cookie

Мы используем файлы cookie для улучшения сервиса. Нажав кнопку «Принять все», вы соглашаетесь с использованием cookies.

avatar

Stalin Gebreselassie

Больше
Рекламные посты
5 022
Подписчики
-224 часа
-247 дней
-8230 дней
Время активного постинга

Загрузка данных...

Find out who reads your channel

This graph will show you who besides your subscribers reads your channel and learn about other sources of traffic.
Views Sources
Анализ публикаций
ПостыПросмотры
Поделились
Динамика просмотров
01
ንትግራይ ስትራቴጂካዊ ፀላኢ ዘይኮነስ ስትራቴጂካዊ ፈታዊ ፍጠረሉ። ለካ ሐዚ እውን ዓብይ ፀገም ትግራይ ውሽጣዊ'ዩ? ብቐዳማይ ሓላፊ ቢሮ ኮሙኒኬሽን ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ረዳኢ ሓለፎም ከባቢያውነት ኣሎ፤ ባቢሎናዊያን፣ ላዛ ናይ ዝኾነ ከባቢ ተዛሪብካ ተባሂሉ ተገምጊሙ ወዘተ ዝብል ሓሳብ ምስገለፀ፤ ብሓቂ ክብለኩም ከመይ ውሽጠይ ከምዝሓዘነ ባዕለይ እየ ዝፈልጦ። ደገን ውሽን ዘሎ ህዝብና፣ ውድባትን ግዚያዊ መንግስትን ብፕሪቶሪያ ስምምዕ መሰረት ግዝኣታዊ ሓድነት ንምምላስ ኩለመዳያዊ ቃልሲ እንትግበር ኣነ ብሓቂ ዝሰሓትኩዎ ነገር ምህላዉ ፈሊጠ። ረዳኢ ሓለፎም ሓቁ እዩ። ከባቢያውነት ኣብዚ ሰሙን ዝረአ ዘሎ ዓይኑ ዘዉፀአ ልዕሊ ተኸፋሊ ካድረ ብልፅግና ብዘይ ኽፍሊት ብግልፂ ይወፅእ ኣሎ። ንተኸፋላይ ኣፈኛ ስርሑ እዩ፤ እቲ ዘሕዝን ግን ብዘይክፍሊት እታ ሐዚ ዘላ ትግራይ ፀቢባቶ ናብ ቁሸት ወሪዱ የዕገርግር፣ ብዓቕሙ የጥቅዕ። ካብዚ መን ከምዝርባሕ ኣይፍለጥን። ትግራይ ግን ይፅልምታ ኣሎ። ብሓቂ እቲ ፅጉም ህዝቢ ይፅልምቶ ኣሎ። ኣቦይን ኣደይን ዝሓልሙዎ ነንበይቱ ከምዝበሃል ኮይኑ። መራሕቲ ትግራይ ሓመድ ልሒሶም ጥራሕ ዘይኮነስ መላምል መናእሰይ ልሒሶም እዮም ኣብዚ በፂሖም። ኣብ መቐለ V-8 ገይርካ ተዓጂብካ ኪድ፣ ኣብ ዓበይቲ ሆቴላት መቐለ ምስ ትደልዮ ሰብ ተቐዛዘ፣ ኣ.ኣ ስካይላይት ከምድልየትካ ዓለምካ ርአ፣ ምስ ሃፋትም ተፀጊዕኻ ሽውሃት ገንዘብ ዕፆ፣ ግን ሓደ ነገር ከይትርስዕ። ህዝቢ ትግራይ ካብ ልቡ እንተውፂኡካ ፅባሕ ክንቲት ኢኻ ትኾን። መሓዛ ኣረጋዊ በርሀ ኢኻ ትኾን። ስለዚ ፀዋር ኩን፣ ሚስጥር ብፆትካን ዉድብካን ሓሉ፣ ድሕንነትካ እውን ዉሑስ ግበር ምኽንያቱ ናይ ኣመራርሓ ህይወት ናይ ሓፋሽ'ውን እዩ። ዝተውሃበካ ሓላፍነት ፈፅም። ንትግራይ ስትራቴጂካዊ ፀላኢ ዘይኮነስ ስትራቴጂካዊ ፈታዊ ፍጠረሉ። ንፀላኢ ሚስጥር ትግራይ ንጥቕሚ ክትብል ኣሕሊፍካ ኣይትሃብ። ብዝተረፈ ህዝቢ ትግራይ ፀዋር፣ ረዚን፣ ብዙሕ ሕማቕን ፅቡቕን ዝረኣየ እዩ። ሐዚ ዘሎ ፀገም ነዊሕ ዝፀንሕ ኣይኮነን ሓላፊ እዩ። እዋን ክባን ዕፅዋን ዝሓለፈ እዩ።
4920Loading...
02
#ስጉምቲ ሐዚ ን Getachew K Reda ክንቃወሞ ዘለና ተዓጻጻፋይ ዘይኮነ ወድማ stuck ዝገበረ ናይ ህወሓት መስርሕን #ስነሓሳብን ንልዕሊ ሓደ ዓመት ተሸኪሙ ብምቕፃሉ ጥራሕ እዩ። በዚ መዳይ ለውጢ እንድሕር ዘየምጽአ ትርጉም የብሉን። ካብዚ ወፃኢ ዘሎ ተቓውሞ "እዛ ቡርኩታ ኣብ ውሽጣ እምኒ ኣላታ" ከም ዝበሃል ጌረ እየ ዝወስዶ። ብፍላይ ፥ ትግራዋይነቱን፣ ተጋዳላይነቱን ንምግፋፍን ዝመጸሉ #ማህበረሰብን ንምሽምቓቅ ዝግበር ዘሎ ሃተውተው መሕፈሪ እዩ። #ስጉምቲ ሐዚ
8421Loading...

Показать все...
👍 11
Фото недоступноПоказать в Telegram
#ስጉምቲ ሐዚ ን Getachew K Reda ክንቃወሞ ዘለና ተዓጻጻፋይ ዘይኮነ ወድማ stuck ዝገበረ ናይ ህወሓት መስርሕን #ስነሓሳብን ንልዕሊ ሓደ ዓመት ተሸኪሙ ብምቕፃሉ ጥራሕ እዩ። በዚ መዳይ ለውጢ እንድሕር ዘየምጽአ ትርጉም የብሉን። ካብዚ ወፃኢ ዘሎ ተቓውሞ "እዛ ቡርኩታ ኣብ ውሽጣ እምኒ ኣላታ" ከም ዝበሃል ጌረ እየ ዝወስዶ። ብፍላይ ፥ ትግራዋይነቱን፣ ተጋዳላይነቱን ንምግፋፍን ዝመጸሉ #ማህበረሰብን ንምሽምቓቅ ዝግበር ዘሎ ሃተውተው መሕፈሪ እዩ። #ስጉምቲ ሐዚ
Показать все...
👍 11💯 1
Перейти в архив постов