cookie

ما از کوکی‌ها برای بهبود تجربه مرور شما استفاده می‌کنیم. با کلیک کردن بر روی «پذیرش همه»، شما با استفاده از کوکی‌ها موافقت می‌کنید.

avatar

Extra Sport ኤክስትራ ስፖርት™+ SPORT

📌ስፖርታዊ ሓበሬታታት ብትግርኛ ዝቕርብሉ ቻናል እዩ። ንሓበሬታ፣ ሪኢቶን ፕሮሞሽንን በዚ ይፅሓፉልና.. @DoItKnow1 @ExtraSportbot

نمایش بیشتر
پست‌های تبلیغاتی
3 436
مشترکین
+1224 ساعت
+337 روز
+14730 روز

در حال بارگیری داده...

معدل نمو المشتركين

در حال بارگیری داده...

ኣውሮፓ ዋንጫ ፍፃሜ ፀዋታ            ⏰ 04:00      🇪🇸 ስፔን vs እንግሊዝ 🏴 🏟️ ስታድየም - በርሊን ኦሎምፒክ
نمایش همه...
Photo unavailableShow in Telegram
🌎 ኮፓ አሜሪካ ናይ ደረጃ ፀወታ     ካናዳ 2-2 ኡራጓይ ⚽ ኮኔ 22'          ⚽ ቤንታንኩር 8 ⚽ ዴቪድ 80'      ⚽ ሱዋሬዝ 90+1'           PEN [3-4]
نمایش همه...
Photo unavailableShow in Telegram
🌎 ኮፓ ኣሜሪካ ፍፃመ ፀወታ      ⏰ ለይቲ 09:00 አርጀንቲና vs ኮሎምቢያ
نمایش همه...
Photo unavailableShow in Telegram
ራፋኤል ቫራን ናብ ጣልያናዊት ጋንታ ኮሞ ክፍርም ከምዝተስማዕመዐ እናተገለፀ ይርከብ። ጋንታ ኮሞ ኣብ ዝሓለፈ ውድድር ዘመን ናብ ሴሪ ኤ ጣልያን ዝደየበት እንትትከውን ኣሰልጣኒኣ ድማ ሴስክ ፋብሬጋስ ከምእትስልጥን እውን ይፍለጥ። 👉@ExtraSports1 👉ጎልን ሃይላይትን ንምርኣይ 👉@ExtraSportGoals
نمایش همه...
👍 6
Transfer
نمایش همه...
💥 ክልተ ተሳተፍቲ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ዝኾና ጋንታታት ትግራይ ቅድም ኢለን ኣሰልጣኒ ምቑፃረን ይዝከር ሐዚ ድማ ወልዋሎ ዓድግራት ዩንቨርስቲ ነበር ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፣ መቻል፣ ኣዳማ ከተማ፣ ንግድ ባንክ፣ ፋሲል ከነማን ካልኦትን ዝነበረ ኣሰልጣኒ ኣሸናፊ በቀለ ዋና ኣሰልጣኒኣ ጌራ ንምቑፃራ ኣብ ጫፍ በፂሓ ኣላ። እዞም ኣሰልጣኒ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ ዘለው ፈላሞት መዓልታት ዕላዊ ጋዜጣዊ መግለፂ ከም ዝህቡን ብኣግኡ ተፃወቲ ንምፍራም ምንቅስቓስ ከምዝጀመሩ ድማ እናተገለፀ ይርከብ። 👉@ExtraSports1 👉ጎልን ሃይላይትን ንምርኣይ 👉@ExtraSportGoals
نمایش همه...
👍 3
💥 ወልዋሎ ኣሰልጣኒ ሾይማ ክልተ ተሳተፍቲ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ዝኾና ጋንታታት ትግራይ ቅድም ኢለን ኣሰልጣኒ ምቑፃረን ይዝከር ሐዚ ድማ ወልዋሎ ዓድግራት ዩንቨርስቲ ነበር ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፣ መቻል፣ ኣዳማ ከተማ፣ ንግድ ባንክ፣ ፋሲል ከነማን ካልኦትን ዝነበረ ኣሰልጣኒ ኣሸናፊ በቀለ ዋና ኣሰልጣኒኣ ጌራ ምቑፃራ ተረጋጊፁ ኣሎ። እዞም ኣሰልጣኒ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ ዘለው ፈላሞት መዓልታት ዕላዊ ጋዜጣዊ መግለፂ ከም ዝህቡ እንትፍለጥ ብኣግኡ ተፃወቲ ንምፍራም ምንቅስቓስ ጀሚሮም ኣለው።
نمایش همه...
Photo unavailableShow in Telegram
💥 ኢፕዝዊች ታውን ሊያም ዴላፕ ካብ ማንችስተር ሲቲ ንምፍራም ኣብ ስምምዕ በጺሓ 👉 ውጽኢት ኣካዳሚ ማንችስተር ሲቲ ዝኾነ ሊያም ዴላፕ: ናብ ሓዳሽ ዓባይት ጋንታ ኢፕስዊች ታውን ንምጽንባር ዘኽእሎ ስምምዕ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ጋንታታት ተፈጺሙ ኣሎ። ማንችስተር ሲቲ 15+5 ሚልየን ፓውንድ፣ ብተወሳኺ ድማ ኣብ ቀጻሊ መሸጣ እቲ ተጻዋቲ 20% ክትውንን ዘኽእላ ውዕሊ ምስ ኢፕስዊች ተስማዕሚዓ ትርከብ። 👉@ExtraSports1 👉ጎልን ሃይላይትን ንምርኣይ 👉@ExtraSportGoals
نمایش همه...
💥 ቼልሲ ሬናቶ ቬይጋ ካብ ባሴል ኣፈሪማ 👉 ቼልሲ ንዝውውር ተኸላኻሊ ፓርቹጋላዊ ሬናቶ ቬይጋ 14 ሚልየን ዩሮ ክትኸፍል እያ። 👉@ExtraSports1 👉ጎልን ሃይላይትን ንምርኣይ 👉@ExtraSportGoals
نمایش همه...
👍 1
✔️ጃደን ሳንቾ ምስ ጋንታ ማንችስተር ዩናይትድ ልምምድ ምስራሕ ጀሚሩ።
نمایش همه...
👍 5🔥 2
یک طرح متفاوت انتخاب کنید

طرح فعلی شما تنها برای 5 کانال تجزیه و تحلیل را مجاز می کند. برای بیشتر، لطفا یک طرح دیگر انتخاب کنید.