cookie

ما از کوکی‌ها برای بهبود تجربه مرور شما استفاده می‌کنیم. با کلیک کردن بر روی «پذیرش همه»، شما با استفاده از کوکی‌ها موافقت می‌کنید.

avatar

ERENA INTERNET CAFE

ኣድራሻ ፦ ቦሌ ኣራብሳ

نمایش بیشتر
پست‌های تبلیغاتی
3 935
مشترکین
+2924 ساعت
+1747 روز
+56630 روز

در حال بارگیری داده...

معدل نمو المشتركين

در حال بارگیری داده...

🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ንጽባሕ ረቡዕ 05/06/2024 ናይ መርዓ ትምዝገቡ 👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇
نمایش همه...
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ንጽባሕ ረቡዕ 05/06/2024 ትራቨል ዶኩመንት ንምውጻእ ሰነዳትኩም ተረክቡ 👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇
نمایش همه...
ሓበሬታ ናይ ስደተኛታት ኣገልግሎት ብነጻ ምዃኑ እንዳሓበርና : ዝኾነ ስደተኛ ብ drcs system online ቆጾሮ ብምሓዝ ብመዓልቲ ቆጾሩኡ ተረኺቡ ኣገልግሎት ብነጻ ከምዝወሃብ ንሕብር ። ካብዚ ወጻኢ ንኣገልግሎት ዝሕተት ገንዘብ ስለዘየለ ዝኾነ ስደተኛ ገንዘብ ክኸፍል ከምዘይብሉ ፈሊጡ ግዴትኡ ክዋጻእ ከምዘለዋ እንዳሓበርና : ኮይኑ ግና ንዘይ ሕጋዊ መንገዲ ንዝሳተፍ ከመኡ ውን ክተሓባበር ዝተረኸበ ስደተኛ ብ Fraud code of condact መሰረት ኣድላይ ስጉምቲ ክንወስድ ምኻና ንሕብር ። (@RRSINFODESK)
نمایش همه...
👍 14👏 1
ሓበሬታ ሰላም ሰላም ከመይ ዊዒልኩም ኣባላት ናይዚ ገዛ ቀጽለ ክብሎ ዝደሊ ናይ ፋይዳ ኣሰራርሓ ኢዩ ጽባሕ ዕለት 04/06/24 ናይ ዕለት 20/05/24 -21/05/24 ናይ መወዳአታ ክንሰርሕ ኢና ። # ሮብዕ ዕለት 05/06/24- ሓሙስ ዕለት 06/06/24 ከኣ ናይ 22/05/24 ኢና ክንሰራሕ ናብ ኩሉ ክባጻሕ ሽር ግበርዎ።
نمایش همه...
👍 12
👆👆👆👆👆👆👆👆👆👆👆👆👆👆👆 እዞም ኣብዚ ሊስታ ዘለኹም ናብ ጎይትኦም +251991717564 ኢኹም ትሰድዎ
نمایش همه...
👍 5 2
Photo unavailableShow in Telegram
👍 5🔥 1
ኣስማትኩም ተዘርዚሩ ዘሎ ። 1ይ:-በቢተርታ ስምኩም ቴሌፎንኩም ጻሓፋለይ 2ይ:- ንዕለት 06/06/24 ሓሙስ ጎተራ ተረኸቡ
نمایش همه...
Photo unavailableShow in Telegram
👍 2 1