Dedebit Media ደደቢት ሚድያ
رفتن به کانال در Telegram
ፍልፍል ፅፁይ ሓበሬታ! Source of accurate information! Website — dedebitmedia.com Mobile app — dedebit.page.link/download Facebook — fb.com/DedebitMedia Twitter — twitter.com/dedebitmedia YouTube — https://www.youtube.com/channel/UC7Llk6em2bASrSzWQvu6ZWw
نمایش بیشترکشور مشخص نشده استدسته بندی مشخص نشده است
7 764
مشترکین
+324 ساعت
+77 روز
+3930 روز
آرشیو پست ها
ኢትዮጵያ ናይ ምድሓን ዕድል ኣለዋ ዶ?
==========================
ኣብይ ኣሕመድ እንትወድቕ ዕፃ ኢትዮጵያ እንታይ ይኸዉን!
• ኢትዮጵያ ከክንዲ ፍልፍል ፀጥታን ምርግጋዕን ምዃን ዋና ማእኸል ዕግርግን ዘይምርግጋዕን ኮይና ኣላ።
• ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ቀረባ እዋን ካብቶም ካብ ስልጣኖም ብሓይሊ ዝወርዱ ዘለዉ መራሕቲ ኣፍሪካ ናይ ምዃን ዕድል ኣለዎ።
• ኣብ ታሪኾም ኢትዮጵያዊያን ሕጋዊ መራሒኦም መን ምዃኑ ይኹን ስልጣን ኣብ ሞንጎ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ብኸመይ ክመቓቐል ከምዘለዎ ሓበራዊ ርድኢት ሃሊዎም ኣይፈልጡን።
READ MORE 👇
https://dedebitmedia.com/archives/21929
ሓደ ዓመቱ ዝመልኦ ኲናት ትግራይ ኣብ ዘስካሕክሕ ደረጃ ከምዝበፅሐ ሰኒ ኣብ ዝተገበረ ኣኼባ ቤት-ምኽሪ ፀጥታ ዉድብ ሕቡራት መንግስታት ሓላፊት ጉዳያት ፓለቲካ እቲ ዉድብ ገሊፀን። እዚ ድማ ናይ ትግራይን ብሓፈሻ ድማ ናይ ቀርኒ ኣፍሪካ መፃኢ ኣብ ንምግማቱ ዘፀግም ኩነታት ንኽኣቱ ገይሩዎ ኣሎ ኢለን።
READ MORE 👇
https://dedebitmedia.com/archives/21926
“I have introduced this piece with a personal story, as what is more personal than food? And the lack of it?” — Cassandra Lee
READ MORE👇
https://dedebitmedia.com/archives/21920
ግፍዓዊ ማእሰርቲ ተጋሩ ኣብ መላእ ኢትዩጵያ ተጠናኹሩ ቐፂሉ ይርከብ። ከም ግምገማ ሓደ ፓለቲካዊ ዉድብ ትግራይ ክሳብ ኸዚ ካብ 20,000 ክሳብ 30,000 ዝኾኑ ተጋሩ ኣብ ጅምላዊ ቤት-ማእሰርትታት ተዳጒኖም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ይግመት።
READ MORE 👇
https://dedebitmedia.com/archives/21883
ሰበር ዜና
======
ወታደራዊ ኣዛዚ OLA ጃል መሮ (Jaal Marroo) ሎምዓንቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ሰራዊት OLA ኣብ ኣፍደገ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 40ኪሜ ርሕቐት ከምዘሎን ኣብ ልዕሊ እታ ከተማ ናይ መወዳእታ ዝበልዎ መጥቃዕቲ ንምፍፃም ምድላዋቶም ይዛዝሙ ከምዘለዉ ንAFP ኣፍሊጡ።
እቲ ኣዛዚ ወሲኹ ከምዝሓበሮ እዚ ኲናት ኣብ "ቀረባ እዋን" ከምዝጠናቐቕ ዘፍለጠ እንትኾን ወተሃደራት ኣብይ ኣሕመድ ብጅምላ ናብ OLA ይኸድዑ ከምዘለዉ ጠቒሱ።
READ MORE 👇
https://dedebitmedia.com/archives/21917
ሰበር ዜና
======
መንግስቲ ካናዳ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ኤምባሲ ካናዳ ናይ ዝሰርሑ ኣባላቱ ቤተሰቦምን ኣዝዮም ኣገደስቲ ዘይኮኑ (non-essential) ሰራሕተኛታቱን ካብ ኢትዮጵያ ምዉፃእ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ።
እዚ ዜጋታትካን ሰራሕተኛታት ኤምባሲን ናይ ምዉፃእ ስጉምቲ ካብ መንግስቲ ካናዳ ብተወሳኺ ብርክት ዝበላ ሃገራ ኣዉሮፓ፣ መንግስቲ ኣሜርካ፣ መንግስቲ እስራኤልን ካልኦት መንግስታትን ይፍፅምዎ ከምዘለዉን ዜጋታቶም ካብ ኢትዮጵያ እቲ ዕድል እናሃለወ ብፍጥነት ክወፁ ይምዕዱ ከምዘለዉን ይፍለጥ። እዚ ምዕባለ TDFን OLAን ናብ ኣዲስ ኣበባ ይገብርዎ ዘለዉ ግስጋሰ ይቀላጠፍ ብምህላዉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሓፈሻ ኣብ መላእ ኢትዩጵያ ዝተጋደደ ቅልዉላዉ ከይፍጠር ብምስጋእ እዩ።
READ MORE 👇
https://dedebitmedia.com/archives/21911
ደ/ር ደብረፅዮን ሎምዓንቲ ምስ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ኦሊሴጎን ኦባሳንጆ ከምኡ እዉን ሓላፊ ሰብኣዊ ጉዳያት ዉድብ ሕቡራት መንግስታት ማርቲን ግሪፈዝ ሎምዓንቲ ኣብ መቐለ ኣብ ቤት ፅሕፈቱ ረኺቡ ኣዘራሪቡ።
READ MORE👇
https://dedebitmedia.com/archives/21874
ኣብይ ኣሕመድ ሎምዓንቲ ናብ ኬንያ ንዝተወሰነ ሰዓታት ገይሹ ነይሩ።
READ MORE👇
https://dedebitmedia.com/archives/21869
ሰበር ዜና
======
መንግስቲ ኣሜርካ ዜጋታቱ ካብ ኢትዮጵያ ናይ ምዉፃእ ከይዲ ዘቀላጥፍ ግብረ-ሓይሊ (task force) ኣጣይሹ። እዚ ኩነት ድሕሪ ቅልጡፍ ግስጋሰ TDFን OLAን ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝገብርዎ ዘለዉ ቅልጡፍ ግስጋሰ ዝተፈጠረ እዩ።
READ MORE 👇
https://dedebitmedia.com/archives/21855
ኣቐባሊ ቃል OLA ከምዝሓበሮ 9 ዉድባት ዝሓዘ "ስሙር ግምባር ፌደራላዊ ሓይልታት ኢትዮጵያ" ብዝብል ስያመ ዝፅዋዕ ጥምረት ኣንፃር መንግስቲ ኢትዮጵያ ይጣየሽ ከምዘሎ ሓቢሩ። እዚ ጥምረት ንህወሓትን OLAን ሓዊሱ ንዉድባት ዓፋርን ጋምቤላን ከምኡ እዉን ካልኦት ዉድባት ዝሓቖፈ እዩ። ዕላማ እዚ ጥምረት ሓዱሽ መንግስቲ ኣብ ኢትዮጵያ ምጥያሽ ከምዝኾነ ተወካሊ እዚ ጥምረት ዝኾነ ዮሃንስ ኣብርሃ እንትገልፅ ኣብ ዝመፅእ ዘሎ መዓልታት ድማ ስነ-ስርዓት ምፍርራምን ምስረታን እዚ ጥምረት ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ከምዝፍፀም እቲ ኣቐባሊ ቃል ኣፍሊጡ።
READ MORE 👇
https://dedebitmedia.com/archives/21846
TDF ናብ ኣዲስ ኣበባ እናተቓረበ ኣብ ዝመፀሉ እዚ ሰሙን መንግስቲ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ገዛ ገዛ ፍተሻ እናካየደ ትጋሩ እናሓፈሰ ይኣስር ከምዘሎን እዚ ዘይሕጋዊ ተግባር ይቕፅል ከምዘሎን The New York Times ፀብፂቡ።
READ MORE 👇
https://dedebitmedia.com/archives/21839
ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ፌስቡክ ገፁ "ፀላእትና ንቕበር" ዝብል ትሕዝቶ ዘለዎ ዝጠቅዖ ፅሑፍ ናዕቢ ብምቕስቃስ ናይ ማሕበረሰብ ደሕንነት ፓሊሲና ይጥሕስ እዩ ብምባል ኩባንያ ፌስቡክ ነቲ ፅሑፍ ኣዉሪድዎ።
READ MORE👇
https://dedebitmedia.com/archives/21833
ሰበር ዜና
=======
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ብምኽንያት ናይ TDFን OLAን ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝገብርዎ ዘለዉ ቅልጡፍ ግስጋሰ ብፍቓዶም ናብ ኣሜርካ ክምለሱ ንዝደልዩ ሰራሕተኛታቱን ቤተሰቦምን ንኽምለሱ ፍቓድ ምሃብ ጀሚሩ።
እዚ ዉሳነ ኤምባሲ ኣሜርካ ግስጋሰ TDFን OLAን ይቀላጠፍ ከምዘሎን ንኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀረባ እዋን ናይ ምቁፅፃር ዕድላት ይፍጠሩ ከመዘለዉን መርአይ እዩ ተባሂሉ።
READ MORE 👇
https://dedebitmedia.com/archives/21830
በኢትዮጵያ ውስጥ እየተካሄደ ያለው ጦርነት አሁን የአገሪቱ መንግሥት የፀጥታው ምክር ቤት አባላትን እንዲማልድ በሚያስገድደው ደረጃ ላይ እየደረሰ ነው፡፡ ጊዜው፣ ምክር ቤቱን ጣልቃ እንዲገባና የውሳኔ ሐሳቦችን እንዲያስተላልፍ የሚጠበቅበትም ነው፡፡ ይህ ግን በተሳሳተ መንገድ ከተጓዘ የፀጥታው ምክር ቤት ውሳኔ የሠላም እንቅፋት እንጂ የመፍትሔ መላ አይሆንም፡፡
ተጨማሪ ያንብቡ👇👇
https://am.dedebitmedia.com/?p=21503
ንዘመናት ዝዘለቐ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝግበር ግብዓዊ ደብዳባት ነፈርትን ዕንወት ሃፍትን ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ብዘይምኽንያት ዝገብርዎ ዘይኮነስ ተሓሲብሉ ዕላማ ሃሊዎ ዝግበር ናይ ጭካነ ተግባር እዩ።
ደብዳብ ነፈርቲ ኢንግሊዝ ብዘበነ ሃይለስላሰ፣ ደብዳብ ነፈርቲ ደርጊ ንሓዉዜን ሓዊሱ ኣብ ብዙሓት ቦታታት ትግራይ፣ ኸዚ ድማ ደብዳብ ነፈርቲ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ቶጎጋን መቐለን ካልኦት ቦታታትን ዕላምኡ እንታይ እዩ? እንታይ ንምስኻዕ ዝፍፅምዎ
READ MORE 👇
https://dedebitmedia.com/archives/21817
Today, most of the same religious leaders in Ethiopia support ethnic cleansing, man-made starvation and dehumanization of Tigrayans. Killing, arresting, and profiling of Tigrayans in Ethiopia doesn’t provoke any religious value anymore.
READ MORE 👇👇
https://dedebitmedia.com/archives/21796
“It’s clear that rape and sexual violence have been used as a weapon of war to inflict lasting physical and psychological damage on women and girls in Tigray.” - Amnesty International’s secretary General Agnes Callamard
READ MORE 👇
https://dedebitmedia.com/archives/21777
It is obvious now that there is political turmoil unfolding in Sudan. The quick question, among other ones, of course, is that how will the Eritrean, Ethiopian and Amhara forces use this situation in Sudan to dehumanize Tigrayans, Qumant and Benishangul Gumuz refugees.
READ MORE 👇
https://dedebitmedia.com/archives/21771
"ኣብ ኣፍሪካ ካብ ዘለዉ እቶም ዝገዘፉ ሰራዊታት ሓደ ዝኾነ ENDF ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልትታት ብቑፅርን ብበዝሒ ሓይሊ ሰብን ብዝነኣሰ (ኮይኑ ግን ብሓቦን ብስነ-ምግባርን ብዝበልፅ) TDF ከመይ ተሸኒፉ?"
https://globenewsnet.com/politics/how-endf-one-of-the-largest-armies-in-africa-succumbed-to-a-smaller-but-more-determined-and-disciplined-tdf-in-just-10-days/
