cookie

Utilizamos cookies para mejorar tu experiencia de navegación. Al hacer clic en "Aceptar todo", aceptas el uso de cookies.

avatar

TIGRAY TIMES

ይህ Channel በብዛት ሃገረ ትግራይ (Tigray Republic) ላይ የሚያተኩር ነው...

Mostrar más
Publicaciones publicitarias
4 711
Suscriptores
Sin datos24 horas
-97 días
-1230 días

Carga de datos en curso...

Tasa de crecimiento de suscriptores

Carga de datos en curso...

Photo unavailableShow in Telegram
🚫 ጌታቸው ረዳ‼️ ▪️ብሓቂ ጌታቸው ረዳ ክንድዚ ወሪዱ ምርኣይ ብጣዕሚ የሕዝን! ኣይተ ጌታቸው ረዳ ጊዜያዊ ፕሬዝደንት ትግራይ ኮይኑ ክሽየም ከሎ ብህዝቢ ትግራይ ፅቡቕ ድጋፍን ተስፋን ተገይርሉ ነይሩ ኣነ ብውልቀይ'ውን ኣብ ጌታቸው ረዳ ንእሽተይ ተስፋ ነይሩኒ፤ ኣዝዩ ብዘሐዝን መልክዑ ግና ምእንቲ ግላዊ ስልጣኑ ናይ ፌደራል መንግስቲ ተልእኾታት ተቐቢሉ ንዝሓለፉ 12 ኣዋርሕ ኣብ ውሽጢ ሕንፍሽፍሽ ተፀሚዱ ይርከብ። በዚውን ውዕሊ ፕሪቶሪያ ናብ ሓደጋ ኣእትይዎ ኣሎ‼️ ▪️ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ስልጣን ካብዝሓዘላ መዓልቲ ጀሚሩ እስካብ ዛሎሚ ዕለት ምስ ኣብይ ኣሕመድ እናተራኸበ ካብ ምድርራዝ ወፃኢ ዘዐወቶ ዋላ ሓደ ነገር የለን‼️ ▪️ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓሳዊ፣ ኣደናጋሪ ትግራይ ንምምራሕ ምንም ዘይምጥን ዒዋላ እዩ‼️ እዚ ጥረ ሓቂ እዩ! @TIGRAY_TIMES @TIGRAY_TIMES
Mostrar todo...
👎 23👍 17 5😁 4😱 3
▪️ ኢለ ነይረ ታይ ይዓብስ እምበር ኩሉ ዝበልኩዎን ዝፈራሕክዎን ኮይኑ እዩ። ሰኣን ድሑርን ድኹምን ፖለቲካና ምክንያት ከምቲ ዝኸፈልናዮ መስዋእትን ብወታደራዊ ሓይሊ ዝረኸብናዮም ዓወታትን ክንበፅሖ ካብ ዝግበኣና ቦታ ኣዝዩ ትሒትና ህዝብና ሐዝውን ኣዝዩ ብዘሐዝን መንገዲ ኣብ ስቃይ ይርከብ። ብቻ ሐዚ ንድሕሪት ምርኣይን ኣብ ስልጣን ንዘየለ ኣካል ምውቃስን ኣድላዪ ኣይኮነን። ▪️ ጎራ ሒዝና ደገፍቲ ናይዝን ናይትን ኮይንና ንቖመሉ ምንም ምክንያት የለን፤ ጊዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ (ጌታቸው ረዳ) ስልጣን እንትሕዝ እንታይ ዕማማት ሒዙ ነይሩ ሐዚኸ እንታይ ሰሪሑ? (ብርግፅ ምንም ጥዑይ ነገር ኣይሰረሐን) ህዝቢ ትግራይከ ኣብ ከመይ ዓይነት ኩነታት ይርከብ? ኢልና ዓርስና ንሕተት፣ ንሞግት፣ ንቃለስ! ▪️ ብዝኾነ Dedebit media (ሃይለ ዓረፋይኒ) እናተኸታተልና! @TIGRAY_TIMES @TIGRAY_TIMES
Mostrar todo...
5
Photo unavailableShow in Telegram
ድሕሪ ነዊሕ ጊዜ ተመሊሰ ኣለኹ ደቂ ወየንቲ! ከመይ ቀኒኹም!? @TIGRAY_TIMES @TIGRAY_TIMES
Mostrar todo...
41👍 16🥰 2👏 2
ካብ ሐዚ ጀሚሩ ንውሕ ንዝበለ ጊዜ ኣብዚ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ኣይክህሉን። /ከዛሬ ጀምሮ ረዘም ላለ ጊዜ እዚ ማህበራዊ ሚድያ ላይ አልኖርም።/ ኩሉ ዝፀሓፍክዎ ኩሉ ዝበልክዎ ምእንቲ ትግራይ እዩ። ኩሎም ስግኣታተይ ብፅብቅ ንክዛዘሙ ይምነ! * ትግራይ ሐዚ ኣብ ሕማቕ ኢድ ኣላ: ትግራይ ካብ ሕማቕ ናብ ዝኸፈአ እናኣተወት እምበር እናሰዓረት ኣይትርከብን ስለዚ ከምቲ ኩልጊዜ ዝብሎ ብያንስ ሱቕ ኣይትበሉ ጠይቁ፣ ሞግቱ፣ ፅዕንቶ ፍጠሩ፣ ረብሓ ትግራይ ነኪስኩም ሓዙ። ነገራት ምስ ረብሓን ደሕንነትን ህዝቢ ትግራይ ጥራሕ ንርኣይ፤ ኣብ ብሄራዊ ሓድነትና ስጡማት ንኹን። ቃልስና ሐዚ'ውን ከይጭወ ኩላትና ቆቓሓት ኮይንና ንሓሉ። ብቻ ናይ ታሪክ ተሓተቲ ከይንኸውን ልቢ ንግበር ቅድሚ ኩሉ ህዝቢ ይዓቢ፤ ክንድግፍ ከለና ብምክንያት ይኹን። ፍቕሪ ህወሓት ዓይንኹም ሸፊንዎ ነገራት ምርኣይ ዝኣበየኩም ደገፍቲ ህወሓት ግን ተገላጊልኩም ሐዚ ዕረፍቲ ክትረኽቡ ኢኹም....ሓቀይ ዶ?😁 ግን ታያ ዝፍተው ነገር ሃሊዋ እዩ እንዶ? 🤔 ብዝኾነ ደሓን ኩኑ! 👋 @TIGRAY_TIMES @TIGRAY_TIMES
Mostrar todo...
Photo unavailableShow in Telegram
በመጨረሻም እስኬው በሰላማዊ መንገድ መታገል ስላልቻልኩ የትጥቅ ትግሉን ተቀላቅያለው ብሎ ጫካ ገብቷል። 😁 @TIGRAY_TIMES @TIGRAY_TIMES
Mostrar todo...
01:09
Video unavailableShow in Telegram
ተስፋፊው ሃይል ሆይ የጊዜ ጉዳይ ነው እንጂ ከባድ ዋጋ መክፈላችሁ አይቀርም! ይህ ቪድዮ ከአንድ አመት በፊት አንድ ለህክምና ሪፈር ተብሎ በአምቡላንስ ሲጓዝ የነበረ የኦሮሞ ተወላጅ ከአምቡላንሱ አውርደው በፌሮ፣ በዱላ እና በገጀራ ቀጥቅጠው ሲገድሉት የሚያሳይ ቪድዮ ነው። የክልል 3 ልጅ ከሆንክ ገና ከልጅነትህ ጀምሮ ስለ ብሄር ብሄረሰቦች መጥፎ ነገሮችን በተረትና ምሳሌ እየተማርክ ነው የምታድገው፤ እናም እሄ ያደጉበት እርኩስ ተግባራቸው ስለሆነ አሁን በሚሰሯቸው ዘግናኝ ግፎች መገረም እናቁም! @TIGRAY_TIMES @TIGRAY_TIMES
Mostrar todo...
1.89 MB
ውሽጠይ ብዞም ሰባት ቆሲሉ፤ ሐዝውን ብዓይኒ ዕሙት ዝድግፍ ምንም ዘይነቐሐ ትግራዋይ ክርኢ ከለኹ ድማ ሕማም ኣብ ልዕሊ ሕማም ይኾነኒ... ደኺመ! 😫 @TIGRAY_TIMES @TIGRAY_TIMES
Mostrar todo...
Mostrar todo...
TIGRAY TIMES - የመወያያ ገፅ

ይህ የቻንላችን TIGRAY TIMES የመወያያ ገፅ ነው። ሃሳቦን ከስሜታዊነት በፀዳ መልኩ ያንፀባርቁ።

ኣነ ንህወሓት ዝቃወማ ሕሉፍ ፀሊም ታሪኻ ከምዘሎ ኮይኑ ሐዚ'ውን ግን ንረብሓ ህዝቢ ትግራይ ካብትሰርሕ፤ ረብሓን ደሕንነትን ኣምሓሩን ኤርትራን ዘጨንቓን ብመስዋእቲ ተጋሩ ንኢትዮጵያ ንምድሓን ብሙሉእ ዓቅማ ትሰርሕ ስለዘላን እዩ። ቃልስና'ውን ዝተናወሐ ብዚ ምክንያት እዩ። ህወሓት ማለት ካብ ዝሓለፈ ጌጋኣ ዘይትመሃር፣ ሐዚ'ውን ናብ 4ኪሎ ቤተመንግስቲ ንምኻድ መስዋእቲ ኣሓትና ኣብ ምጭዋይ ትርከብ ብደም ተጋሩ ዝጠልቀየት፣ ብመስዋእቲ ተጋሩ ቁማር ትጫወት ካሕዳም፣ ጠላምን መጣጢት ደም ተጋሩን ዝኾነት ወንጀለኛ ውድብ እያ‼️ @TIGRAY_TIMES @TIGRAY_TIMES
Mostrar todo...
ሐዚስ ካብታ ደንቆሮ ውድብ ንላዕሊ ብጭፍንን ብመሃይምነትን ተምልኽዋ ደገፍታ ፀሊአኩም ክመውት ኢለ! ንዓኻትኩም ከረድእ ኢለ ዘውፃእኽዎ ሓይልን ጊዜን ብጣዕሚ የጣዕሰኒ ኣሎ! 😏 ናይ ህዝቢ ትግራይ ስቃይ ንኽናዋሕ ናትኩም ግደ ልዑሉ ምዃኑ እውን ፍለጡ! @TIGRAY_TIMES @TIGRAY_TIMES
Mostrar todo...
Elige un Plan Diferente

Tu plan actual sólo permite el análisis de 5 canales. Para obtener más, elige otro plan.