cookie

ما از کوکی‌ها برای بهبود تجربه مرور شما استفاده می‌کنیم. با کلیک کردن بر روی «پذیرش همه»، شما با استفاده از کوکی‌ها موافقت می‌کنید.

avatar

ብርዒ ትግርኛ📝Tigrigna literature📚

ብርዒ ትግርኛ📝📚 እዚ Telegram ቻነል በቲ ልዕሊ ዝኾነ ክቡር ቋንቋና ትግርኛ ዝተፈላለዩ ስነ-ጽሑፋት ዝቐርብሉ ብሉጽ ቻነል እዩ። ⭐️ዛንታታት ፍቕሪ ⭐️ኣለበምቲ ጽሑፋት ⭐️ኣገረምቲ ክስተታት ⭐️ፍልስፍናዊ ጽሑፋት ⭐️ኮታስ ኩሉ ዓይነት ንደቒ ሰባት ጠቐምቲ ዝበሃሉ መደባት ዝቐርብሉ ቻነል እዩ። ዘለኩም ሪኢቶ፣ጽሑፋት ናብዚ- @Bazen29 (👉 @Tigrigna_lit_adminBot) ለኣኹልና።

نمایش بیشتر
أثيوبيا5 230زبان مشخص نشده استکتب6 598
پست‌های تبلیغاتی
3 387
مشترکین
+624 ساعت
-97 روز
-6130 روز

در حال بارگیری داده...

معدل نمو المشتركين

در حال بارگیری داده...

Repost from Cinelux Photography
Cinelux Photography +251942707398 +251977166434 We Capture Your Smile 😊 BOOK YOUR EVENT JOIN US - @Cineluxphotography
نمایش همه...
Repost from Cinelux Photography
Cinelux Photography +251942707398 +251977166434 We Capture Your Smile 😊 BOOK YOUR EVENT JOIN US - @Cineluxphotography
نمایش همه...
Repost from Cinelux Photography
Cinelux Photography +251942707398 +251977166434 We Capture Your Smile 😊 BOOK YOUR EVENT JOIN US - @Cineluxphotography
نمایش همه...
Repost from Cinelux Photography
Cinelux Photography +251942707398 +251977166434 We Capture Your Smile 😊 BOOK YOUR EVENT JOIN US - @Cineluxphotography
نمایش همه...
Photo unavailableShow in Telegram
ናይ ሮበርት ሙጋቤ ብሂል ካብቲ ዘስሕቐንን ዘዛንየንን ብሂላት'ዩ፡፡ ገለ ካብኡ ሓንቲ፡ #* መጀምርያ ደሞዝካ ምስ ወሰድካ፡ደርሆ ትበልዕ፡፡ #* ቅሩብ ናይ ደሞዝካ ግዜ ምስ ሓለፈ፡ናብ ፍርያት ደርሆ ዝኾነ፡እንቃቕሖ ትወርድ፡፡ #* ድሕሪኡ ናይ ደሞዝ ግዜ ኣዝዩ ምስ ሓለፈ ድማ፡ናብ ደርሆ ዝምገብኦ ስገምን ጥረምረን ትምገብ፡፡ #* ደሞዝካ ክትውድኦ ምስ ቀረብካ ካልኣይ ደሞዝ ክሳብ ዝመጻካ ድማ ከም ደርሆ ዝረኸብካዮ ክትበልዕ ናብትን ናብትን ክትብል ትጅምር። Via: filmon bereket @tigrigna_literature
نمایش همه...
😁 19👍 13
Repost from CHANNEL 29
Photo unavailableShow in Telegram
መስክሪ ብዕሊ ኣቲ ርጋፅ ሳእኒ ሕሉፍ ዶ መፃኢ ትኾኒዮ ዕኒ ጎላጉል ሜድኡ ኣኽራናት ታብኡ ኣሰር ገዲፍክሉ ኣርኢኺ ዓሽኡ። ኣነስ ከፊኤኪ ውሉድ ሲኢነሉ ዓንዚረ ከሳሲ ስኡን ዓሚለሉ ሰገን ናይ ትውልደይ ንዓኺ ክላለ ኣሚኑ ክፃባሕ ባኣኺ ክሳለ ይህሉ ዶ ይኾን መንገዱ ዘይእለ? Din Fitsum Tigraway
نمایش همه...
😢 13
Repost from Cinelux Photography
Cinelux Photography +251942707398 +251977166434 We Capture Your Smile 😊 BOOK YOUR EVENT JOIN US - @Cineluxphotography
نمایش همه...
2
እስኪ ንሎሚ ኣብ ዓለም ፍልይ ፍልይ ዝበሉ ሕጊታት ኣንቢብኩም ተዝናነዩ። በቢ ዓዱ ትፈልጥዎም ፍልይ ዝበሉ ሕጊታት ኣካፍሉ 1) ኣብ ጃፓን ድሕሪ 6:00 ሰዓት ለይቲ ኣፀልሚትካ ምጭፋር( ምድናስ ) ብገበን የቕፅዕ። 2) ኣብ ካናዳ -ኦታዋ ናብ ኦም ምድያብ ( ምሕዃር) ብገበን የቕፅዕ። 3) ኣብ ቻይና ንልዕሊ 60 ዓመት ዝኾኑ ወለድኻ ብገንዘብ፣ ብጉልበት ዘይምጥዋር የቕፅዕ። ጥርዓን እንተኣቕሪቦም ብገበን የሕትት። 4) ኣብ ሳሞኣ መዓልቲ ልደት ሰበይቲኻ ምርሳዕ ብእስራት የቕፅዕ። 5) ኣብ ቦልቪያ ምርዕውቲ ሰበይቲ ካብ 1 ብርጭቆ ወይኒ ንላዕሊ ክትሰቲ ኣይፍቀደላን። ዘይተመርዐወት ግን ገደብ የብሉን። 6) ኣብ ጣልያን- ሮም ንኸልቢኻ ኣብ መዓልቲ ሓደ ጊዜ ተዘይኣናፊስካ ክሳብ 600 ዩሮ ትቕፃዕ። 7) ኣብ ኣሜሪካ ሓንቲ ከተማ( ኣብ ጎቦ ትርከብ ዴናቦ) ዝኾነ ወዲ ምስ ምርዕውቲ (ሰበይቲ ሰብኣይ) ሓቢርካ ሸናዕ (ወክ ) ኣይፍቀደሉን። 8) ኣብ ሰሜን ኮርያ ብዘይፍሉይ ፍቓድ ናብ ወፃኢ ሃገር ስልኪ ምድዋል ብሞት የቕፅዕ። 9) ኣብ ውሽጢ ግቢ ፓርላማ ኢንግሊዝ ምሟት ኣይፍቀድን። 10) ኣብ ዓረብ ኢሚሬትስ ምምሓል፣ መርገም ምርጋም ኣይፍቀድን። 11) ኣብ ጃፓን መዓንጣ ሰብኣይ ልዕሊ 85 ሳሜ፣ መዓንጣ ሰበይቲ ልዕሊ 90 ሳሜ ምርጓድ ኣይፍቀድን። ትግራይ : 1) ከባብያውነት ዝተዛረበ ወይ ዘሰጎመ ብእስራት ይቕፃዕ። ( ትርጉም ምንፃር ከም ዘሎ ኮይኑ) ዝብል ሕጊ ተዝህሉ ትስማዕምዑዶ? Via:FB @tigrigna_literature
نمایش همه...
😁 9👍 6
Repost from Cinelux Photography
Book Your Event Now Cinelux Photography +251942707398 +251977166434
نمایش همه...
👍 2
آرشیو پست ها
یک طرح متفاوت انتخاب کنید

طرح فعلی شما تنها برای 5 کانال تجزیه و تحلیل را مجاز می کند. برای بیشتر، لطفا یک طرح دیگر انتخاب کنید.