ናይ የሱስ ህጻናት/Gods children🌼🌻🌼
Открыть в Telegram
#UGBCSS Gospel broadcasts for Children and their Familys ! #የሱስ ግና ጸዊዑ፥ መንግስቲ ኣምላኽ ንኸምዚኦም ዝበሉ እያ እሞ፡ ሕጻናት ናባይ ይምጽኡ ሕደጉ፡ እይትኸልክልዎም። (ሉቃስ 18፡16) ~UGBCSS Addis Abeba
Больше215
Подписчики
-124 часа
-17 дней
+330 день
Загрузка данных...
Похожие каналы
Облако тегов
Нет данных
Возникли проблемы? Пожалуйста, обновите страницу или обратитесь к нашему support-менеджеру .
Входящие и исходящие упоминания
---
---
---
---
---
---
Привлечение подписчиков
декабрь '24
декабрь '24
+2
в 1 каналах
ноябрь '24
+3
в 0 каналах
Get PRO
октябрь '24
+8
в 1 каналах
Get PRO
сентябрь '24
+7
в 0 каналах
Get PRO
август '24
+212
в 1 каналах
| Дата | Привлечение подписчиков | Упоминания | Каналы | |
| 09 декабря | 0 | |||
| 08 декабря | 0 | |||
| 07 декабря | +1 | |||
| 06 декабря | 0 | |||
| 05 декабря | 0 | |||
| 04 декабря | 0 | |||
| 03 декабря | +1 | |||
| 02 декабря | 0 | |||
| 01 декабря | 0 |
Посты канала
#ምስጋና!!!
ክፍሊ ህጻናት ኣብቲ ካብ 26 ክሳብ 30 ነሓሰ ዝተኻየደ ናይ ህጻናት ክረምታዊ መደብ ንዝገበርኩምልና ንምእማኑ ዘጸግም ደገፍ ልባዊ ምስጋናና ነቕርብ።
ከም መምህራን መጠን ኣብ መንገዲ ብዙሕ ብድሆታት ኣጋጢሙና ፥ ቀሊል ውን ኣይነበረን፡ ይኹን እምበር፡ ብጸሎትን ገንዘባዊ ኣበርክቶን ክቡር ምኽርን ዝገበርክሙልና ዘይንቕነቕ ደገፍ ዓቢ ለውጢ ኣምጺኡ።
ቀጺልና ድማ ፍሉይ ምስጋናና ንቻይልድ ኢቫንጀሊዝም (CEF)ን ኣባላት ካሜራን፡ ብኤዲቲን ዝተሓባበረና ሓው፡ ነቲ ብሉጽ መንእሰይ ተጻዋታይ ኪቦርድን፡ ከምኡ’ውን ንኹሎም ኣገልገልቲ ቤተክርስትያን ሕብረት ኣመንቲ ወንጌል ኣያት ፡ ንኹሎም መራሕቲ ቤተክርስትያን፡ መምህራን፡ መንእሰያትን፡ ናይ ኣባይቲ ጸሎት ሕብረትን ፡ ኣዴታትን ንዕውትነት እዚ መደብ ዝገበርኩምልና ተወፋይነትን ብሓቂ ብሓቂ ሓይሊ እዩ ነይሩ። ነዚ መደብ ዕዉት ስለ ዝገበርኩም የቐንየልና!
ንስኻትኩም ብሩኻት ኢኹም !
ክፍሊ ህጻናት 2024
| 2 | #THANK YOU!!!
We extend our heartfelt gratitude to all church leaders, teachers, teenagers, home cells, and mothers for your incredible support during the Kids' Summer Program held from August 26 to 30. It wasn’t easy, and as teachers, we faced many challenges along the way. However, your unwavering support through prayers, financial contributions, and valuable advice made a tremendous difference. A special thanks to the Child Evangelism Fellowship (CEF), the camera team and editor, the young keyboardist, and all United Gospel Believers Church servants. Your dedication and commitment to the success of this program were truly inspiring. Thank you for making this program a success!
You are blessed!
UGBCSS 2024 | 216 |
| 3 | ብሩኻት፡ ጽባሕ ናይ ዝሓለፈ ዝተውሃብክምዎ ማልያ ምግባር ከይትርስዕዎ፡ ብተወሳኺ ጸሊም ስረ እንተዘይተኻኢሉ ድማ ሰማያዊ ሕብሪ ይኹን። ኣምላኽ ኣገልግሎትኩም ይባርኽ!😊
N.B ካብ 85%ን #ልዕሊኡን ኣብ ኣካዳሚ ገምጋም(Average) ኣምጺእኩም ዝተመዝገብኩም፡ ጽባሕ #ስእሊ 📸 🖼 ምምላእ ኣይትረስዑ። | 198 |
| 4 | ብሩኻት፡ ጽባሕ ናይ ዝሓለፈ ዝተውሃብክምዎ ማልያ ምግባር ከይትርስዕዎ፡ ብተወሳኺ ጸሊም ስረ እንተዘይተኻኢሉ ድማ ሰማያዊ ሕብሪ ይኹን። ኣምላኽ ኣገልግሎትኩም ይባርኽ!😊
N.B ካብ 85%ን #ልዕሊኡን ኣብ ኣካዳሚ ገምጋም(Average) ኣምጺእኩም ዝተመዝገብኩም፡ ጽባሕ ስእሊ ምምላእ ኣይትረስዑ። | 1 |
| 5 | ብሩኻት፡ ጽባሕ ናይ ዝሓለፈ ዝተውሃብክምዎ ማልያ ምግባር ከይትርስዕዎ፡ ብተወሳኺ ጸሊም ስረ እንተዘይተኻኢሉ ድማ ሰማያዊ ሕብሪ ይኹን። ኣምላኽ ኣገልግሎትኩም ይባርኽ!😊
N.B ካብ 85% ኣብ ኣካዳሚ ገምጋም(Average) ኣምጺእኩም ዝተመዝገብኩም፡ ጽባሕ ስእሊ ምምላእ ኣይትረስዑ። | 5 |
| 6 | #ህጻን ሚራክል ተረኺቡ ኣሎ። | 46 |
| 7 | ሚራክል ሃብቶም እዩ ስሙ፡ | 18 |
| 8 | Нет текста... | 19 |
| 9 | ንሓብትና ሰናይት(ኣያት) ወዳ ወዲ 8 ዓመት ካብ ገዛ ክጻወት ኢሉ ከባቢ ፋዱስ ምስ ወጸ ስለዘይተመልሰን ተደልዩውን ስለዝተሳእነ ኩላትና ክንጽልን ዝረኸቦ እንተሎውን ደዊሉ ክሕብር ንላቦ። | 19 |
| 10 | ሻሎም ብሩኻት
ኩሉኹም 2ይን 3ይን ክፍሊ ጽባሕ (ቐዳም)ናይ መዝሙር ናይ ልምምድ ግዜ ስለዝህልወና፡ ኩሉኹም ሰዓት 10፥30 ቅ.ቐ ምጹ። ክሳብ ሰዓት 1፥30 ድ.ቐ ልምምድ ክህልወና እዩ።
N.B ፡ እቶም ናይ ድራማ 3ይ ክፍሊ ግን ኣቐዲምና ክንጅምር ስለዝኮንና ሰዓት 10 ንራኸብ።
ተባረኹ! | 320 |
| 11 | ልዕሊ 85 ነጥቢ ዘምጽኡ ተመሃሮ
1.ብሩኽ ተስፋኣለም ~99.51
2.ናታን ተስፋኣለም ~99.42
3.እሰይ ዘርእያቆብ ~99.18
4.ፋሬስ ሚኪኤል ~ 98.9
5.ሰሊሆም ቃልኣብ ~95.64
6.ዮሴፍ ፍስሃየ 94.93
6.ሜርሲ ተመስገን ~94.19
7.ሄልዳ ሞኣ ~94
8.ሳምራ ሙሉጌታ ~93
9.ካሌብ ሚኪኤል ~ 92.99
10.ሙሴ ሞኣ ~92.78
11.ናእሚ ክብሮም ~ 92.6
12.ሰሊሆም ቐለሙ ~92.4
13.እስራኤል መርሃዊ-92.14
14.ሲራኽ ሙሉጌታ ~92
15.ሳሮን ኣማኑኤል ~90.4
16.ሚልክያስ ኤርሚያስ ~89.68
17.ኣሰና ተስፋኣለም ~89.59
18.ኖህ ሞኣ ~89.08
19.ፍረወንጌል ዘካርያስ~ 88.5
20.ዳዊት ተስፋ ~88.12
21.ሰሊሆም ኣማኑኤል ~ 86.4
22.ኣቢጋይል መትከል ~85.88
23.ሌዊ ገላውድዮስ ~85.6
24.ምስጋና ኤፍሬም ~85.56
25.ሲልዋኖስ የውሃንስ ~ 85.5
26.ሻሎም ሰዓረ ~85.5
ተወሳኺ፡ ኣብ ስም ወይ ነጥቢ ዝተጋገኽዎ እንተሃልዩ ጽሓፉለይ፡ ከምኡ'ውን ሰዲድኩሙለይ ከለኹም ዘይመዝገብኩኹም ሓቡሩኒ።
ብሩኻት ኢኹም! | 415 |
| 12 | Нет текста... | 64 |
| 13 | Нет текста... | 13 |
| 14 | Нет текста... | 99 |
| 15 | Нет текста... | 108 |
| 16 | #ሓበሬታ
ኩሉኹም ብኣካዳሚ ነጥብኹም፡ ካብ 85% ንላዕሊ ንሚስ #ሜሪ ብቴልግራም ልኣኹልና!
ካብ 85%-89% ኣብ ክላስ ክዕደል፡ ካብ 90% ንላዕሊ ድማ ኣብ ኣዳራሽ ክዕደል ምዃኑ እዩ! | 288 |
| 17 | Нет текста... | 161 |
| 18 | Нет текста... | 141 |
| 19 | #ተፈጸመ!!!!!!!!!!
ብረድኤት ኣምላኽ፡ ዝነበረና ክረምታዊ መደብ ናይ ህጻናት ፡ ብዓወት ዛዚምና ኣሎና!
Philippians 3 ትግ - ፊልጲ
14: ናብቲ ሕንጹጽ ዕላማ ኣቢለ፡ ናብቲ ዓስቢ ዓወት ናይ ላዕሊ ጽውዓ ኣምላኽ ብክርስቶስ የሱስ እጐዪ አሎኹ።
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ንስኻትኩም ብሩኻት ኢኹም
@UGBCSS 2024 | 270 |
| 20 | Нет текста... | 275 |
