cookie

ما از کوکی‌ها برای بهبود تجربه مرور شما استفاده می‌کنیم. با کلیک کردن بر روی «پذیرش همه»، شما با استفاده از کوکی‌ها موافقت می‌کنید.

avatar

Engineer Lenkit Ze Axum

نمایش بیشتر
پست‌های تبلیغاتی
3 935
مشترکین
-624 ساعت
-267 روز
-8230 روز

در حال بارگیری داده...

معدل نمو المشتركين

در حال بارگیری داده...

00:19
Video unavailableShow in Telegram
Man @RishiSunak doing the rounds for new job 😂 @RishiSunak yesterday was out practising for job deliveroo deriver . #Respect_Refugee
نمایش همه...
7.03 MB
🤣 1
02:31
Video unavailableShow in Telegram
22.82 MB
4
00:11
Video unavailableShow in Telegram
ሓበሬት UK መንበሪ ፍቓድ ትፅበዩ ዘለኹም ኣሕዋት !!
نمایش همه...
9.22 KB
👍 1
👍 2
Photo unavailableShow in Telegram
* ሰበር ዜና* ወልቃይትና ራያ ተሰጠ ! የአማራ ክልል መንግስት አቶ አረጋ ከበደ ወልቃይትና ራያ ለሰላም ስንል ጦርነት ከመጀመሩ በፊት ወደ ነበሮው ግዛታችን እመለሳለሁ ብሎ ተስማሙ ። @everyone
نمایش همه...
😱 1🤮 1
Photo unavailableShow in Telegram
ኣብ ትውልዲ ዓዱ ስነስርዓት ቀብሩ ተፈፂሙ ኣሎ...!! *&* ►ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ሰሙን ኣብ ሃገረ ጀርመን ሂወቱ ዝሓለፈ ናይ ኣኽሱም ዩንቨርሲቲ ኣርኪኦሎጂ ድፓርትመንት መምህርን ተማራማርይ ቅርስታትን ዝነበረ ሓውና መምህር ፀጋዘኣብ መዝገበ ብሳላ ግድሳት ተጋሩ ድያስፖራን ኣብ ዓዲ ውሽጢ ዝነብሩን ጉዱሳት ተጋሩ ምስ ቤተስብ ብምትሕብባር ኣስከሬን ሓውና ፀጋዘኣብ ናብ ትውልዲ ዓዱ ወረዳ ኣሕፈሮም ጣብያ እንዳማርያም ቁሸት ማይቆፅሊ ኣትዩ። ~ ~ ~ ~ ►ብዕለት 28/06/2016 ኣ.ግ ኣብ ትውልዲ ዓዱ ስነስርዓት ቀብሩ ተፈፂሙ ኣሎ። ንኹሉኩም መላእ ተጋሩ ነበርቲ ጀርመን ፣ፈረንሳይ ፣ኣሜሪካ፣ ብፍላይ ነበርቲ UK(London) ካልኦት ኣብ መላእ ዓለም ዘለኩም ግድሳት ተጋሩ ፥ ኣስከሬን ካብ ጀርመን ክሳብ ናይ ትውልዲ ዓዱ ሒዝኩም ዝመፃኩም ኣብ ወፃኢ እትነብሩ ተጋሩን ቤተሰብን ካብ ልቢ ኣመስግነልና🙏 ~ ~ ~ ~ ►ኣኽቢርኩምና ኢኩም እሞ ክብርኩም ልዕል ይበል። እንትርፊ ፅቡቕ ሕማቕ ኣይግጠምኩም በለልና። ፅንዓት ንመላእ ስድራን ቤትሰብ! [ስድራ ፀጋዘኣብ ] @everyone Join our Telegram Channel https://t.me/Digital_Weyane_Diaspora_Tigray
نمایش همه...
5
Photo unavailableShow in Telegram
ፃዉዒት ህፁፅ ደገፍ ንወጻኢታት ቀብሪ ቤተልሄም ፍጹም! ቤተልሄም ፍፁም ካብ ኣቡኣ ፍፁም ገብረየሱስ ካብ ኣዲኣ ዘቢብ ሽባባዉ ብ26 ግንቦት 1996 ዓ.ም. ኣብ ዓድዋ ተወሊዳ ዓብያ። እቲ ዘሕዝን ግን ህይወት ቤተልሄም ብሓደጋ ብዘሕዝን መንገዲ ኣብ 19 ዓመታ ኣብ ኢጣልያ ተቖፅያ። ክቡራት ኣሓትን ኣሕዋትን፡- ብቐዳም ዕለት 09, 2016 ኣብ ኢጣልያ ካብዛ ዓለም ብሞት ንዝተፈልየት ንእስእቲ ሓፍትና ቤተልሄም ፍጹም ሓዘንና ንሓዘን። ኣብዚ ከቢድ እዋን፤ ስድራኣ ሬሳኣ ናብቲ ናይ መወዳእታ መዕረፊኣ ንምምላስ ብህፁፅ ገንዘባዊ ሓገዝ የድልዮም ስለዘሎ ተሓጋጊዝና ሸኽሚ ከቢድ ወፃኢታት ክነቃልለሎም ንምሕፀን። Zelle / cashApp 301-825-2069 301-357-1951 https://www.gofundme.com/f/7567w-funeral-expenses?utm_campaign=p_cp+share-sheet&utm_content=control1&utm_medium=sms&utm_source=customer-andr ነዚ ፈታኒ እዋን ብሓባር ኣብ እንጓዓዘሉ ዘለና እዋን ደገፍኩም ኣዝዩ ዝምስገን እዩ። ክፉእ ኣይትርከቡ! ኣቦ- ፍጹም ገብረየሱስ እኖሓጎ- ኣብርሀት ተስፋይ Everyone @highlight
نمایش همه...
Photo unavailableShow in Telegram
መንስኤ ባርዕ ሓዊ አክሱም ፅዬን ብገለልተኛ ይፃረይ **""" ኣብ ኣክሱም ሓያል ዝኾነ ባርዕ ሓዊ እንዳ ፅዬን በር ዝርከብ እንዳ ፍሒም ዘጋጡመ ሓያል ባርዕ ሓዊ ፣ ንቡረ ኢድ መ/ር ጎደፋ መርሃ ገና እቲ ሓዊ ከይጠፍኤ ብሽኳል ጉድኣት ኣይበፅሔን ዝብል መግለፂ ሂቦም ። ጉድኣት በፂሑ እንዳሃለወ ኣይበፅሔን ዝብል መግለፂ ምሃብ ተገቢ ኣይኮነን። ኣብ አክሱም ፅዬን ዘሎ ቤተሴባዊ ዓሌት ክብተን አሎዎ ። እዙይ ብዘመድ ኣዝማድ ዝግበር ኣሰራርሓ ክውገድ ይግባእ። አክሱም ፅዬን ክሳዕ ቅዱስ ያሬድ ዘሎ ቤተሰባዊ ምጥቕቓም ፍትሓዊ ስለዘይኮነ ክተርፍ ይግባእ። ዲያቆን Assefa Tsegay ዝተዛዕብዔ መረጃ ምዝርጋሕኻ እርም ክትወስድ ብኣኽብሮት ይሓትት። ኣብ አክሱም ፅዬን ዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ናብ ክልተ ሚልዮን ዝኣክል ንብረት ተቓፂሉ ዩ። ናይዙይ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ምምሕዳር ሰበካ ጉባኤ ንቡረ እድ መ/ር ጎደፋ ተሓታቲ ዬ። መንስኤ ሓደጋ ባርዕ እንታይ ምኻኑ ብሚድያ ይነገረና ። መረባ አክሱም ፅዬን እንደፍሕሚ ከባቢ ተላዒሉ ዝነበረ ሓዊ ክሳብ ክልተ ሚልዬን ዝግመት ንብረት ተቓፂሉ መ/ር ጎዳፋ ግን ሓደጋ ኣይበፅሕን ኢሎምና ። ህዝቢ ሓገዝ ከይህብ ዕንቅፋት
نمایش همه...
👍 3😢 1
01:14
Video unavailableShow in Telegram
8.27 MB
01:15
Video unavailableShow in Telegram
8.89 MB
یک طرح متفاوت انتخاب کنید

طرح فعلی شما تنها برای 5 کانال تجزیه و تحلیل را مجاز می کند. برای بیشتر، لطفا یک طرح دیگر انتخاب کنید.