cookie

ما از کوکی‌ها برای بهبود تجربه مرور شما استفاده می‌کنیم. با کلیک کردن بر روی «پذیرش همه»، شما با استفاده از کوکی‌ها موافقت می‌کنید.

avatar

Stalin Gebreselassie

نمایش بیشتر
پست‌های تبلیغاتی
5 058
مشترکین
اطلاعاتی وجود ندارد24 ساعت
-187 روز
-9330 روز
توزیع زمان ارسال

در حال بارگیری داده...

Find out who reads your channel

This graph will show you who besides your subscribers reads your channel and learn about other sources of traffic.
Views Sources
تجزیه و تحلیل انتشار
پست هابازدید ها
به اشتراک گذاشته شده
ديناميک بازديد ها
01
ኣመራር ብልጽግና ወረዳ ራያ ኣላማጣ ዝነበረ "ሞላ ደርበው" ተቐቲሉ። ኣብ መንጎ ወረርቲ ሓይልታትን መከላከያን ጎንጺ ተፈጢሩ ከምዝነበረ ምንጭታት ሓቢሮም። ኣቲ ኣብ ከባብታት ዋጃ ጥሙጋን ኣየር ማረፊያን ዝተፈጠረ ጎንጺ ስዒቡ ገለ ኣመራርሓ ወረርቲ ሓይልታት ኣባላት መከላከያን ተቐቲሎም ኣለው። ናይቲ ጎንጺ መልዓሊ ዕጥቂ ፍትሑ ኣይንፍትሕን ብዝብል እዩ ነይሩ። ካብቶም ወረርቲ ሓይልታት ኣመራር ብልጽግና ወረዳ ራያ ኣላማጣ ዝነበረ ሞላ ደርበው ካብቶም ኣብ ስፍራ_ኣሞራ ዝተቐተለ ሓደ እዩ።
1 0030Loading...
02
አላማጣ 💪
9680Loading...
03
ሁሉም ነገር የተደረገው በፕሪቶሪያው ስምምነት መሰረት ነው። ህዝብን ከህዝብ ለማጋጨት እየሰሩ የሚገኙ አካላት መቆጠብ አለባቸው።
9890Loading...
04
አሁናዊ እቶም ብዝተወሰነ መልክዑ ካብ ከባብታት ራያ ዝወጹ ወረርቲ ሓይልታት ኣብ ከባቢ ዋጃን ጥሙጋን ኬላ ዝሰርሑ እንትኾን ኣብቲ ኬላ #ክልተ ኣባላት መከላከያ ቀቲሎም ኣለው። ካብዚ ብተወሳኺ ብ4 ተሽከርከቲ ዝተጽዓኑ #ድሽቓ ዝሓዙ ኣባላት ኣድማ ብተና ክልል ኣማሓራ እውን ካብ ቆቦ ናብ #ዋጃን ጥሙጋን መጺኦም ኣለው። ካብ ኣላማጣ ብፕሮፓጋንዳ ካብ ዝወሰድዎም ሰላማውያንን ሰባት ን መ/ር ሃፍታሙ ፈንታን ሓዊሱ ኣርባዕተ ተቐቲሎም ኣለው። ኣብ ከተማ ኣላማጣ ብክልተ ፓትሮል ሓይልታት ምክልካል ሃገር ይንቀሳቐሱ ኣለው።ኣብቲ ከተማ ዙሪያ ድማ ጸጥታ ትግራይ ዓሪዱ ኣሎ። ጸጥታና ናብ ውሽጢ ከተማ ክሳብ ዝኣትይ ኣብ ውሽጢ ከተማ ዘሎ ህዝብና ገገዝኡ ኮይኑ ክትረጋጋእ ይግባእ።
9580Loading...
05
https://vm.tiktok.com/ZMMmGgQ3b/ የቲክቶክ አካውንቴን ፎሎው አርጉት
1 5121Loading...
06
ኢሮብ
1 6421Loading...
ኣመራር ብልጽግና ወረዳ ራያ ኣላማጣ ዝነበረ "ሞላ ደርበው" ተቐቲሉ። ኣብ መንጎ ወረርቲ ሓይልታትን መከላከያን ጎንጺ ተፈጢሩ ከምዝነበረ ምንጭታት ሓቢሮም። ኣቲ ኣብ ከባብታት ዋጃ ጥሙጋን ኣየር ማረፊያን ዝተፈጠረ ጎንጺ ስዒቡ ገለ ኣመራርሓ ወረርቲ ሓይልታት ኣባላት መከላከያን ተቐቲሎም ኣለው። ናይቲ ጎንጺ መልዓሊ ዕጥቂ ፍትሑ ኣይንፍትሕን ብዝብል እዩ ነይሩ። ካብቶም ወረርቲ ሓይልታት ኣመራር ብልጽግና ወረዳ ራያ ኣላማጣ ዝነበረ ሞላ ደርበው ካብቶም ኣብ ስፍራ_ኣሞራ ዝተቐተለ ሓደ እዩ።
نمایش همه...
👍 10
አላማጣ 💪
نمایش همه...
ሁሉም ነገር የተደረገው በፕሪቶሪያው ስምምነት መሰረት ነው። ህዝብን ከህዝብ ለማጋጨት እየሰሩ የሚገኙ አካላት መቆጠብ አለባቸው።
نمایش همه...
👍 9👎 3
አሁናዊ እቶም ብዝተወሰነ መልክዑ ካብ ከባብታት ራያ ዝወጹ ወረርቲ ሓይልታት ኣብ ከባቢ ዋጃን ጥሙጋን ኬላ ዝሰርሑ እንትኾን ኣብቲ ኬላ #ክልተ ኣባላት መከላከያ ቀቲሎም ኣለው። ካብዚ ብተወሳኺ ብ4 ተሽከርከቲ ዝተጽዓኑ #ድሽቓ ዝሓዙ ኣባላት ኣድማ ብተና ክልል ኣማሓራ እውን ካብ ቆቦ ናብ #ዋጃን ጥሙጋን መጺኦም ኣለው። ካብ ኣላማጣ ብፕሮፓጋንዳ ካብ ዝወሰድዎም ሰላማውያንን ሰባት ን መ/ር ሃፍታሙ ፈንታን ሓዊሱ ኣርባዕተ ተቐቲሎም ኣለው። ኣብ ከተማ ኣላማጣ ብክልተ ፓትሮል ሓይልታት ምክልካል ሃገር ይንቀሳቐሱ ኣለው።ኣብቲ ከተማ ዙሪያ ድማ ጸጥታ ትግራይ ዓሪዱ ኣሎ። ጸጥታና ናብ ውሽጢ ከተማ ክሳብ ዝኣትይ ኣብ ውሽጢ ከተማ ዘሎ ህዝብና ገገዝኡ ኮይኑ ክትረጋጋእ ይግባእ።
نمایش همه...
👍 8
https://vm.tiktok.com/ZMMmGgQ3b/ የቲክቶክ አካውንቴን ፎሎው አርጉት
نمایش همه...
01:31
Video unavailableShow in Telegram
ኢሮብ
نمایش همه...
😭 8👍 2
آرشیو پست ها