦን ክእለትን ኣለካ፡ ናትካ ተውህቦን ክእለትን ብግቡእ ምስ ተፈትሐን ኣብ ግብሪ ምስ ወዓለን ኣብ ህይወት ክትደልዮ እትኽእል ኩሉ ከምጽኣልካ እዩ።
❤️ምሉእ ትሕዝቶ ካብ መጽሓፍ ሓሳቢ ኣእምሮ
መደባት ስልጠና መኣዝን ሂወት YTNLP ህንጸት ኣእምሮ መትናዊ ልሳን ይኹን። ንምሉእ ሓበሬታ በዚ ቤተሰብ ኩኑ!
https://t.me/Kiflom_YTNLP
ናይ ገዛእ-ነብስኻ መጻኢ ፍጠር
♦️ንዓኻ ብመንጽር ውልቃውን ሞያውን ምዕባለኻ ምቹእ መጻኢ ገዛእ-ነብስኻ ፍጠር።
♦️ንገዛእ-ነብስኻ ኣብ መጻኢ እንታይ ዓይነት ሰብ ክትከውን ትደሊ፧ እንታይ ተወሳኺ ፍልጠትን ክእለትን ክትረክብ ትደሊ፧ ኣበየናይ ክእለት ኢኻ ፍጹም ብሉጽ ሰብ ክትከውን እትደሊ፧ እንታይ ዓይነት ትምህርቲ ክትመሃር ትደሊ፧ ናብ ላዕለዋይ ደረጃ ዓውድኻ ንምስግጋር እንታይ ክትመሃር ኣለካ፧
♦️ንገዛእ-ርእስኻ ካብቲ ዘለኻዮ ናብቲ ክትከዶ እትደሊ ቦታ ንክትበጽሕ መደብ ዕብየትካ እንታይ ዘዳለኻዮ ራእይ ኣሎ፧
♦️ንስኻ ናይ ገዛእ-ርእስኻ ፕረዝደንት ኢኻ፡ ራእይ ዘለዎ ንህይወትካ እትመርሓሉ ሕጊ ከተቀውም ግደታ እዩ።
ስነ-ልቦናዊ ስልጠና መኣዝን ሂወት YTNLP ን3 ወርሒ ዝወሃብ ስልጠና ኣዳልዩ ኣሎ በዚ ሊንክ ተመዝገቡ
https://t.me/Kiflom_YTNLP
እሙን መራሒ ገዛእ-ርእስኻ ኩን
♦️ኣብ ህይወት መብዛሕትኦም ተማሃሮ ብኣተሓሳስባ ደው ኣብ ዝብልሉ እዋን ኣብ ኣካላዊ ምንቅስቓስ ምግባር ከተኩሩ
ኣዝዩ ዘድልዮ መስርሕ ንቕሓት እዩ።
♦️ኣብ ህይወትካ ነቲ ንብረት ንምስራሕ ጸቕጢ ንምንካይ፡
ከምኡ’ውን ድርኺት ንምውሳኽ
ልዑል ኣቓልቦ ግበር።
♦️ኣብ ግዜ ፈተና ምውስዋስ ኣካላት ምግባር ግዜ ምብኻን ኣይኮነን ብሓቂ ንዝሓሸ ንቕሓት ትምህርቲ ዝድርኽ እዩ።
♦️ኣብ ህይወትካ ዋላ ሓጺር ስፖርታዊ ምንቅስቓስ መሰራታዊ ትምህርቲ ኣእምሮኣዊ ምምሕያሽ ምዃኑ ዝተረጋገጸ እዩ።
♦️ስለዚ ንስኻ እንታይ ዓይነት ምንቅስቓስ ክትገብር ከም ትኽእል ሎሚ ናብ ዝንባለኻ ኣተኩር ።
ስነ-ልቦናዊ ስልጠና መኣዝን ሂወት YTNLP ን3 ወርሒ ዝወሃብ ስልጠና ኣዳልዩ ኣሎ በዚ ሊንክ ተመዝገቡ
https://t.me/Kiflom_YTNLP
ስነ-ልቦናዊ ስልጠና መኣዝን ሂወት YTNLP ን3 ወርሒ ዝወሃብ ስልጠና ኣዳልዩ ኣሎ በዚ ሊንክ ተመዝገቡ
https://t.me/Kiflom_YTNLP
ንስኻ ብተፈጥሮ ብሉጽ ሰብ ኢኻ!
♦️ንስኻ ብተፈጥሮ ኣብ ህይወትካ ንዓወት ዝተሃንጸን ልዑል ደረጃ ርእሰ-ምትእምማንን ርእሰ-ምኽባርን ውልቃዊ ኩርዓትን ክህልወካ ዝተመደበልካ ሰብ ኢኻ።
♦️ንስኻ ፍሉይ ሰብ ኢኻ፡ ኣብ ምድሪ ኣብ ኩሉ ታሪኽ ወዲ ሰብ ብልክዕ ከማኻ ዝበለ ሰብ በፍጹም ተራእዩ ኣይፈልጥን።
♦️ ንስኻ ኣብ ህይወትካ ፍጹም ዘገርም ዘይተጠቐምካሉ ተውህቦን ክእለትን ኣለካ፡ ናትካ ተውህቦን ክእለትን ብግቡእ ምስ ተፈትሐን ኣብ ግብሪ ምስ ወዓለን ኣብ ህይወት ክትደልዮ እትኽእል ኩሉ ከምጽኣልካ እዩ።
♦️ንስኻ ኣብ ህይወትካ ብሉጽን ዓወት ክህልወካ ሎሚ ኣብ ክብርን ደረጃ ዕብየትን ዝህቡኻ ቦታን ስራሕን ተረኸብ።
❤️ትሕዝቶ ካብ መጽሓፍ ሓሳቢ ኣእምሮ
ምርጫኻ መደባት ስልጠና መኣዝን ሂወት YTNLP ህንጸት ኣእምሮ መትናዊ ልሳን ይኹን። ንምሉእ ሓበሬታ በዚ ቤተሰብ ኩኑ! https://t.me/Kiflom_YTNLP
ንስኻ ንዘለካ ሓቂ ፍለጦ
♦️ንስኻ ንገዛእ-ርእስኻ ብዕምቆት ምስ ትጥምታ ንፉዕ ሰብ ኢኻ። ንዓኻ ዓወትን ሓጎስን፡ ደስታን ፍናንን ዝመልኦ ድንቂ ህይወት ክተነብር ይግብኣካ እዩ። ሕጉስ ዝምድናታት፡ ብሉጽ ጥዕና፡ ትርጉም ዘለዎ ስራሕ፡ ፋይናንሳዊ ናጽነት ክህልወካ ግቡእ መሰል ኣሎካ።
♦️ እዚኣቶም ኣብ ምድሪ ብህይወት ናይ ምፍጣርካ መሰላት እዮም። ምኽንያቱ ህይወትካ ክትፍጠር ከላ ነዚ ከተጠቓልል ዝዓለመት ህያው እያ።
♦️ንስኻ ኣብ ህይወትካ ንዓወት ዝተሃነጽካን ልዑል ደረጃ ርእሰ-ምትእምማንን ርእሰ-ምኽባርን ውልቃዊ ኩርዓትን ክህልወካ ዝተመደበልካ ሰብ ኢኻ።
♦️ ንስኻ ፍሉይ ሰብ ኢኻ ኣብ ምድሪ ኣብ ኩሉ ታሪኽ ወዲ ሰብ ብልክዕ ከማኻ ዝበለ ሰብ በፍጹም ተራእዩ ኣይፈልጥን። ንስኻ ፍጹም ዘገርም ዘይተጠቐምካሉ ተውህቦን ክእለትን ኣለካ፡ ናትካ ተውህቦን ክእለትን ብግቡእ ምስ ተፈትሐን ኣብ ግብሪ ምስ ወዓለን ኣብ ህይወት ክትደልዮ እትኽእል ኩሉ ከምጽኣልካ እዩ።
❤️ምሉእ ትሕዝቶ ካብ መጽሓፍ ሓሳቢ ኣእምሮ
ስነ-ልቦናዊ ስልጠና መኣዝን ሂወት YTNLP ን3 ወርሒ ዝወሃብ ስልጠና ኣዳልዩ ኣሎ በዚ ሊንክ ተመዝገቡ
https://t.me/Kiflom_YTNLP
