cookie

ما از کوکی‌ها برای بهبود تجربه مرور شما استفاده می‌کنیم. با کلیک کردن بر روی «پذیرش همه»، شما با استفاده از کوکی‌ها موافقت می‌کنید.

avatar

ናይ ዓወት መንገዲ

ኣነቃቃሒ ቃላት ምስልታት ቪድዮታት ዓርሰ እምነትካ ብከመይ ተዕብዮ ሂወት ታሪክ ዕዉታት ሰባት ዝተፈላለዩ መፃህፍቲ ብ PDF ብከመይ ኣወንታዊ ኣተሓሳስባ ትሕዝ ዕዉት ንክንከውን ዝሕግዙና ነገራት ብከመይ ምስ ሰባት ንረዳዳእ group @For_winners ካልኦት ዝተፈላለዩ ኣብ ሂወትና ዘድልቱና ነገራት ንምርካብ Join ኢሊም ይርከብዎ ሊንክ Link https://t.me/+jKy3xabbNU0wNmNk

نمایش بیشتر
أثيوبيا7 337امهری5 315دسته بندی مشخص نشده است
پست‌های تبلیغاتی
1 741
مشترکین
+124 ساعت
+37 روز
+1030 روز

در حال بارگیری داده...

معدل نمو المشتركين

در حال بارگیری داده...

Photo unavailableShow in Telegram
❤‍🔥 7
Photo unavailableShow in Telegram
5 ምክንያታት ንምንታይ ሰባት ተስፋ ከም ዝቆርፁ 👉ብጣዕሚ ቅልጡፍ ዝኮነ ውፅኢት ይፅበዩ 👉ሰባት ብዛዕበኦም ታይ ከም ይሓስቡ ዝብል ነገር የተሓሳስቦም እዩ 👉ስነ ምግባር የብሎምን 👉ንፁር ዝኮነን ብግልፂ ዝተፃሕፈን #ትልሚ[plan] የብሎምን 👉ኣብ ባዕሎም ኣይተኣማመኑን 🦋🦋🦋🦋🦋🦋🦋🦋 @NayAwetMengedi @NayAwetMengedi
نمایش همه...
👍 6❤‍🔥 2🙏 1
01:04
Video unavailableShow in Telegram
ሓደ ሓደ ግዜ ናይ መጀመርታ ስጉምቲ ክከብድ ይክእል እዩ! 👉መብዛሕቲና ዝኮነ ነገር ክነዐውት ኣለና ኢልና  📝ትልሚ_ነውፅእ ንዕኡ ንምዕዋት ድማ #ጉዕዞ_ንጅምር🚶‍➡️🚶‍♀‍➡️ ነገር ግን መጀመርታ ኣብ ዝጀመርናሉ ግዜ ዝኮነ ከቢድ ዝመስል ነገር ክገጥመና ከሎ ኩሉ እቲ ክነዐውቶ ኣለና ኢልና ዝሓዝናዮ ነገራት ንገድፎ ተስፋ ንቆርፅ። ☝️ነገር ግን ዘይተረደእናዮ ነገር ነገራት ኣብ መጀመርታ ክከብዱ ይክእሉ እዮም ምክንያቱ እቲ ነገር ቅድሚ ሀዚ ጌርናዮ ስለ ዘይንፈልጥን ናይ መጀመርታና ስለ ዝኮነን። 👉ስለዚ ብግዝያውን ናይ መጀመርታ ስጉምቲ ከቢድ እዩ ኢልናን  እቲ ክነዐውቶ ንሓስቦ ነገር ከይነቋርፅ። 🦋🦋ቤተሰብ ይኩኑ!⚜⚜ SHARE 💛❤️💛❤️💛 @NayAwetMengedi @NayAwetMengedi
نمایش همه...
16.73 MB
👍 3🙏 3💯 1
01:04
Video unavailableShow in Telegram
ሓደ ሓደ ግዜ ናይ መጀመርታ ስጉምቲ ክከብድ ይክእል እዩ! 👉መብዛሕቲና ዝኮነ ነገር ክነዐውት ኣለና ኢልና  📝ትልሚ_ነውፅእ ንዕኡ ንምዕዋት ድማ #ጉዕዞ_ንጅምር🚶‍➡️🚶‍♀‍➡️ ነገር ግን መጀመርታ ኣብ ዝጀመርናሉ ግዜ ዝኮነ ከቢድ ዝመስል ነገር ክገጥመና ከሎ ኩሉ እቲ ክነዐውቶ ኣለና ኢልና ዝሓዝናዮ ነገራት ንገድፎ ተስፋ ንቆርፅ። ☝️ነገር ግን ዘይተረደእናዮ ነገር ነገራት ኣብ መጀመርታ ክከብዱ ይክእሉ እዮም ምክንያቱ እቲ ነገር ቅድሚ ሀዚ ጌርናዮ ስለ ዘይንፈልጥን ናይ መጀመርታና ስለ ዝኮነን። 👉ስለዚ ብግዝያውን ናይ መጀመርታ ስጉምቲ ከቢድ እዩ ኢልናን  እቲ ክነዐውቶ ንሓስቦ ነገር ከይነቋርፅ። 🦋🦋ቤተሰብ ይኩኑ!⚜⚜ Share @NayAwetMengedi @NayAwetMengedi
نمایش همه...
16.73 MB
نمایش همه...
ናይ ዓወት መንገዲ

🍃ድሕሪ ፈተና……… 🦋ናይ ሀዚ ታሕጓስና ካብ ናይ ትማሊ ፈተናታትና ዝመፀ እዩ። 👉ስለዚ ሀዚ ፈተና ተበዚሑና ንፅባሕ ታሕጓስና እናዳለወና ስለዝኮነ ንዘጋጠመና ፈተና ብትዕግስትን ብልሓትን ንስገሮ እምበር በቲ ፈተና ብፍፁም ከይንሰዓር🙅‍♂🙅‍♀ ኣስታውሱ💆🍃🍃🍃 ኩሉ ግዜ ድሕሪ ፀልማት ብርሃን ኣሎ🤩 There is Always Dark Before The Down! public Link⚜⚜ @Nayawetmengedi 🦋 @Nayawetmengedi 🦋 🦋ኩሉ ግዜ ንዝበለፀ ሂወት! 🦋ALWAYS FOR BETTER LIFE!

Photo unavailableShow in Telegram
#ተመስገን🙏 🌓እዛ መዓልቲ እዚያ ክሪእዎ ዘይከኣሉ ብዙሓት ሰባት ኣለዉ ነዚኣ መዓልቲ እዚኣ ንክርኣ ስለ ዝፈቀድካለይ ተመስገን🙏
نمایش همه...
🙏 13👍 3👏 2💯 1
ሓደ ግዜ ምውዳቅካ ደጊምካ #ንዘይምውዳቅ እንበር ደጊምካ ንዘይምሙኳር ምክንያት ክኮን ኣይክእልን። #ብሩክ_መዓልቲ
نمایش همه...
👍 9❤‍🔥 2🥰 2💯 1
Photo unavailableShow in Telegram
ንመላእ ተከተልቲ እምነት ክርስትና እንካዕ ንበዓል ፋሲካ ብሰላም ኣብፀሐኩም ደስ ዝብል ናይ ፍቅሪ💛❤️ ኣውድ ኣመት ይኩነልኩም🤝 🦋🦋🦋🦋🦋🦋🦋🦋 @NayAwetMengedi @NayAwetMengedi
نمایش همه...
🙏 6 4😍 2👍 1❤‍🔥 1
ትሕት ንግዚኡ ልዕል ኣብ ግዜኡ💪 ሀዚ ዝተሓተ ስራሕ ትሰርሕ ኣለካ ማለት ኩሉ ግዜ ንሱ ናሰራሕካ ትነብር ኢካ ማለት ኣይኮነን። ሀዚ ትሕት ኢልካ ትሰርሖ ነገር ዳሓረ ቅንዕ፡ኢልካ ንክትከድ ይገብረካ እዩ። ፨ስለዚ ትሕት ንግዚኡ ልዕል ኣብ ግዚኡ💪 💪ንዑ ኩልና ብሓደ ንዕበ🫲🫱 🔥ሼር ናብ ኣዕርክትና ግሩፕ🌗 ፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨ @NayAwetMengedi @NayAwetMengedi
نمایش همه...
👌 3 2😍 2❤‍🔥 1🏆 1
Photo unavailableShow in Telegram
ክሳብ እቲ ትደልዮ ዓይነት ህይወት ትረክብ ጠንኪርካ ስራሕ! 🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥 @NayAwetMengedi @NayAwetMengedi
نمایش همه...
👍 3🏆 2❤‍🔥 1👌 1😍 1