Extra Sport ኤክስትራ ስፖርት™+ SPORT
📌ስፖርታዊ ሓበሬታታት ብትግርኛ ዝቕርብሉ ቻናል እዩ። ንሓበሬታ፣ ሪኢቶን ፕሮሞሽንን በዚ ይፅሓፉልና.. @DoItKnow1 @ExtraSportbot
Більше3 438
Підписники
+1224 години
+337 днів
+14730 днів
- Підписники
- Перегляди допису
- ER - коефіцієнт залучення
Триває завантаження даних...
Приріст підписників
Триває завантаження даних...
ኣውሮፓ ዋንጫ ፍፃሜ ፀዋታ
⏰ 04:00
🇪🇸 ስፔን vs እንግሊዝ 🏴
🏟️ ስታድየም - በርሊን ኦሎምፒክ
👍 1
Фото недоступнеДивитись в Telegram
🌎 ኮፓ አሜሪካ ናይ ደረጃ ፀወታ
ካናዳ 2-2 ኡራጓይ
⚽ ኮኔ 22' ⚽ ቤንታንኩር 8
⚽ ዴቪድ 80' ⚽ ሱዋሬዝ 90+1'
PEN [3-4]
Фото недоступнеДивитись в Telegram
ራፋኤል ቫራን ናብ ጣልያናዊት ጋንታ ኮሞ ክፍርም ከምዝተስማዕመዐ እናተገለፀ ይርከብ። ጋንታ ኮሞ ኣብ ዝሓለፈ ውድድር ዘመን ናብ ሴሪ ኤ ጣልያን ዝደየበት እንትትከውን ኣሰልጣኒኣ ድማ ሴስክ ፋብሬጋስ ከምእትስልጥን እውን ይፍለጥ።
👉@ExtraSports1
👉ጎልን ሃይላይትን
ንምርኣይ 👉@ExtraSportGoals
👍 6
💥 ክልተ ተሳተፍቲ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ዝኾና ጋንታታት ትግራይ ቅድም ኢለን ኣሰልጣኒ ምቑፃረን ይዝከር ሐዚ ድማ ወልዋሎ ዓድግራት ዩንቨርስቲ ነበር ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፣ መቻል፣ ኣዳማ ከተማ፣ ንግድ ባንክ፣ ፋሲል ከነማን ካልኦትን ዝነበረ ኣሰልጣኒ ኣሸናፊ በቀለ ዋና ኣሰልጣኒኣ ጌራ ንምቑፃራ ኣብ ጫፍ በፂሓ ኣላ። እዞም ኣሰልጣኒ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ ዘለው ፈላሞት መዓልታት ዕላዊ ጋዜጣዊ መግለፂ ከም ዝህቡን ብኣግኡ ተፃወቲ ንምፍራም ምንቅስቓስ ከምዝጀመሩ ድማ እናተገለፀ ይርከብ።
👉@ExtraSports1
👉ጎልን ሃይላይትን
ንምርኣይ 👉@ExtraSportGoals
👍 3
💥 ወልዋሎ ኣሰልጣኒ ሾይማ
ክልተ ተሳተፍቲ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ዝኾና ጋንታታት ትግራይ ቅድም ኢለን ኣሰልጣኒ ምቑፃረን ይዝከር ሐዚ ድማ ወልዋሎ ዓድግራት ዩንቨርስቲ ነበር ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፣ መቻል፣ ኣዳማ ከተማ፣ ንግድ ባንክ፣ ፋሲል ከነማን ካልኦትን ዝነበረ ኣሰልጣኒ ኣሸናፊ በቀለ ዋና ኣሰልጣኒኣ ጌራ ምቑፃራ ተረጋጊፁ ኣሎ። እዞም ኣሰልጣኒ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ ዘለው ፈላሞት መዓልታት ዕላዊ ጋዜጣዊ መግለፂ ከም ዝህቡ እንትፍለጥ ብኣግኡ ተፃወቲ ንምፍራም ምንቅስቓስ ጀሚሮም ኣለው።
Оберіть інший тариф
На вашому тарифі доступна аналітика тільки для 5 каналів. Щоб отримати більше — оберіть інший тариф.