es
Feedback
ጴንኤል ኣካዳሚ Pieneil Academy

ጴንኤል ኣካዳሚ Pieneil Academy

Ir al canal en Telegram

best life motiation ስልጠናና ሰባት ልዑል ንቕሓት ፣ ዕላማ ፣ ውጺታዊ ሂወት ክህልዎምን ንኽመርሑን ንሕግዝ ። ዩቱብና https://youtu.be/8kuF8hBhQVE?si=3YOaYdi8GvVCcLKy

Mostrar más
633
Suscriptores
-124 horas
-77 días
-2630 días

Carga de datos en curso...

Atraer Suscriptores
julio '26
julio '26
+1
en 0 canales
junio '26
+1
en 0 canales
Get PRO
mayo '26
+7
en 0 canales
Get PRO
abril '26
+2
en 0 canales
Get PRO
marzo '26
+8
en 0 canales
Get PRO
febrero '26
+5
en 0 canales
Get PRO
enero '26
+4
en 0 canales
Get PRO
diciembre '25
+3
en 0 canales
Get PRO
noviembre '25
+1
en 0 canales
Get PRO
octubre '25
+1
en 0 canales
Get PRO
septiembre '25
+2
en 0 canales
Get PRO
agosto '25
+3
en 0 canales
Get PRO
julio '25
+2
en 0 canales
Get PRO
junio '25
+13
en 0 canales
Get PRO
mayo '25
+4
en 0 canales
Get PRO
abril '25
+16
en 0 canales
Get PRO
marzo '25
+7
en 0 canales
Get PRO
febrero '25
+5
en 0 canales
Get PRO
enero '25
+6
en 0 canales
Get PRO
diciembre '24
+2
en 0 canales
Get PRO
noviembre '24
+5
en 0 canales
Get PRO
octubre '24
+10
en 0 canales
Get PRO
septiembre '24
+4
en 0 canales
Get PRO
agosto '24
+2
en 0 canales
Get PRO
julio '24
+23
en 0 canales
Get PRO
junio '24
+8
en 0 canales
Get PRO
mayo '24
+49
en 0 canales
Get PRO
abril '24
+48
en 0 canales
Get PRO
marzo '24
+20
en 0 canales
Get PRO
febrero '24
+15
en 0 canales
Get PRO
enero '24
+8
en 0 canales
Get PRO
diciembre '23
+7
en 0 canales
Get PRO
noviembre '23
+8
en 0 canales
Get PRO
octubre '23
+16
en 0 canales
Get PRO
septiembre '23
+10
en 0 canales
Get PRO
agosto '23
+9
en 0 canales
Get PRO
julio '23
+26
en 0 canales
Get PRO
junio '23
+23
en 0 canales
Get PRO
mayo '23
+30
en 0 canales
Get PRO
abril '23
+12
en 0 canales
Get PRO
marzo '23
+17
en 0 canales
Get PRO
febrero '23
+28
en 0 canales
Get PRO
enero '23
+53
en 0 canales
Get PRO
diciembre '22
+84
en 0 canales
Get PRO
noviembre '22
+55
en 0 canales
Get PRO
octubre '22
+177
en 0 canales
Get PRO
septiembre '22
+264
en 0 canales
Get PRO
agosto '22
+53
en 0 canales
Get PRO
julio '22
+18
en 0 canales
Get PRO
junio '22
+23
en 0 canales
Get PRO
mayo '22
+15
en 0 canales
Get PRO
abril '22
+101
en 0 canales
Get PRO
marzo '22
+80
en 0 canales
Get PRO
febrero '22
+42
en 0 canales
Get PRO
enero '22
+224
en 0 canales
Fecha
Crecimiento de Suscriptores
Menciones
Canales
31 julio0
30 julio0
29 julio0
28 julio0
27 julio0
26 julio0
25 julio0
24 julio0
23 julio0
22 julio0
21 julio0
20 julio+1
19 julio0
18 julio0
17 julio0
16 julio0
15 julio0
14 julio0
13 julio0
12 julio0
11 julio0
10 julio0
09 julio0
08 julio0
07 julio0
06 julio0
05 julio0
04 julio0
03 julio0
02 julio0
01 julio0
Publicaciones del Canal
ጴንኤል አካዳሚ አብ ኣተዓባብያ ቖልዑ ዘተኮረ ናይ ነጻ ስልጠና ንሎሚ ሰንበት 26/7/26 ሰዓት 8፥00 pm በቆጻጽራ በርሊንግ አዳልዩልና አሎ ። አርእስቲ፥ ምርግጋእ oin Zoom Meeting ht
ጴንኤል አካዳሚ አብ ኣተዓባብያ ቖልዑ ዘተኮረ ናይ ነጻ ስልጠና ንሎሚ ሰንበት 26/7/26 ሰዓት 8፥00 pm በቆጻጽራ በርሊንግ አዳልዩልና አሎ ። አርእስቲ፥ ምርግጋእ oin Zoom Meeting https://us02web.zoom.us/j/84135746819?pwd=adkJhfzDx9GH76YUQOf0rvziDb5caJ.1 Meeting chat link https://us02web.zoom.us/launch/jc/84135746819 Meeting ID: 841 3574 6819 Passcode: 520793

2
Mensaje de voz
136
3
ሰላም ቤተሰብ Best Life Motivation ናይ ሎሚ ጴንኤል አካዳሚ (Pieneil Academy ) ሰላምኩም ይብዛሕ እንዳበልኩ : አብ ቀረባ ግዜ ንመበል ሳልሳይ ግዜ ዝወሃብ ናይ ድንቂ ውላድ ስ
ሰላም ቤተሰብ Best Life Motivation ናይ ሎሚ ጴንኤል አካዳሚ (Pieneil Academy ) ሰላምኩም ይብዛሕ እንዳበልኩ : አብ ቀረባ ግዜ ንመበል ሳልሳይ ግዜ ዝወሃብ ናይ ድንቂ ውላድ ስልጠና መዝገባ ጀሚርና አለና ።        ጴንኤል አካዳሚ ደቅና ድንቂ ብዝኾነ መገዲ እንዕብየሉ ካብ ግምት ወጺና ብርድኢት ደቅና እንዕብየሉ ብ NLP ዝተሰነየ ድንቂ ስልጠና ተዳልዩልና አሎ ። እዛ ተዳልያ ዘላ ስልጠና ናይ ነፍስወከፍ ደቅኹም ካብ ራፖርት (Rapport) ማለት ናይ ምምሃር መገዶም ዝሓለፈ ሓድሽ ናይ ደቕኹም ዓይነት እትፈልጡሉ ተወሳኺ ስልጠና ተዳልዩ ኣሎ ። አብ ቀረባ ግዜ ክንጂምር ኢና ድንቂ ናይ ዓወት ዘበን ቤተሰብ ። ናይ NLP ብዓል ሞያ ረዳኢ ገብረስላሴ
135
4
ሰላም ዝኸበርኩም ቤተሰብ ጴንኤል አካዳሚ ከም ልሙድ ሎሚ ሶኒ ናይ ነጻ ስልጠና ተዳልዩልና ኣሎ ። አብ ገንዘብን ክብርታት ገዛእ ርእስባ ዘተኩረ ስበልቦናዊ ትምህርቲ ። ብተወሳኺ መልሲ ንሕቶታትኩም ።
ሰላም ዝኸበርኩም ቤተሰብ ጴንኤል አካዳሚ ከም ልሙድ ሎሚ ሶኒ ናይ ነጻ ስልጠና ተዳልዩልና ኣሎ ። አብ ገንዘብን ክብርታት ገዛእ ርእስባ ዘተኩረ ስበልቦናዊ ትምህርቲ ። ብተወሳኺ መልሲ ንሕቶታትኩም ። የቐንየለይ ሶኒ 20/7/26 ሰዓት 8፥00 በርሊንግ ጴንኤል አካዳሚ Join Zoom Meetinghttps://us02web.zoom.us/j/87800140281?pwd=mlFgbWAEbws3L81na3hdlGDackes9d.1Meeting chat linkhttps://us02web.zoom.us/launch/jc/87800140281Meeting ID: 878 0014 0281 Passcode: 320503--
48
5
ጴንኤል ኣካዳሚ (Pieneil Academy) is inviting you to a scheduled Zoom meeting. ኣርእስቲ ኣብ ኣተዓባብያ ቖልዑ ዘተኮረ Join Zoom Meeting https://u
ጴንኤል ኣካዳሚ (Pieneil Academy) is inviting you to a scheduled Zoom meeting. ኣርእስቲ ኣብ ኣተዓባብያ ቖልዑ ዘተኮረ Join Zoom Meeting https://us02web.zoom.us/j/84038582478?pwd=UovQjidbFyLRxwnsICpnMlEpIjW0N6.1 Meeting chat link https://us02web.zoom.us/launch/jc/84038582478 Meeting ID: 840 3858 2478 Passcode: 829805
158
6
ህይወትካ ክትቅይር፡ ዕለታዊ ልምድታትካ (Habits) ቀይር! 🔄ተዓወት! ዓበይቲ ዓወታት ናይ ጥርናፎ ንኣሽቱ ዕለታዊ ስራሓትና ውጽኢት እዮም። ሓድሽ ኣወንታዊ ዕለታዊ ልምዲ ንምምዕባልን ንምጽናዕን
ህይወትካ ክትቅይር፡ ዕለታዊ ልምድታትካ (Habits) ቀይር! 🔄ተዓወት! ዓበይቲ ዓወታት ናይ ጥርናፎ ንኣሽቱ ዕለታዊ ስራሓትና ውጽኢት እዮም። ሓድሽ ኣወንታዊ ዕለታዊ ልምዲ ንምምዕባልን ንምጽናዕን ዝሕግዙ 3 ፈተንቲ ስልትታት እዞም ዝስዕቡ እዮም፦ 1️⃣ ብንእሽቶ ጀምር (The 2-Minute Rule) ⏱️ ሓድሽ ልምዲ ክትጅምር ከለኻ ኣእምሮኻ ከይተዓናቐፍ ብጣዕሚ ቀሊልን ሓጺርን ግበሮ። ንኣብነት፡ መዓልታዊ ሓደ ሰዓት ከንብብ ካብ ምባል፡ "መዓልታዊ 2 ገጽ ከንብብ እየ" ወይ "Fun 5 ደቒቕ ስፖርት ክሰርሕ እየ" ብምባል ጀምር። ኣእምሮኻ ምስለመዶ፡ እቲ ግዜ ባዕሉ እናወሰኸ ክኸይድ እዩ። 2️⃣ ምስ ናይ ቀደም ልምዲ ኣላግቦ (Habit Stacking) 🔗 ሓድሽ ክትተኽሎ ዝደለኻ ልምዲ፡ ምስቲ ድሮ ከየስተውዓልካ መዓልታዊ እትገብሮ ልምዲ ኣተሓሕዞ። ንኣብነት፦ "ቡን ምስ ሰተኹ፡ ብኡንብኡ ናይ 10 ደቒቕ መደብ ዕለተይ ክጽሕፍ እየ።" እቲ ናይ ቀደም ልምዲ (ቡን ምስታይ) ነቲ ሓድሽ ልምዲ ከም መበገሲ ወይ መለዓዓሊ (Trigger) ኮይኑ የገልግል።
192
7
https://us02web.zoom.us/j/88081818594?pwd=GbKurwGhPwYRl1IooNZSukmycxVu4p.1 ናይ Best Life Motivation ናይ ነጻ ስልጠና ገዛእ ርእስኻ ምፍላጥ ።
https://us02web.zoom.us/j/88081818594?pwd=GbKurwGhPwYRl1IooNZSukmycxVu4p.1 ናይ Best Life Motivation ናይ ነጻ ስልጠና ገዛእ ርእስኻ ምፍላጥ ። ገዛእ ርእስኻ ምፍላጥ ናይ ሓደ ውልቀሰብ ኣብዛ መሬት ክሳዕ ዘሎ ቀዳማይ ዕላምኡ እዩ ። እዛ ሊንክ ናብ ፈተውትኹም ብምልአኽ ተተቐምቲ ግበርዎም ። ስልጠና ምስ ናይ NLP በዓል ሞያ ረዳኢ ገብረስላሴ Meeting chat link https://us02web.zoom.us/launch/jc/88081818594 Meeting ID: 880 8181 8594 Passcode: 139755
223
8
ድንቂ ውላድ Best life motivation ሰላም ቤተሰብ ፍሉይ ናይ ነጻ ስልጠና ተዳልዩልና ኣሎ ። ንኹሉ ሰብ ክፉት ዝኾነ በደብ ታልዩ ኣሎ ። ሼር ብምግባር ፈተውትኽም ክረብሑ ሓግዝዎም ። 8፥0
ድንቂ ውላድ Best life motivation ሰላም ቤተሰብ ፍሉይ ናይ ነጻ ስልጠና ተዳልዩልና ኣሎ ። ንኹሉ ሰብ ክፉት ዝኾነ በደብ ታልዩ ኣሎ ። ሼር ብምግባር ፈተውትኽም ክረብሑ ሓግዝዎም ። 8፥00pm በርሊንግ ኣቆጻጽራ Join Zoom Meeting https://us02web.zoom.us/j/83103690268?pwd=kQ1UJ3fHyWAW7cDCKrD6b3MaDecchb.1 Meeting chat link https://us02web.zoom.us/launch/jc/83103690268 Meeting ID: 831 0369 0268 Passcode: 223321
252
9
Sin texto...
140
10
https://youtu.be/nbwaV68pKew
151
11
Sin texto...
184
12
ፓራዳይም ሽፍት (Paradigm Shift) ማለት ብሓጺሩ "ናይ ኣተሓሳስባ ወይ ናይ ኣረኣእያ መሰረታዊ ለውጢ" ማለት እዩ። "ፓራዳይም" (Paradigm) ማለት ንዓለምና፣ ንባህሪና፣ ንቢዝነስና ወይ
ፓራዳይም ሽፍት (Paradigm Shift) ማለት ብሓጺሩ "ናይ ኣተሓሳስባ ወይ ናይ ኣረኣእያ መሰረታዊ ለውጢ" ማለት እዩ። "ፓራዳይም" (Paradigm) ማለት ንዓለምና፣ ንባህሪና፣ ንቢዝነስና ወይ ንህይወትና ንምርዳእን ንምትርጓምን እተንጥቅመሉ ናይ ኣእምሮ መነጽር ወይ ሞዴል እዩ። ስለዚ "ፓራዳይም ሽፍት" ክንብል ከለና፡ ነቲ ዝነበረና ናይ ቀደም ኣረገውቲ እምነታትን ኣሰራርሓታትን ሰቢርና፡ ብሙሉኡ ሓድሽ ዝኾነ ኣወንታዊ ኣረኣእያ ክንተክእ ከለና ማለት እዩ። ነዚ ሓሳብ እዚ ብዝያዳ ንምርዳእ ነዞም ዝስዕቡ ነጥብታት ክንርኢ ንኽእል፦ ካብ ኣረጊት ናብ ሓድሽ ኣመለኻኽታ፦ ኩሉ ግዜ ብሓደ ዓይነት ናይ ኣተሓሳስባ መገዲ እናተጓዓዝካ ሓድሽ ውጽኢት ክትጽበ ኣይትኽእልን ኢኻ። ውጽኢትካ ክቕየር እንተደሊኻ፡ ቅድም ቀዳድም ነቲ ንነገራት እትጥምተሉ መገዲ ክትቅይሮ ኣለካ። እምነታትካ ምስባር፦ ንኣብነት፡ ሓደ ሰብ ንዓመታት "ኣነ ቢዝነስ ክሰርሕ ኣይክእልን እየ" ወይ "ዕድል የብለይን" ዝብል እምነት እንተነይርዎ፣ እዚ ፓራዳይም (ናይ ኣእምሮ መነጽር) እዩ። ነዚ ኣሉታዊ እምነት እዚ ሰይሩ "ዓቕሚ ኣለኒ፣ ተማሂረ ክቕየር እኽእል እየ" ናብ ዝብል ናይ ዕቤት ኣተሓሳስባ ክሰጋገር ከሎ ፓራዳይም ሽፍት ፈጢሩ ይበሃል። ናይ ኣሰራርሓ ለውጢ፦ ኣብ ዓለምና እኳ እንተረአና፡ ካብቲ ሰባት ብኢዶም ጥራይ ዝሰርሕሉ ዝነበሩ ዘመን ናብዚ ሕጂ ዘሎናዮ ዘመነ AI (ሰውሰconditional ብልሒ) ክንሰጋገር ከለና ዓቢ ናይ ቴክኖሎጂ ፓራዳይም ሽፍት እዩ። Best Life Motivation
196
13
Sin texto...
164
14
Mensaje de voz
174
15
ድንቂ ውላድ Best life motivation is inviting you to a scheduled Zoom meeting. Topic ፡ ዕድመ ሰላም ዝኸበርኩም ሰልጠንቲ ግሩፕ 29 ንዝሓለፈ ኣርባዕተ ወርሒ ንዝገበርኩሞ ትግሃትን ገዛእ ርእስኹም ኣብ ምቕያር ዝወስድኩሞ ስጉምቲ ምስጋናይ ንምግላጽን ሓቢና መመርቕታ ንምኽባር ፍሉይ ትምህርቲ ንምውሳድ ተጋቢዝኩም ኣለኹም ። ኣብ ናይ ዕለት 25/5/26 ሰዓት 8፥00pm በርሊንግ አቆጻጽራ ፡ ተዳልዩ ዘሎ መመረቕታ ን ፍሉይ ትምህርቲ ናይ ድኽነት ፍርሓትን ኣተኣላልዩኡን ንምስታፍ ኩሉኹም እዛ መልእኽቲ ዝበጽሐትኩም ኣብ ታሕቲ ብዘሎ ሊንክ ተዓዲምኩም ኣለኹም ። Zoom Meeting Time: May 25, 2026 08:00 Jerusalem Join Zoom Meeting https://us02web.zoom.us/j/87904035025?pwd=WbGq1aAiMIBMIp8YIvUGQL2gkaOLQH.1 Meeting chat link https://us02web.zoom.us/launch/jc/87904035025 Meeting ID: 879 0403 5025 Passcode: 948781 ---
181
16
"ዲስፕሊን ማለት እንታይ ማለት እዩ? ብዙሕ ሰብ ዲስፕሊን ክበሃል ከሎ ከም መቕጻዕቲ ወይ ከም ገደብ ገይሩ እዩ ዝርእዮ። እቲ ሓቂ ግን እዚ ኣይኰነን! ዲስፕሊን ማለት፦ ስምዒትካ ‘ደኺሙኒ’ ወይ ‘ጽ
"ዲስፕሊን ማለት እንታይ ማለት እዩ? ብዙሕ ሰብ ዲስፕሊን ክበሃል ከሎ ከም መቕጻዕቲ ወይ ከም ገደብ ገይሩ እዩ ዝርእዮ። እቲ ሓቂ ግን እዚ ኣይኰነን! ዲስፕሊን ማለት፦ ስምዒትካ ‘ደኺሙኒ’ ወይ ‘ጽባሕ እገብሮ’ ክብል ከሎ፣ ንዕኡ ሰጊርካ ነቲ ክትገብሮ ዘለካ ዕማም ምፍጻም እዩ። ዲስፕሊን ማለት፦ ኣብ መንጎ እቲ 'ሕጂ' ክትገብሮ እትደሊ (ምዝንጋዕ፣ ምድቃስ) ዘለካ ምርጫን፣ ነቲ 'ብሉጽ' ዝበሃል ናይ መጻኢ ራእይካን እትገብሮ ቃልሲ እዩ። ብሓጺሩ፦ ዲስፕሊን ናብ ዓወት እትሰግረሉ ድልድል እዩ። ድሌት (Motivation) ጉዕዞ የጅምረካ፣ ዲስፕሊን ግን ናብ መወዳእታ የብጽሓካ!" Best Life Motivation
175
17
ሰላም ቤተሰብ ግሩፕ 30 ናይ ቀዳም መዓልቲ ስልጠና ሙሙቕ ዝበለት ክላስ ትጂምር ኣላ ። እዛ ናይ ቀዳም ክትጽበይዋ ዝትሰናሕኩም ብገለ ምኽንያት ምድንጓይ ከጋጥመኩም ይኽእል እዩ ። ሓበሬታ ንምስማዕ
ሰላም ቤተሰብ ግሩፕ 30 ናይ ቀዳም መዓልቲ ስልጠና ሙሙቕ ዝበለት ክላስ ትጂምር ኣላ ። እዛ ናይ ቀዳም ክትጽበይዋ ዝትሰናሕኩም ብገለ ምኽንያት ምድንጓይ ከጋጥመኩም ይኽእል እዩ ። ሓበሬታ ንምስማዕ ኮነ ንምድዋል ፡ ሕጂ ግን ሓደ መዓልቲ ጥራይ ተሪፍዋ ዘሎ ስልጠና ባይ 24 ሰዓት ንኽትእትዉ ዕድል ኣለኩም ። ። ካባ ሰኣዓት ንደሓር ናይ ቀዳም ን 5 ወርሒ ዕጽውቲ ክትከውን እያ ። መዝገባ ናይ ሰንበት ፡ ዓርቢ ፡ ሶኒ ጣራይ ኢኹም ክትወስዱ እትኽእሉ ። የቐንየለይ ንመዝገባ ብ +972546758551 ብዋሳብ ርኸቡኒ ።
188
18
ድንቂ ውላድ Best life motivation is inviting you to a scheduled Zoom meeting. Topic ፡ ዕድመ ሰላም ዝኸበርኩም ሰልጠንቲ ግሩፕ 29 ንዝሓለፈ ኣርባዕተ ወርሒ
ድንቂ ውላድ Best life motivation is inviting you to a scheduled Zoom meeting. Topic ፡ ዕድመ ሰላም ዝኸበርኩም ሰልጠንቲ ግሩፕ 29 ንዝሓለፈ ኣርባዕተ ወርሒ ንዝገበርጁሞ ትግሃትን ፈዛእ ርእስኹም ኣብ ምቕያር ዝወስድኩሞ ስጉምቲ ምስጋናይ ንምግላጽን ሓቢና መመርቕታ ንምኽባር ፍሉይ ትምህርቲ ንምውሳድ ተጋቢዝኩም ኣለኹም ። ኣብ ናይ ዕለት 25/5/26 ተዳልዩ ዘሎ መመረቕታ ን ፍሉይ ትምህርቲ ናይ ድኽነት ፍርሓትን ኣተኣላልዩኡን ንምስታፍ ኩሉኹም እዛ መልእኽቲ ዝበጽሐትኩም ኣብ ታሕቲ ብዘሎ ሊንክ ተዓዲምኩም ኣለኹም ። Zoom Meeting Time: May 25, 2026 08:00 Jerusalem Join Zoom Meeting https://us02web.zoom.us/j/87904035025?pwd=WbGq1aAiMIBMIp8YIvUGQL2gkaOLQH.1 Meeting chat link https://us02web.zoom.us/launch/jc/87904035025 Meeting ID: 879 0403 5025 Passcode: 948781 --- One tap mobile +13126266799,,87904035025#,,,,*948781# US (Chicago) +13462487799,,87904035025#,,,,*948781# US (Houston) --- Join by SIP • 87904035025@zoomcrc.com Join instructions https://us02web.zoom.us/meetings/87904035025/invitations?signature=qGWfekArNXOF3PTWmu1em8aL99phpXf5TfwYow8sKks
134
19
ህይወትካ ክትቅይር፡ ቅድም ኣተሓሳስባኻ ቀይር! 🧠🔄✨ ብዙሕ ግዜ ውጽኢት ህይወትና ክቕየር ንምነ እምበር፡ ነቲ ውጽኢት ዘምጽእ "ኣተሓሳስባና" ክንቅይሮ ኣይንጽዕርን። ናይ ኣተሓሳስባ ለውጢ (Min
ህይወትካ ክትቅይር፡ ቅድም ኣተሓሳስባኻ ቀይር! 🧠🔄✨ ብዙሕ ግዜ ውጽኢት ህይወትና ክቕየር ንምነ እምበር፡ ነቲ ውጽኢት ዘምጽእ "ኣተሓሳስባና" ክንቅይሮ ኣይንጽዕርን። ናይ ኣተሓሳስባ ለውጢ (Mindshift) ንምምጻእ ዘይተናዓቁ 3 ወሰንቲ ስጉምታት እዞም ዝስዕቡ እዮም፦ 1️⃣ ቃላትካን ውሽጣዊ ዘረባኻን ምቁጽጻር (Master Your Self-Talk) 🗣️ ኣእምሮና ንሕና ብእነነግሮ ቃላት እዩ ዝእዘዝ። "ኣይክእሎን እየ"፣ "ዓቕሚ የብለይን" ዝብሉ ኣሉታዊ ቃላት ንዓቕምና ይዓጽውዎ። ኣብ ክንድኡ "ከመይ ጌረ ክመሃሮ ይኽእል?" ወይ "እዚ ፈተና እዚ ንዓይ መምህር እዩ" ዝብሉ ቃላት ክንጥቀም ከለና፡ ኣእምሮና ሓደሽቲ መፍትሒታት ክደሊ ይጅምር። 2️⃣ ንእምነታትካ ምሕዳስ (Rewire Your Beliefs) 🧠 "እምነት" ማለት ንነዊሕ ግዜ ብተደጋጋሚ ዝሓሰብናዮን ዝተቐበልናዮን ሓሳብ እዩ። ንዓ ዓመታት ዝኣሰሩኻ ኣረገውቲ እምነታት (ንኣብነት፡ "ንዓይ ኣይኮነን" ወይ "ዕድል የብለይን") ሰቢርካ፡ ብሓደሽቲ ናይ ዓወትን ክእለትን እምነታት ኣእምሮኻ ዳግማይ ፕሮግራም (NLP) ክትገብሮ ኣለካ። 3️⃣ ከባቢኻን እትምገቦ ሓሳባትን ምምራጽ (Protect Your Environment) 🛡️ ኣተሓሳስባና ብሰማዕናዮን ብርአናዮን ነገር እዩ ዝቕረጽ። መዓልታዊ ኣሉታዊ ወረታትን ተስፋ ዘቑርጹ ሰባትን እትሰምዕ እንተኾይኑ፡ ኣእምሮኻ ክዓብይ ኣይክእልን። ዓወትን ለውጥን ዝምህሩ መጻሕፍቲ ብምንባብ፣ ጠቐምቲ ስልጠናታት ብምውሳድን፡ ንዓኻ ዘተባብዑን ሓሳብካ ዘስፍሑን ሰባት ብምቕራብ ከባቢኻ ብኣወንታዊ ጸልዎ ዓጅቦ። Best Life Motivation
117
20
Sin texto...
119