cookie

Мы используем файлы cookie для улучшения сервиса. Нажав кнопку «Принять все», вы соглашаетесь с использованием cookies.

avatar

Asser Media ኣሰር ሚድያ

ኣሰር ሚድያ ካባኹም ናባኹም!!

Больше
Япония12 282Язык не указанКатегория не указана
Рекламные посты
376
Подписчики
Нет данных24 часа
Нет данных7 дней
Нет данных30 дней

Загрузка данных...

Прирост подписчиков

Загрузка данных...

Показать все...
ድምፃዊት ማህሌት ገ/ገርግሰ ኣብ መከተ ኣንበጣ

Показать все...
ብጣዕሚ ዝገርም ዋዕላ መከተ እንበጣ ከይንቲ ትግራይ

ሰሙያት ድምፃውያን ኣብ መኪና ዝደረፍሉ

Показать все...
ንነባራት ተጋደልቲን መራሕቲን ህውሓት መናእሰይ ራያ ሓረሰቶት ዝገርም ዘረባ እንትዛረቡ ካብ መራሕቲ እውን ዘይተፀበይው መልሲ ረኪቦም::

መራሕቲ ህውሓት ህዝቢ ዝገብሮ ዘሎ መከተ ወራር ዕሰለ ኣንበጣ ተዓዚቦም

Показать все...
ታሪካዊ መድረክ ደብሪፅን ኣለምን ሓዊሱ ላዕለውት ኣመራርሓን ኣብ መድረክ ወያንይ እንትስዕስዑ

ኣሰር ሚድያ ሳብስክራይብ

Показать все...
''ኮሮና ዕድመ ኣይፍልን'' ተ ፈ ና ተ ት ኹሉ ክሪኦ ዝግባእ መልእክቲ ተጋሩ!!

ሓደሸቲ ሓበሬታ ብዛዕባ ኮሮና ቨይርስ ንምርካብ ኣሰር ሚድያ ሳብሰክራይብ ይግበሩ!! Subscribe #Asser_Media #ኣሰር_ሚድያ #corona_virus #COVID19

Показать все...
ፍሉይ ሓይሊ ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ስታድየም እንትእትው ዝርእዮው ክብሪ

ኣሰር ሚድያ ሳብስክራይብ ይግበሩ

ጋዜጠኛ ፍቕሩ ወልዱ ካብ ኣብኡ ኣይተ ወልዱ ኣፅብሃ ኣዲኡ ወይዘሮ እህታለም ደመናን 2 መስከረም 1979ዓ.ም ኣብ ከተማ ወልድያ ተወሊዱ። ንኣስታት ክልተ ዓመት ኣብ ከተማ ወልድያ ምስ ፀንሐ ምስ ቤተሰቡ ናብ ከተማ መቐለ ብምምፃእ ኣብ ቤት ትምህርቲ ሃፀይ ዮውሃንስ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ዓሰርተ ክልተ ክፍሊ ተማሂሩ። ድሕሪ እዚ ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ ብጆርናሊዝምን ኮሙኒኬሽንን ብቀዳማይ ዲግሪ ተመሪቑ። 2001ዓ.ም ናብ ዓውዲ ስራሕ ጋዜጠኛኝነት ዝተፀንበረ ጋዜጠኛ ፍቕሩ ወልዱ መጀመርያ ኣብ ጋዜጣ ወይን፣ ብምቕፃል ቴሌቭዥን ትግራይ፣ ድሓር ድማ ኣብ ሬድዮን ቴሌቭዥንን ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብጠቕላላ ን8 ዓመታት ምስ ኣገልገለ ብፍላይ ካብ ምምፃእ ናይ ለውጢ ሓይሊ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ብዝስርሑ ናይ ሚድያ ናይ ፀለመ ፕሮፖጋንዳታት ብምቅዋም ካብ ስራሕ ለቒቁ ናብ ድምፂ ወያነ ቴሌቭዥን ተፀቢሩ እዩ። ኣብ ድምፂ ወያነ ቴሌቭዥን ድማ ብላዕለዋይ ኣሰናዳእነትን ድምፂ ወያነ ቴሌቭዥን ጨንፈር ኣዲስ ኣበባ መተሓባበርን ጋዜጠኛን ኾይኑ እናሰርሐ ፀኒሑ እዩ። ብድሕሪ እውን እቲ መንግስትነት ሒዙ ዘሎ ጉጅለ ኣብ ልዕሊ ድምፂ ወያነ ጨንፈር ኣዲስ ኣበባ ብዝወሰዶ ናይ ምዕፃው ስጉምቲ ናብ ዋና ቤት ፅሕፈት ድምፂ ወያነ መቐለ መፂኡ ክሳብ ዕለተ ሕልፈቱ እናገልገለ ፀኒሑ። ጋዜጠኛ ፍቕሩ ወልዱ ድምፂ ንዝስኣኑ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን እዛ ሃገር ድምፂ ኾይኑ እዩ። ዘይድፈሩ ቦታታትን ኩነታትን ዝደፈረ ውፉይ ንሞይኡ ኩሉ ዓይነት ዋጋ ኸፊሉ ዝሰርሕ፤ ክሳብ ኣብ ጐንፅን ምፍንቓልን ዞባ ጉጂ ኣብቲ ቦታ ብምኻድ እቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኣጋጢሙ ዝነበረ ሕስምን መከራን ንህዝቢ ዓለም ኣቓሊሑ እዩ። ህዝቢ ሲዳማ መሰል ዓርሰ ምምሕዳር እንተልዕል ክሳብ ሃዋሳን ከባቢኡን ተጓዒዙ ድምፂ ውፅዓት ህዝብታት ምዃኑ ዘረጋገፀ ጋዜጠኛ እዩ ነይሩ። ክሳብ ጉባ ግድብ ህዳሰ ብምኻድ ድሕሪ እቲ ዝብሃል ለውጢ ግድብ ዘጋጠመ ማሕለኻ እንታይ ከምዝመስል ንተመልከቲ ኣገንዚቡ፤ ሕዚ ኣብ ስልጣን ዘሎ መራሒ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ጋዜጣዊ መግለፂ ተረኺቡ እቲ ካብ ዝተፈላለዩ ደጊፎምኒ ዝብልዎም ዶላራት ሓገዝ ኣበይ ከምዝወዓለ ብንፁር ቋንቋ ሓቲትዎም እዩ። በሊሕ፣ ለባምን ትዕግስተኛን ዝነበረ ጋዜጠኛ ፍቕሩ ወልዱ ኣብ ኩሉ ዝተዋፈረሉ ዓውዲ ብልዑል ሞያዊ ብስለትን ሰሪሑ ዘዐወተን ንፉዕ ጋዜጠኛ እዩ ነይሩ። ጋዜጠኛ ፍቕሩ ወልዱ በዓል ሓዳርን ኣቦ ሓደ ቆልዓን ዝነበረ እንትኸውን፤ ብዝሓደሮ ሃንደበታዊ ሕማም ኣብ ዓይደር ሪፈራል ሆስፒታልን ጥቁር ኣንበሳ እስፔሻላይዝድ ሆስፒታልን ክትትል ሕክምና ይግበረሉ ድሕሪ ምፅናሕ ትማሊ 23 ነሓሰ 2012ዓ.ም ኣብ መበል 33 ዓመቱ ዓሪፉ :: ኣባላት ኣሰር ሚድያ ንመላእ ቤተሰቡ፣ ፈተውቱ፣ ናይ ሞያ መሓዙቱን ፅንዓት ንምነ።
Показать все...
Показать все...
ዝገርም ሳዕሰዒት ላዕለዉት ኣመራርሓ ህዉሓት ኣብ መዕፀዊ ምድላዉ መበል 45 ዓመት 11 ለካቲት

Subscribe #Asser_Media #ኣሰር_ሚድያ