cookie

Мы используем файлы cookie для улучшения сервиса. Нажав кнопку «Принять все», вы соглашаетесь с использованием cookies.

avatar

❤ተቛደሱታ❤

✔ኣብዚ ቻነል እንታይ ኣሎ? ☞ዝተፈላለዩ ሓጸርቲ ዓንቀጻትን ምኽርታት ህይወትን ☞ዝተፈላለዩ መጻሕፍቲ ብዝተፈላለዩ ቛንቋታት/ትግርኛ፣ ግእዝ፣ ኣምሓርኛን እንግሊዝኛን/ ብpdf ☞ዝተፈላለዩ ፍልፍላት መጻሕፍትን ዌብሳይታትን ☞ዝንቕ ጽሑፋት ብዝተፈላለዩ ቛንቋታት 👉መንበባይን ምኽንያታውን ትውልዲ ምፍጣር ናይ ኩሉ ዜጋ ሓላፍነት እዩ! ንሪኢቶ📝@zekimen 📞0919529711 ይጸንበሩ! የካፍሉ!👇

Больше
Страна не указанаЯзык не указанКатегория не указана
Рекламные посты
129
Подписчики
Нет данных24 часа
Нет данных7 дней
Нет данных30 дней

Загрузка данных...

Прирост подписчиков

Загрузка данных...

መግለፂ ቅዋም ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ትግራይ እዙ መግለፂ ስም ዝርዝር 326 ብፀላእቲ ዝተቐተሉ ካህናት፣ ሸኻት፣ ፓስተራት፣ ተምሃሮ ሰንበት፣ መራሕቲ ሃይማኖታትን መገልገልቲ ኣብያተክርስትያናትን መሳጊድን ሒዙ ወፂኡ ኣሎ ኣባላት እዙ ጉባኤ ዝኾኑ ትካላት ሃይማኖት ትግራይ ኦርቶዶክስ፣ እስልምና፣ ካቶሊክ፣ ሕብረተ ወንጌላውያን፣ መካነ እየሱስ፣ ቃለህይወትን፣ ሸውዓተ ማዕልቲ ኣድቬንቲስትን እዮም:: ኣብ መላእ ዓለም እንነብር ተወለድትን ፈተውትን ትግራይ፤ ንዙ መግለፂ ትካላት ሃማኖት ትግራይ በብዘለናሉ ከባቢ ቋንቋታት ብምትርጓም፤ ኣተሓሒዝና ንመንግስታትን ንዝተፋላለዩ ዓለምለኻውን ኣህጉራውን ትካላት ነብፅሐዮ::
Показать все...