cookie

Utilizamos cookies para mejorar tu experiencia de navegación. Al hacer clic en "Aceptar todo", aceptas el uso de cookies.

avatar

ውድብ ብሔረ ኣግዓዚ (ውብኣ) Agaezi National Union (ANU)

ንትጋደል ለሰፋኔ ሕዝብ ውእቱኒ ሕዝበ ብሔረ አግዓዚ ወእንዘ ንመልሶ ኀበ ጥንተ ክብሩ ለውእቶኒ ልሉይ ወተባዕ ሕዝበ ብሔረ አግዓዚት ኢትዮጵያ።

Mostrar más
Publicaciones publicitarias
251
Suscriptores
Sin datos24 horas
-37 días
+2230 días

Carga de datos en curso...

Tasa de crecimiento de suscriptores

Carga de datos en curso...

ምቕታል፣ ምብራር፣ ምእሳርን ምጭዋይን ማለት እዩ። 6) ኣብ ኲናትን ወረ ኲናትን ዝነብር ሽፍታ ስለዝኾነ። ልዕሊ 48 ዓመት ኣብ ናይ ሕሶት ነፃነት ዶ liberation ዶ እናበለ ንኽንደይ ትውልዲ እናበልዐ ዝገበለ ናይ ሸፋቱ እኽብካብ እምበር ናይ ዘላቒ ሰላም ሓሳብ ይኹን ፕሮግራም ዘይብሉ ነውራም ሽፍታ እዩ። እዙ ሽፍታ ህወሓት እዙይ ካብ ዝፍጠር ልዕሊ 5 ዓበይቲ ኲናታት ወሊዑ ልዕሊ 4 ሚልዮን ህዝብና ክፀንት ገይሩ ኣሎ። እንድሕር ዘይተወጊዱ ንቐፃሊ እውን ከም ዝቕፅል ዘጠራጥር የብሉን። 7. ነንባዕሉ እውን ዝባላዕ ናይ ሸፋቱ ጉጅለ ስለዝኾነ። ካብ ፍለማ ጀሚሩ ክሳብ ሕዚ ብጥቕምን ብስልጣንን ነንባዕሉ ዝባላዕን ዝመናጨትን ሽፍታ ንህዝቢ ክመርሕ ፍፁም ዘይሕሰብ እዩ። ናይ ህዝቢ ዘላቒ ረብሓን ሰላምን ከረጋግፁ ሕልሚ እዪ። 8. ጉጅለ ህወሓት ሰራቒ እዩ። ናይ ሰብ ሓሳብ ይሰርቕ፣ ናይ ህዝቢ ገንዘብ/ንብረት ይሰርቕ። ናይ ካልኦት ሃገራት ባንዴራ ይሰርቕ፣ ናይ ካልኦት ሃገራት ሓወልቲ ይሰርቕ፣ ናይ ካልኦት ሃገራት መዝሙር ይሰርቕ። ስለዙይ ህወሓት ሽፍታ ሰራቒ እምበር ፖለቲካ ፓርቲ ኣይኮነን። 9. ጉጅለ ህወሓት በሊዑ ዘይፀግብ ዝብኢ እዩ። ሰለስተ ትውልዲ ቑርጥም ኣቢሉ በሊዑ ሕዚ እውን ራብዓይ ትውልዲ ክበልዕ ይህንደድ ዘሎ ሽፍታ ዝብኢ እዩ ጉጅለ ህወሓት ። 10. ጉጅለ ህወሓት ዓሌታውን ቑሸታውን እዩ። ብጣዕሚ ፀቢብ ናይ ሓንቲ ዓሌትን ቑሸትን ጉጅለ እዩ። ከፋፋልን ሓሳድን እዩ። 1 ን 5 ዝብሃል ካብ ሳዳም ሑሴን ዝተቐድሐ ናይ ዓፈናን ምክፍፋልን ኔትዎርክ ፈጢሩ ህዝብና ሰንሰን ዘብል ሽፍታ እዩ። 11. ጉጅለ ህወሓት ባንዳን ባዕዳውን ስነሓሳብ ዝኽተል ሽፍታ እዩ። ናትና ባህሊ፣ ታሪኽ፣ መንነት፣ ቕርሲታት፣ ሓድግታት፣ ንግስነትን ስልጣነን ከፍርስን ከጥፍእን ለይትን ቐትርን ዝሰርሕ ዓስካሪ ጉጅለ እዩ ህወሓት ማለት። 12. ጉጅለ ህወሓት ጠላም ከሓዲ ሽፍታ እዩ። ንህዝቢ ይጠልም፣ይኽሕድ። ይሕሱ። የጭበርብር። የታልል። ንህዝቢ ይኣስር። የጥሚ። የድኪ። መሐከሚ ይኽልክል። ኮታስ ፀረ ህዝቢ ሽፍታ ጉጅለ እዩ ህወሓት ማለት። እዚ ጉጅለ እዚ ( ሕጋዊ ኣፍልጦ የብሉን) 3+ ወለዶ መናእሰይ ኣብሪሱ ካልእ 4ይ ወለዶ ወሲኹ ንምብራስ ብደምን መስዋእቲን ደቂ ትግራይ ምንጋድ ቀፂሉ ኣሎ። ኣብ ልዕሊ እዚ ብመንግስታዊ ሃፍቲ ተጠቒሙ ንረብሓ ጉጅለኡ ምስራሕ ቀፂሉ ኣሎ። ቀዳማይ ሓደጋ ትግራይ እዚ ጉጅለ እዚ ምዃኑ ኩሉ ነፂሩ ክርዳእ ይግባእ። ኣቦ ወንበር ውዳበ ሓንቲ ጉጅለ መንግስታዊ ማህተም ተጠቒሙ፣ መንግስታዊ ኣዳራሽ ተጠቒሙ ብመስዋእቲ ዕሸላት ይፃወት ኣሎ። መንእሰይ ትግራይ ዕድልካ ባዕልኻ ጨብጥ፣ ስለዙይ ምስ ውብኣ ተሰሊፍና ነዚ ሽፍታ ካብታ ቅድስቲ ዓድና ንምእላይ ንቃለስ ንብለኩም። ውብኣ ዋሕስን ጠበቓን ህዝቢ ብሔረ ኣጋእዚ ምስ ቐይሕ ባሕራ !
Mostrar todo...
ውብኣ (ANU) ንምንታይ ንጉጅለ ህወሓት ሽፍታ ይብሎ? ዝተወሰኑ ምኽንያታት :- 1) ሕጋዊነት ዘይብሉ ናይ እንዳ ካፌ ዒዋሉ ዝመስረቱዎ ማሕበር ስለዝኾነ። ጉጅለ ሸፋቱ ህወሓት ኣብ ኣ/ኣበባ ከባቢ ፒያሳ ትርከብ ካፌ እዩ ተመስሪቱ ። ማገብት ይበሃል ነይሩ። ናብ ተሓህት፣ ድሓር ናብ ህወሓት ቐፂሉ ናብ ማሌሊት ድሓር ድማ ተገልቢጡ ናብ ህወሓት ተመሊሱ ደም ህዝብና እናሰተየ ዝነብር ዓለቕቲ እዩ። ብዝኾነ ይኹን ህዝባዊ ሕጊ ወይ ድማ ናይ ህዝቢ ውሳነ ተቐባልነት ዘይብሉ ሽፍታ እዩ ። ብሓፂሩ ህወሓት ሕጋዊ ኣይኮነን! ብሓይሉ እዩ! ሕጋዊ ዘይምኻኑ ንኣብነት ብመንግስቲ ኢትዮጵያ (ብልፅግና) ሕጋዊ ኣፍልጦ ኣይብሉን። ኣብ ፕሪቶርያ ድማ ኣሸባሪ እምበር ሕጋዊ ዘይምዃኑ ኣሚኑ ተስማሚዑ መፅዩ እዩ። ህወሓት ተመሪፀሉ ዝብሎ ኮሚሽን መረፃ ትግራይ ባዕሉ ሕጋዊ መሰረት ኣይብሉን። ምኽንያቱ እቲ ሕገ መንግስቲ ብሄራዊ መረፃ ቦርድ በቢኽልሉ ናይ ባዕሉ መሓውር ከምዝዝርግሕ እምበር ክልላት መረፃ ቦርድ ዘይልጦ ኮሚሽን መረፃ ከዳልዋ ከምዝኽእላ ኣይገልፅን። እቲ ብዝተጭበርበረ ዘይሕጋዊ መንገዲ ተመሪፀ ኢሉ መንግስትነት ሒዙ ዝፀንሐ ቤ/ም ክልል ትግራይ ብሕዳር 2013 ብዂናት ፈሪሱ እዩ። 2) ብልዕልነት ሕጊ ዘይኣምን፣ ናይ ሽፍትነትን ማፍያነትን ተግባራትን ባህርያትን ዘለዎ ጉጅለ ብምዃኑ። ኣብ ታሪኽና ከምዚ ጉጅለ እዙይ ዝበለ ነውራም ተግባራት ዝፍፅም የለን። መሳፍንቲ፣ ኲታ ተኸደንቲ እናበለ ልዕሊ 60,000 ደቂ ብሔረ ኣጋእዚ ብኻራን ካልኦትን ገይሩ ዝቐንፀለ፣ ብዘይፍርዲ ልዕሊ 100,000 ተቓለስቲ ዝሓረደ ናይ ሸፋቱ ጉጅለ እዩ። ሓለዋ ወያነ ዝተብሃለ ብዘይፍርዲ ዝቕንፅልን ዝሓርድን ጉጅለ ፈጢሩ ህዝብና ዘፅንት ዘሎ ሽፍታ እዩ። 3) ናይ ግብረ ራዕዲ (ሽበራ) ተግባራት ዝፍፅም ሓይሊ እዩ። ጨፍጫፍ ዓጋመ ሓውዜን፣ ጉለማክዳ፣ ኢሮብ፣ ጨፍጫፍ ሽረ ዓዲ ዳዕሮ፣ ኣድያቦ፣ ጨፍጫፍ ራያ ኣላማጣ፣ ጨፍጫፍ ኣክሱም፣ ጨፍጫፍ ቴንቤን ወዘተ ካብቶም ሽፍታ ህወሓት ዝፈፀሞም ናይ ግብረሽበራ ተግባራት ገለ ኣብነታት እዮም። 4) ደቂ ኣነስትዮ ዝዕምፅን ዝደፍርን ናይ ሸፋቱ ጉጅለ ስለዝኾነ። ልዕሊ 50 ደቂ ኣነስትዮ ኣብ ሽረ ዓዲ ዳዕሮ ዝደፈረ ብነፃ ዝለቐቐ፣ ናብ መቐለ ንዑ ደቂ ኣነስትዮ ከም ድላይኩም ኢሉ ብመድያ ዝተዛረበ ናብ ስልጣን ማዕርግ ዘደይብ እዩ። ልዕሊ 2ሚልዮን ደቂ ኣነስትዮና ዝወለዳኦም ልዕሊ 2.5 ሚልዮን መናእሰይ ብሓይሊ ኣገዲዱ ናብ ሓዊ እናጠቕጠቐ ዘፅነተ ሽፍታ ፀረ ደቂ ኣነስትዮና እዩ። ልዕሊ 70,000 ደቂ ኣነስትዮና በብ 80,000 ቕርሺ ናብ ዓረብ ሃገራት ከም ባርያ ዝሸጠ ሽፍታ ማፍያ እዩ። ስለስተ ትውልዲ በሊዑ ደቂ ኣነስትዮና ደም ዘንበዐ ከዳዕን ሕሱርን ጉጅለ ሸፋቱ እዩ። 5) ንፁርን ህዝባውን ፖለቲካዊ ዕላማ (ራዕይ) ዘይብሉ ከም ነፋሒቶ ዝቀያየር ዕሉል ሽፍታ ስለዝኾነ። ፖለቲካ ማለት ረብሓ ህዝብኻ ተውሕሰሉ ሳይንስ እዩ። ኣብ ጉጅለ ህወሓት ግን ህዝባዊነት ኣየዐውትን ፣ ንህዝቢ ምሕሳብ ንድሌት ጉጅለ ሸፋቱ ኣይጠቅምን፣ ህዝቢ ከም መሳርሒ ትጥቀመሉ እምበር ንህዝቢ ረብሓ ምስራሕ ፋይዳ የብሉን ኢሉ ብፅኑዕ ዝኣምን ጉጅለ ሸፋቱ እዩ። ብምዃኑ ድማ እቱ ህዝብና ምስ ኩሎም ጎረባብቱ ክፃላእን ሓደ ፈታዊ (ሓጋዚ) ሃገር ዘይብሉን ባዶ ኾይኑ ክተርፍ ገይሩዎ ይርከብ። ንሽፍታ ህወሓት ፖለቲካ ማለት ንህዝቢ ዝሓስብን ዝሓልን ምቕንፃል፣ ምቕታል፣ ምብራር፣ ምእሳርን ምጭዋይን ማለት እዩ። 6) ኣብ ኲናትን ወረ ኲናትን ዝነብር ሽፍታ ስለዝኾነ። ልዕሊ 48 ዓመት ኣብ ናይ ሕሶት ነፃነት ዶ liberation ዶ እናበለ ንኽንደይ ትውልዲ እናበልዐ ዝገበለ ናይ ሸፋቱ እኽብካብ እምበር ናይ ዘላቒ ሰላም ሓሳብ ይኹን ፕሮግራም ዘይብሉ ነውራም ሽፍታ እዩ። እዙ ሽፍታ ህወሓት እዙይ ካብ ዝፍጠር ልዕሊ 5 ዓበይቲ ኲናታት ወሊዑ ልዕሊ 4 ሚልዮን ህዝብና ክፀንት ገይሩ ኣሎ። እንድሕር ዘይተወጊዱ ንቐፃሊ እውን ከም ዝቕፅል ዘጠራጥር የብሉን። 7. ነንባዕሉ እውን ዝባላዕ ናይ ሸፋቱ ጉጅለ ስለዝኾነ። ካብ ፍለማ ጀሚሩ ክሳብ ሕዚ ብጥቕምን ብስልጣንን ነንባዕሉ ዝባላዕን ዝመናጨትን ሽፍታ ንህዝቢ ክመርሕ ፍፁም ዘይሕሰብ እዩ። ናይ ህዝቢ ዘላቒ ረብሓን ሰላምን ከረጋግፁ ሕልሚ እዪ። 8. ጉጅለ ህወሓት ሰራቒ እዩ። ናይ ሰብ ሓሳብ ይሰርቕ፣ ናይ ህዝቢ ገንዘብ/ንብረት ይሰርቕ። ናይ ካልኦት ሃገራት ባንዴራ ይሰርቕ፣ ናይ ካልኦት ሃገራት ሓወልቲ ይሰርቕ፣ ናይ ካልኦት ሃገራት መዝሙር ይሰርቕ። ስለዙይ ህወሓት ሽፍታ ሰራቒ እምበር ፖለቲካ ፓርቲ ኣይኮነን። 9. ጉጅለ ህወሓት በሊዑ ዘይፀግብ ዝብኢ እዩ። ሰለስተ ትውልዲ ቑርጥም ኣቢሉ በሊዑ ሕዚ እውን ራብዓይ ትውልዲ ክበልዕ ይህንደድ ዘሎ ሽፍታ ዝብኢ እዩ ጉጅለ ህወሓት ። 10. ጉጅለ ህወሓት ዓሌታውን ቑሸታውን እዩ። ብጣዕሚ ፀቢብ ናይ ሓንቲ ዓሌትን ቑሸትን ጉጅለ እዩ። ከፋፋልን ሓሳድን እዩ። 1 ን 5 ዝብሃል ካብ ሳዳም ሑሴን ዝተቐድሐ ናይ ዓፈናን ምክፍፋልን ኔትዎርክ ፈጢሩ ህዝብና ሰንሰን ዘብል ሽፍታ እዩ። 11. ጉጅለ ህወሓት ባንዳን ባዕዳውን ስነሓሳብ ዝኽተል ሽፍታ እዩ። ናትና ባህሊ፣ ታሪኽ፣ መንነት፣ ቕርሲታት፣ ሓድግታት፣ ንግስነትን ስልጣነን ከፍርስን ከጥፍእን ለይትን ቐትርን ዝሰርሕ ዓስካሪ ጉጅለ እዩ ህወሓት ማለት። 12. ጉጅለ ህወሓት ጠላም ከሓዲ ሽፍታ እዩ። ንህዝቢ ይጠልም፣ይኽሕድ። ይሕሱ። የጭበርብር። የታልል። ንህዝቢ ይኣስር። የጥሚ። የድኪ። መሐከሚ ይኽልክል። ኮታስ ፀረ ህዝቢ ሽፍታ ጉጅለ እዩ ህወሓት ማለት። ስለዙይ ምስ ውብኣ ተሰሊፍና ነዚ ሽፍታ ካብታ ቅድስቲ ዓድና ንምእላይ ንቃለስ ንብለኩም። ውብኣ ዋሕስን ጠበቓን ህዝቢ ብሔረ ኣጋእዚ ምስ ቐይሕ ባሕራ ! ዝውሰኽ ክትውስኹሉ ይላቦ !!ለዋ ወያነ ዝተብሃለ ብዘይፍርዲ ዝቕንፅልን ዝሓርድን ጉጅለ ፈጢሩ ህዝብና ዘፅንት ዘሎ ሽፍታ እዩ። 3) ናይ ግብረ ራዕዲ (ሽበራ) ተግባራት ዝፍፅም ሓይሊ እዩ። ጨፍጫፍ ዓጋመ ሓውዜን፣ ጉለማክዳ፣ ኢሮብ፣ ጨፍጫፍ ሽረ ዓዲ ዳዕሮ፣ ኣድያቦ፣ ጨፍጫፍ ራያ ኣላማጣ፣ ጨፍጫፍ ኣክሱም፣ ጨፍጫፍ ቴንቤን ወዘተ ካብቶም ሽፍታ ህወሓት ዝፈፀሞም ናይ ግብረሽበራ ተግባራት ገለ ኣብነታት እዮም። 4) ደቂ ኣነስትዮ ዝዕምፅን ዝደፍርን ናይ ሸፋቱ ጉጅለ ስለዝኾነ። ልዕሊ 50 ደቂ ኣነስትዮ ኣብ ሽረ ዓዲ ዳዕሮ ዝደፈረ ብነፃ ዝለቐቐ፣ ናብ መቐለ ንዑ ደቂ ኣነስትዮ ከም ድላይኩም ኢሉ ብመድያ ዝተዛረበ ናብ ስልጣን ማዕርግ ዘደይብ እዩ። ልዕሊ 2ሚልዮን ደቂ ኣነስትዮና ዝወለዳኦም ልዕሊ 2.5 ሚልዮን መናእሰይ ብሓይሊ ኣገዲዱ ናብ ሓዊ እናጠቕጠቐ ዘፅነተ ሽፍታ ፀረ ደቂ ኣነስትዮና እዩ። ልዕሊ 70,000 ደቂ ኣነስትዮና በብ 80,000 ቕርሺ ናብ ዓረብ ሃገራት ከም ባርያ ዝሸጠ ሽፍታ ማፍያ እዩ። ስለስተ ትውልዲ በሊዑ ደቂ ኣነስትዮና ደም ዘንበዐ ከዳዕን ሕሱርን ጉጅለ ሸፋቱ እዩ። 5) ንፁርን ህዝባውን ፖለቲካዊ ዕላማ (ራዕይ) ዘይብሉ ከም ነፋሒቶ ዝቀያየር ዕሉል ሽፍታ ስለዝኾነ። ፖለቲካ ማለት ረብሓ ህዝብኻ ተውሕሰሉ ሳይንስ እዩ። ኣብ ጉጅለ ህወሓት ግን ህዝባዊነት ኣየዐውትን ፣ ንህዝቢ ምሕሳብ ንድሌት ጉጅለ ሸፋቱ ኣይጠቅምን፣ ህዝቢ ከም መሳርሒ ትጥቀመሉ እምበር ንህዝቢ ረብሓ ምስራሕ ፋይዳ የብሉን ኢሉ ብፅኑዕ ዝኣምን ጉጅለ ሸፋቱ እዩ። ብምዃኑ ድማ እቱ ህዝብና ምስ ኩሎም ጎረባብቱ ክፃላእን ሓደ ፈታዊ (ሓጋዚ) ሃገር ዘይብሉን ባዶ ኾይኑ ክተርፍ ገይሩዎ ይርከብ። ንሽፍታ ህወሓት ፖለቲካ ማለት ንህዝቢ ዝሓስብን ዝሓልን ምቕንፃል፣
Mostrar todo...
Mostrar todo...
ብሔረ ኣግዓዚ(habeshaagaezimedia) is LIVE | TikTok

ትግርኛ ዝብሃል ታሪኽ/ፊደል ኣሎ ድዩ?. Check out ብሔረ ኣግዓዚ(habeshaagaezimedia) LIVE videos on TikTok! Watch, follow, and discover the latest content from ብሔረ ኣግዓዚ(habeshaagaezimedia).

Mostrar todo...
ብሔረ ኣግዓዚ(habeshaagaezimedia) is LIVE | TikTok

ትግርኛ ዝብሃል ታሪኽ/ፊደል ኣሎ ድዩ?. Check out ብሔረ ኣግዓዚ(habeshaagaezimedia) LIVE videos on TikTok! Watch, follow, and discover the latest content from ብሔረ ኣግዓዚ(habeshaagaezimedia).

ንምንታይ ጊመል ሰሪካ ጉንብሕጉንብሕ? አብዙ ጊዜ እዙይ መሪሕነት ህወሓትን መሓውሩን ዝነበረኒ ፓሊሲን እስትራተጅን ተኸቲለ ክመርሕ አይከአልኩን ወዲቐ እየ ይብለና አሎ ፣ ብካሊእ ገጽ ድማ ዝተዛረቦ ካብአየር ከይጠፍአ ዝነበረኒ ጉድለታት ናብህዝቢ አቕሪበ ምስህዝበይ ተረዳዲኤ ተአማሚነ ተረዳዲኢና አሎና ብምኻኑ አብቀረባ ጊዜ ጉባኤ ክገብር እዬ ኢሉ ክልፍፍ ቀኒዩ አብዙ ቀረባ ጊዜ ድማ ምስ ጊዚያዊ መንግስትን አውሽጢ ህወሓትን ዘሎ አፈላላይን ምግምማዕን ተጨናኒቑ በጃኹም ዕረቑና እናበለ ገዛ ገዛ እናዘወረ በጃኹም ኩሉ ገዲፍና ንተዓረቕ እናበሉታ ሰያቡ አረጊቱ ምልአአኽ ተጀሚሩ ከምዘሎ ናይ ውሽጢ ፈላጣት ይሕብሩ ኣለው። አብ እንደርታ ሓደ አባሃህላ ኣሎ ። (ንሱውን ደጃት ክስቶ ለሚድዩ ደኒንካ ምብካዬ ቀደም ነበረ እበይ ፈሰስ ምንካዬ በሉታ ዓበይቲ እንደርታ) መሪሕነት ህወሓት ብግልጺ ገመናኹም ቅልዕልዕ አቢልኩም አብክንዲ ጸገማትኩም ትፍትሹ ከምቲ ሰራቒ ጊመል ጉንብሕ ጉንብሕ ከብትብሉ ንዕዘብ አሎና። እስትራተጂ አመራርሓ እውን አይከአልናን አብቂዕና ካብበልኩም ጉባኤ ጌርኩምከ ከመይ ዝበለ ፖሊሲን ስትራተጅን ኢኹም ክትሕንጽጹ? ብወገነይ ሕይውን ህወሓት እታ ልዕሊ 30 ዓመታት ዝመኸርኩኹም ወዮዳአ ርእስኹም ተኻሕኺሑ ዘይሰምዕ ማዕጾ ኮይኑ እበር በቲዘለዎ አመለኻኽታጉባኤ ጌሩ ለውጢ አየምጽእን ። ውድብ ህወሓት ተቀይሩ ክበሃል እንተኾይኑ ብግልጺ ጉልባቡ ቀሊዑ አነ ክሳብ ሕይ ዝፈጠርኩዎ ጉድለታት ይአኽለኒ ሕይ ግና ኩሎም ፖለቲካ ፓርትታት ፣ተመራመርቲ ሙሁራት፣ ዓበይቲ ዓዲ ኩሎም ሀይማኖት ትካላት ንግዲ ማሕበረሰብ፣ ካብ ህወሓትን ካሎት ፓርትታት ጽግዕተኛ ዘይኮና ማሕበራት ፣ዲያስፖራ አስተዋጽኦ አለና ዝብሉ ወልቀሰባት ተአኻኺቦም ብዘቖሙዎ ናይሰላምን ዕርቅን ኮንፍረንስ በልዎ ጉባኤ ተጌሩ ንህዝቢ ትግራይ ዝምጥን ፖሊስን ስትራተጅ ሓንጺጾም አብ ድሌት ህዝቢ ትግራይ ዝተመስረተ፣ካብሙሱና ዝጸረዬ ዘይሸራዊ መሪሕነት ክምስረት አለዎ። አብዙ ዝምዘዝ መሪሕነት መስመረይ፣ማለሊት፣ረአይ ዝብሉ ክመጹ የብሎምን።መሰመር ዝባሀል እቶም ካብ ኩሎም ክፋላት ማሕበረሰብ ዝተወጻጽኡ ተዛትየም ተመራሚሮም ብዘጽደቕዎ ፖሊስን ስትራተ ጅንተቐባልነት ይህልዎ። ስለዚህ መሪሕነት ህወሓት ልቢ ዓድጉ ።ተዘይኮይኑ ሓለንጊ ውጹዓት ከቢድ እዩ። አስገደ ገብረስላሴ፦ መቐለ፦ 01/09 /2016 :
Mostrar todo...
Mostrar todo...
ብሔረ ኣግዓዚ(habeshaagaezimedia) is LIVE | TikTok

ትግርኛ ዝብሃል ታሪኽ/ፊደል ኣሎ ድዩ?. Check out ብሔረ ኣግዓዚ(habeshaagaezimedia) LIVE videos on TikTok! Watch, follow, and discover the latest content from ብሔረ ኣግዓዚ(habeshaagaezimedia).

ህወሓት ብሕጊ ክሕተት ሰነድ ንስንድ ኣሎና ኢና ካልኦት እውን ንእክብ ኣሎና ኢና ። ብሰንኪ ፖለቲካዊ ኣመለኻኽትኦም ጥራሕ ግፍዒ ዝበፅመሖም ብሕጊ ክሕተቱ ክስራሕ እዩ :: ኣብ እንትጮ በደሎም ብዘይፍለጥ ሂወቶም ዝሰኣኑ በልፂጎም እናበልካን 1ወይ ፀጋይ ፍትዊ ረዳ ኣቦ 8ተራ ስድራ 2ወይ ፍሳሃ ግርማይ ኣቦ 11ህፃናት 3ይ ኣታክልቲ ገረስላሰ ኣቦ 1ቆልዓ መንግሰቲ ሰራሕተኛ 4ይፍሳሃ በርሃ ኣቦ 8ተስድራ ሰራሕ ገባር 5ይ ሸኽ ያሕያ መሓመድ 8ተስድራ ስራሕ ገባር 6ይታድዮስ ኣቦሌ ጡረተኛ ኣቦ 6ተራ ህፃናት 7ወይ ንግዚኡ ኣሽማቶም ዘይፈልጦም 5ተ ሰባት ብለይቲ ኣካብነት ከተማ ጨውዮም ናብ ማይቀረፅ ኣከባቢ ንዓዲ ኣሕፈሮም ብምውሳድ ቀቲሉም ብዝብኢ ክብልዑ ዝተገበሩ ዝተረፈ ኣካሎም ንድሓር ንህዝቢ ኣርዩ ዝቀበሮም 8ይሓደ ተፈናቀል ኣብ 2013 ኣካብነት ናሽናል ሆቴል ኣውፂኦም ተገንዘቡ ኣሕዲጎም ኣብ ኣከባቢ እንዳማርያም ከተማ ሓቢኦም ዝቀተልዎ ንፀሁ ወገን እዮም ንዚ ፈፀምቲ ኢዶም ብምሕዋሰን ብምእዛዝን ዝተሳተፋ 1ይተስፋይ ገብረወልድ ከንቲባ እንትጮ 2ወይ የማነ ፍሰሃ በርሀ 3ወይ ገረሃወርያ ተክለብርሃን ንሓላፊ ክርቢትን ቀደም ምልሻን 4ወይ ተስፋይ ገረዚሄር ወይ ወዲ ጃዕፈርሓላፊ ፀጥታ 5ይፍሬዘር ዘገየ ንሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሕወሓት 6ይ ተስፋይ ኪዳኑ ወይ ሃንጆማ ንሓላፊ ምልሻ 7ይ መለስ ሓዱሽ ኣባል ክርቢት 8ይ ብርሃነ ፀጋይ ኣባል ክርቢት 9ይ ተስፋይ ገብረገርግስ ኣባል ክርቢት 10ይፍሳሃ በርሃ ምክትል ፀጥታ ንሓላፊ11ይ ሓለፎም ሓድሽ ኣባል ክርቢት 12ተሓጎስ ብርሃነ ምልሻ ሓላፈ 03 ኮይኖም ንፁሃት ሰባት ብምጭዋይ ብምቅታል ዝለዓለ ንግደት ዝነበሮም እዮም ኣብ ዝእዝዝ ስሜን ንብረት ብምስራቅ ምሩኻት ብመነኣሰይ ክቅጥቀጡ ብምግባር ሒዚ ኣድማዒ ኣብ ዝለዓለ ሓላፍነት ዝርከቡ ናብ ኢሳያስ ዝተባሃለ ዞባ ኣማሓዳሪን ፀጋይ ቆሪፅ ዝተባሃለ ዞባ ፀጥታ ንሓላፊ ሃበንዮም ገረኺዳን ዝተባሃለ ዞባ ምክትል ዝሓላፈ ዝተባሃሉ ወንጀለኛታት ዝምጎሱ አዮም:: ውድብ ብሔረ ኣግኣዚ / Agaezi National Union Party/
Mostrar todo...
👍 1
እነዛ የደቡብ ህዝቦች እና በሌሎች አካባቢዎች ያለው ያለቀ ህዝብ የሚቆጠር አይደለም። ምክንያቱም የደቡብ ህዝቦች ወደ ትግራይ ዘምተው በወጡበት የቀሩ አብዛኞቹ እነሱ ናቸው ።ወደ አማራም ወደ ኦሮሞ የሚዘምቱም ከራሳቸው ከአማራም ከኦሮሞም በውድም በግድም እየታፈሱ ወንሞቻቸው የሚፈጁ ቢኖሩም አሁንም ኣብዛኞቹ የደቡብ ህዝቦች ናቸው እያለቁ እያሳለቁ ያሉ ። እነዚህ ሰወች ደም ጠጥተው ገና አልጠገቡም ። ደምጠጥተው ያልጠገቡ መሆናቸው ማሳያ አንዱ በአሁኑ ጊዜ የአብይ አህመድ ፈረሶችና አፈቀላጤዎች እነ አገኜው ተሻገር ፣ተመስገን ጥሩነህ ፣ለገሰ ትሉ ዳግም ወደ ትግራይ ጦርነት እንዲያገረሽ ዚያውጁ እንሰማለን ። ለመሆኑ እነዚህ የአብይ ትቱሏዎች በትግራይ የህግ ማ ስከበር እርምጃ እንወሰዳለን ብለው ሲያውጁ ብእውነት ጦርነት ሊከፍቱነው? የኢትዮጱያ ህዝቦች ሆይ በተለይ የአማራ ህዝብ እባካቹ ልብ ግዙ። አብይ አህመድ በአፈ ቀላጤዎቹ ወደ ትግራይ የህግ የማስከበር ዳግም ጆኖሳይዳዊ ጦርነት እንከፍታለን ብለው ሲደነፉ ሀቅ እንዳይመስላቹ ፦ ምናልባት በምእራብ ትግራይና በደቡብ፣በጸለምት በመጥፎ ትርክት የተመረዛቹ ሀቅ ይመስላችሁ ይሆናል። የአማራ ህዝቦች ሀቁ ንንገራቹሁ እነ አገኜው ተሻገር በትግራይ እጅ የነበሩ ህገመንግስታዊ ድንጋገ ባስቀመጠው መሰረት የተግራይ ግዛቶች የነበሩ በአማራ ታጣቂዎችና በኤርትራ ወራሪ ሀይል ተይዘው የአስተዳደር ክልል በፕሪቶሪያ ውል መሰረት ሲመለሱ ግርግር መፍጠራችሁ ለአብይ አህመድና አሻጋሪዎች በግርግሩ ማኸል ስልጣናቸው አደላድለው ይኖሩ ዘንዳ የተመቻቸ ሁኔታ እየፈጠራችሁ መሆናችሁ አትዘንጉ። ወደ ትግራይ እነ አገኜው ተሻገር ጦርነት ያወጁበት ምክንያት ፦ 1ኛ በብልጽግና እና በአማራ ህዝብ መካከል ያለ የማይታረቅ ቅራኔና ጥላቻ በማላሳለስ ለአማራ ህዝቢ በምእራብ ትግራይ በጸለምት፣ በደቡብ ትግራይ በፕሪቶሪያ ስምምነት መሰረት ግዛቱ ላለመመለስ በማላሳለስ በአማራና በትግራይ የማያቋርጥ ጦርነት በመክፈት ፈደራል መንግስት በግጭት ተከልሎ ሰላም አግኝቶ ለመኖር ታሳቢ በማድረግ፣ 2ኛ በአማራ ህዝብ ታማኝነት አግኝቶ እንደ ጀርባ አጥንት ተጠቅሞ ወደፈለገው እሳት እያስገባ የሰልጣኑ ደልዳላ ዘብ ለማድረግ ታሳቢ ያደረገ፦ 3ኛ ፋኖን በማላሳለስ ትግሉ እንዲቀዛቀዝና ህዝብና ፋኖ ለመከፋፈል በማሰብ ነው። 4ኛ እነዛ የአብይ አሻጋሪ የሚባሉ የአማራ ተውላጆች የነ መልአኩ ተፈራ ወራሽ ፋሽሽቶች በአማራ ህዝብ በነሱ ላይ ያለ ጥላቻ ለመቅረፍ ታሳቢ በማድረግ ነው የሚሞዳሞዱ ያሉ። ስለዚህ ለአማራ ህዝብና ፋኖ የነ ገኜው ተሻገር አማራን ለማታለልና ለመለሳለስ እሚያደርጉት ያሉ ሽርጉድ በንቃት ለመገንዘብ ልብ ብትገዙና በአብይ አህመድና በነተመስገን ጥሩነህ ፣በአበባው ታደሰ ወዘተ እየደረሳቹ ያለ እልቂት በህብረት ተከላክላቹሁ ሰላማቹሁ ብትፈጥሩ እመክራችሁ አለሁ ። ካሁን በፊት በግፋ በለው ወደ ትግራይ ህዝብ ዘምታችሁ ለትግራይ ህዝብም ጎድታችሁት፣እናንተም አልቃችዋል ።የእልቂቱ የሀዘን ቁስል በአማራ ህዝብ በየቤቱ ያለው ይቁጠረው ።የአሁኑ በነ ተመስገን ጥሩነህ፣ለገሰ ትሉ፣ አገኜው ተሻገር ፣ወዘተ በላያችሁ ላይ ጦርነት አውጀው ያደረሱት እልቂት ሲጨመር እጅግ እጅግ ብዙ ህዝብ አልቆባቹሁ በየቤቶ ቡዙ ህዝብ በሀዘን ጨለማ ተቀምጠዋል ።በመሆኑም ሰላማዊ አየር ለመፍጠር በህብረት ብትነሳሱ ጠቃሚ ይሆናል። የተከበራቹሁ የአማራ ህዝቦች በውስጣቹ ያሉ ቢሄር ቢሄረ ሰቦች ጋር ተስማምታችሁ ለራሳቹ ከሌሎች ኢትዮጱያውያን እኛ ነን የበላይ በማለት ትምክህታዊ አመለካከት ትታችሁ እኩል መሆናቹ አምናችሁ በህብረት ለፋሽሽቶች ብትዘምቱ ይሻላል። ይቀጥላል ፦ አስገደ ገብረስላሴ ፦ መቐለ፦ 29 /08 /2016
Mostrar todo...
. ክፍል 2 ልብ ግዙ እልቂት ይቁም፦ የአብይ ፈረሶች ጦርነት ሲያውጁ ኣማራን እንደ ጀርባ አጥንት ለመጠቀም ነውን? አስተውል የአማራ ህዝብ በ2013 ዓ ም እነደመቀ መኮነን ፣ ገዱ አንዳርጋቸዎ ፣ንጉሱ ጥላሁን፣ የውሀንስ ባያለው፣ ተፈራ ማሞ መልአኩ ፣ እንዲሁም የአማራ ኢሊቶች እና ባለሀብቶች ፣ በመላው ኢትዮጱያ የሚኖሩ የሀይማኖት መሪዎች ፣ጳጳሳት በዲያስፖራ ይኖሩ የነበሩ ቂመኞች፣ተሸንፈው ወይሰርቀው የተባረሩ እንደ ብርሀኑ መዋ የኢህአፓ፣የሜኤሶን ፠የደርግ ፡የጃኖሆይ የልጅለጅ ተሰባስበው አሁን የአብይ የፈሽዝም አስፈጻሚዎች ሆነው የሚጋሉቡ ያሉ አገኜው ተሻገር ፣ተመስገን ጥሩነህ ፣አበባው ታደሰ ፣ መላኩ አለበል፣ አጭበርባሪ የሀይማኖት ነጋዴው ዳኒኤል ክብረት ፣ በአብይ አህመድ ሳንባ ዝትንፍስ የውሼት ፈላስፋው ለገሰ ትሉ። የአብን ግልገሎች ከደቡብ ደግሞ ለሆዳቸው አዳሪዎች ፕ/በየነ ጴጥሮስ፣በአስር ድስት ላይ ወጥ ቀማሹ ሬድዋን ሑሴን ፣ አገር ሻጭ የዓሲንባ ማዕሚኖ ሙርከኛ በተጨማሪም የኢሳኢያስና የግብጾች ሰላዩ ብርሀኑ ነጋ ፣እንዲሁም ከደርግ የተማረኩ በአስር የሚቆጠሩ ሙርከኛ ጀነራሎች፣ የቅርብ ታማኝ አማካሪዎች በዘመነ ኢህአደግ ዘርፈ ቡዙ ገመና የፈጸሙ አባዱላ ገመዳ፣አርከበ ዕቁባይ፣ሳሞራ የኑስ፣ግርማ ቡሩ፣ ወ ዘ ተ ለአማራ ህዝብና የሌሎች ክልሎች እንዲሁም የባእድ ሰራዊትና ዘመናዊ መሳሪያ በዶላር ገዝተው ወገናቸው ወደ ሆነው የትግራይ ህዝብ በመርዛማ ቃላታቸው በመቀስቀስ ዘርአዊ (ጆኖሳይዳዊ) እልቂት እንዲፈጽም ፣እንዲዘምት ብቻ ማድረግ አይደለም ትግራይ ገብቶ እንዲቀር አድርግውታል። እንዲዘምት ብቻ ሳይሆን ወደ ትግራይ የገባው ያገኜው ትግራዋይ ሴት ህፃን ፣ሽማግሌ፣ እንዲገድል ፣ያገኜው ሀፍት እንዲወር፣እንዲያወድም ፣ ቤተክርስቲያን ፣መስገድ ሁሉም የእምነት ተቋሟት ቅርሳቅርስ እንዲወድሙ ተሰርቀው ተወሰደው በአለም ገበያ እንዲሸጡ ተደርገዋል። እድመ ሳይለይ ሴቶች ሀጻን ወጣት ፣ሽማግለ፣ የቄሶች ሁሉም መእምናን የወንዶች ሚስቶች በባላቸውና በልጆቻቸው ፊት ለአንድ ሴት በቡዱን እንዲደፈሩ ( እንዲታመጹ) አድርገዋል። ሌላ ቀርቶ በኢሳኢያስ አፈወርቅ ሆን ተብለው ኤች አይ ቪ በሽታ የተለከፉ በቡዱን አደራጅተው ለሁሉም የትግራይ ሴቶች ለክፈው የትግራይ ህዝቢ ዘር እንዳይተካ እና ዳኒኤል ክብረት እንዳለው የትግራይ ህዝብ ለምልክትበኢትዮጱያም በአለምም ዘሩ እንዳይኖር ( እንዲጠፋ) ጥልቀት ባለው ስትራተጂ ነድፈው ተግባራዊ እንዲሆን ወደ ትግራይ የገባ ወራሪ የታጠቀ ያልታጠቀ ፍጡር ወንጀሉ በእንዴት መንገድ እንደሚፈጽም ስልጠና ሰጥተው አስገብተውታል። በተለይ ኢሳኢያስ ለዚሁ ስራና ቅርስ ለመውረር ያዘጋጃቸው ልዩ ብርጌዶች ነበሩ። ይህ ሁኔታው አለም የመሰከረው በትግራይ ወረራ በዚህ ጽሁፍ ክፍል አንድ የደረሰው እልቂት ውድመት ተገልጸዋል። በተግራይ የተፈጸመው ወረራ ለትግራይ ህዝቢ ብቻ በሁሉም ነገር ያደቀቀ አልነበም። በመላው ሀገሪቱ የነበረ አምራች ወጣት ፣የሀገሩቱ አንጡራ ሀፍት ትግራይ ገብቶ ተውጦ ቀርተዋል ወድማል ኢኮኖሚ እድገት የሚባል የለም አይታሰብም። የአለም ባንክና አይ ኤም ኤፍ እንደአረጋገጡት በየአመቱ ከሁለት ድጅት በላይ እያደገ የነበረ አገር ኢኮኖሚው ወደ ዜሮ ወርደዋል ።የድህነት ሰደት ሰለባ ሆኖዋል። ገንዘባችን የመግዛት አቅሙ ወድቀዋል። በሀገራችን ያለቸ የስራ ክፍት ቦታ ወጣቶች እየታፈሱ ወደ ጦርነት ማስገባትና ሞት ማለቅነው ። በመሆኑም በትግራይ የተፈጸመው የጆኖሳይድ ጦርነት በመላው ኢትዮጱያ የፈጠረው መዘዝ በሁሉም ኢትዮጱያዊ ቤት ገብቶ ጨለማ ፈጥሯል። በትግራይ የተፈጸመው ጦርነት በፕሪቶሪያ ስምምነት መሰረት ጦርኖት ቆም ሲያበቃ በነ አብይ አህመድና በነተመስገን ጥሩነህ አገኜው ተሻገር ብርሀነ ጁላ ፣አበባው ታደሰ መልአኩ ኣለበል ለገሰ ትሉ በስምምነቱ መሰረት እንደመፈጸመ ፈንታ አሁንም አይሰላም አይጦርነት አድርገውት ጦርነቱ እንዲያገረሽ ይገፋፉ ኣሉ። ብልጽግና ፓርቲ የሚባል የሴጣን ንጉስ ከመጣ በውሼት ኣባሯ የህልም ተስፋ በመስጠት የኢትዮጱያ ህዝብ ሁሉ ቢሄር በማይለይ ሊጎርሰው የነበረ ፍትፍት በውሼት ተገፋፍቶ ያፍትፍት ተፍቶ(ጥሎ) ጥቅሙን በመጣል ሁሉ አንጨብጭቦ። አብያችን ነብያችን፣አብያጭን መብራታች በመለት አደባባይ ሲወጣ ራሱ በገመድ አንቆ እየገደለ መሆኑ አለመገንዘቡ ነበር ሽግሩ። በተለይ የአማራ ህዝብ ከትግራይ ህዝብ ብሀይማኖት በባህል በታሪክ በጋብቻ ወልዶ ተዋልዶ ቤተሰብ ሆኖ እያለ፣በጨመሪ ጸረደርግ በተደረገው ትግል ከትግራይ ህዝብ እኩል ባይሆንም በትግሉ አብሮ ተሳትፎ አብሮ መስዋእት ከፍሎ አማራ በአጠቃላይ በልማት የትግሉ ውጤትም ከተገመተ በላይ አድጎ ተመንድጎ ተጠቃሚ ሆኖ ነበር ። የአማራ መሪዎች እና ወራሪ መዋቅራቸው ከህዝቡ አፍ ቀምተው በሙሱና በልተው ያባከኑት እንዳለ ሆኖ የአማራ ህዝብ ከህወሓት ጋር ከመታገሉ በፊትም በወደቀው ኢህአፓ ጎን ተሰልፎ ከባድ መስዋእት የከፈለ ነው ።በጎንደር በአረመኔው ሻለቃ መልአኩ ተፈራ ፣ሻንበል ገብሪሂወት ልክ አሁን እነ አገኜው ተሻገር ፣ ተመስገን ጥሩነህ ፣አብርሀም በላይ ፣መልአኩ አለበል እንዳርጋቸው ከበደ፣አበባው ታደሰ የአብይ አህመድ ፈረሶች ሆነው ለአማራ ህዝብ ይጨፈጨፉት እንዳሉ። እነ ሻንበል ገብሪሂወት ሻለቃ መልአኩ ተፈራም የጎንደር ወጣቶች ተማሪዎች ሙሁራኖች እያፈሱ በጎዳና ረሽነው ከዘረጉ ከዛ ወላጆቻቸው እንዳይቀብራቸ ው በገልባጭ መኪኖች አንዳንዶቹም ከነሂወታቸው እየጫኑ በሌማሊሞ ገደል ይገለብጡዋቸው እንደነበሩ ሁሉ እነአብይ አህመድ በትግራይ ጦርነት በሁለቱ ወገን የጠፋው ሰው የፈሰሰው ደም አልበቃም ብሏቸው ከፕሪቶሪያ ስምምነት በኋላ ጦርኖቱ ወደኦሮ ለአመታት የቆየው እልቂት በማደስ፣ በአማራ ሳያስቡት ነገርግን ድሮውን ለአማራ ህዝብ ከላይ በተጠቀሱት ግልገል ፋሽሽቶች በገንዘብና በስልጣን በመደለል የጆኖሳይድ ጦርነቱ ወደትግራይ ቅድሚያ አይቶ ያድርገው እንጂ አብይ አህመድ ድሮውን ለነዛ ሆዳም የአማራ ቁንጮዎች ለጊዜው ተጠቅሞ ነሱ አስወግዶ ህዝቡን ከትግራይ ህዝቢ ቀጥሎ በማንበርከክ እቢ ካለ ደግሞ በጦርነት ቅስሙ መስበር የሚል ወሳነ የደረሰው ከመማክርቱ ኢሳኢያስና አረቦች ወስኖታል።ሆዳሞቹ እነደመቀ መኮነን ግን ካፍጫቸው ውጭ የማያስቡ ለስልጣናቸውና ለገንዘብ ሲሉ ለአማራ ህዝቢ ከወንድሙ ትግራዋይ አዳሙት። አብይ አህመድ የነደፈው እቅዱ መሰረት አድርጎ ጦርኖቱ ወደ አማራ በማዞር እኖሆ ወደ አመት ሊያደርግ የተቃረበ በአብይ የሚመራ ብልጽግና እና አማራ ህዝቢ መካከል ጦርነት በአማራነ በኦሮሞ የማያቋርጥ የጦርነት እልቂት ከፍቶ የአለማችን ቴክኖጂ የመጣቸው ድሮኖች፣ሚጎች አንቴኖፍ፣ሂሊኮፕተሮች የአማራ መንደሮች ተራራዎች፣መጻዳጃ አድርጎዋቸዋል። በሚሊዮን የሚቆጠሩ ህዝቦች ሲሞቱ ፣አካል ሲጎድሉ ፣ ህዝቦች ሲፈናቀሉ፣በዘመነ ኢህአደግ 27 የተፈጠሩ ሀፍቶች ሲወድሙ እናያለን ። ይህ በኣራ ህዝብ ሲፈጸም የመናየው ያለን አብይ አህመድ በቀለበት ጋብቻ ውል ባሰረላቸው ተመክሮና እንደ ሰአት ተሞልቶ በእስትራተጂ ኣለማው የፈጸመው ገመና ነው ።በአማራ በትግራይ የተፈጸመው እልቂት በኦሮሞ ህዝብም በተቀናጀ መንገድ እየጨፈጨፋቸው ነው ።
Mostrar todo...
👍 1
ዘረባ ፀማማት (Dialogue of the Deaf """""""""""""""""""""""""""""""""""""""""""""""""""" ጉጅለ ባቢሎናውያን (ደብረ ዕንክልል ወ Major No) ካብ ብጉሓቱ ንሶም ተዛረብትይ ትእዛዝ ወሃብትይ እቲ ካልእ ከዓ ሰማዕይ መጣቐዕይ እምበይ ሓሳብ ልህብይ ብዛዕባ ባዕሉ እውን በዓል ዋና ክኾንይ ድልየት ኮነ ተበግሶ ነይርዎም ኣይፈልጥይ። እዚ ልዕሊ 40 ዓመት ልዕድመኡ ንቡር እምነቶምይ ውሁብ ኣሰራርሕኦምይ እዩ። እዚ ልማዶምይ ዕላምኦምይ ግን ክሳዕ ወርሒ ሕዳር 2016 ዓ.ም ብስውር እምበይ ብግልፂ ልጥቀሙሉ ሓልሓሊፉ ጥራሕ እዩ ነይሩ። ካብ ወርሒ ሕዳር 2016ዓ.ም ድድሓር ማለት እውን ድሕሪ 65 ናይ ጭቕጭቕይ ስሓቦ ጉቶቶ ኣኼባኦምይ ግን እቲ ብስውር ልጥቀሙሉ ልነበረ መስርሕ ብግለፂ ኣብ ተግባር የውዕሉዎ ኣለዉ። ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ፣ ተራ ኣባል ውድቦም፣ ህዝቢ አረ ዋላ ማሕበረሰብ ዓለም ዝበለ እንተበለ ልሰምዕ እዝኒይ ለስተውዕል ልቦናይ ሃምለይብሎም ብተደጋጋሚ የርእዩ ኣለው። ሓፋሽ ሕቶ እንተልዓለይ ቅሬታ እንተቕረበይ “ህዘቢ ኣብ ጎኒና እዩ ዘሎ” ይብሉ። ሓፋሽ “ከድዕኹምና ኢኹም፣ ክንርእየኩም ኣይንደለይ” እንትብሎም “ ህዝቢ ኣብ ቦትኡ ኣሎ” እላበሉ የደናግሩ። ዘረባ ፀማማት!! ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ “ናብ ኩናት ዘእተወና መንገዲ ክንደግሞ ኣይግባእይ፣ ርኡይ ምምሕያሽ ክንገብር ኣለና፣ ናይዚ ኩሉ ጥፍኣት ዓል ዋና ኣብ ፈፃሚት ልተርኣየ ስትራቴጂያዊ ውድቐት እዩ፣ ኣመራርሓ ክነመዓራሪ ኣለና ወዘተ” ኢሉ እንትሓቲት ኣብ መድረኽ “እወ፣ ልክዕ እዩ፣ ወዲቕና ኢና፣ በስብስና ኢና ወዘተ” ይብሉ እሞ ብድሕሪ መድረኽ ግን ነቶም ብግልፂ ልቃለሱ ደለይቲ ለውጢ ሽሞም ንምጥፋእ ውዒሎም ይሓድሩ። ዘረባ ፀማማት!! ነቲ ሓደ ትግራዋይ የኾነይ፣ ዘርኢ ሓረጉ ክፍተሽ ኣለዎ እናበሉ ይድህልዎ፤ ነቲ ካልእ ምስ ፀላኢ ምትእስሳር ኣለዎ እናበሉ ብሙሉእ ዓቕሞም የፀልምዎ። ነቲ ሓደ ሃፍትን ንብረትን ህዝቢ በሊዑ እናበሉ መእተዊ መውፅኢ የስእንዎ፤ ነቲ ካልእ ድማ ውድብ ዘፍርስ እናበሉ ነታ ባዕሎም ሓኒቖም ዝቐተሉዋ ውድቦም ካልእ ቀታሊ ክእልሹላ ላሕ ይብሉ። ሕዚ ሽሞም ዘፀልሙዎም ዘለዉ ሰባት ድማ ቅድሚ ምምስራት ግዝያዊ ምምሕዳር ንዝሓሸ ስልጣን መዲቦሞም ዝነበሩ እዮም። ናይዞም ሕዚ ሽሞም ዝጠፍኡ ዘለዉ ሰባት ሓጥያት ህወሓትይ መሪሕነት ህወሓትይ ክዕረዩ ኣለዎም ኢሎም ብትብዓት ምቅላሶም ጥራሕ እዩ። ዘረባ ፀማማት!! ሎሚ ድማ እታ ብስሩዕ ኣፍልጦ እኳ ዘይረኸበት ውድቦም (ጉጅለኦም) እንከይፀረየትይ ናይ ኣተሓሳስባ ሓድነት ከይፈጠረትይ “ዝሓዝካ ሕዝካ ናብ ጉባኤ” ብልብል ዝምቡዕ ርድኢት ነቲ ኣፈላላይ ብዘግፍሕ ሓውሲ መንገዲ ዕልምልም ይሕንክሩ ኣለዉ። ልተረጋገፀ መንገዲ ጥፍኣት ብውነ ሕዞምዎ ኣለዉ። ኣፍልጦ ወይ ቅድመ ኣፍልጦ ከይሓዝኻ ጉባኤ ምክያድ ማለት ውግእ ምእዋጅ ምዃኑ ጠፊኡዎም ለይኾነስ ከዋግኡ ስለልደልዩ እዩ። ዘረባ ፀማማት!! ሕዚ ድማ ነቲ ልተጀመረ ተመዛበልቲ ናይ ምምላስ ምንቅስቓስ ንምዕንቃፍ ወግሐ ፀብሐ ሰበር ዜና እላበሉ ዘይውዓሉዎ ዓወት ልምምንጣል ሃተውተው ይብሉ ኣለዉ። ኣብ መዝገበ ቃላት እዚ ጉጅለ ነውሪ ልብሃል ነገር የፍለጥይ! ዘረባ ፀማማት!! ናይ ሕዚ ፋሽን ከዓ ነቶም ብትብዓት ዝቃለሱዎም ለለዉ ሰባት ዝተፈላለየ ሜላ እላተጠቐምካ ሽም መጥፋእን ምፅላምን እዩ። ኩሉ ዓይነት መንገዲ ተጠቒሞም ከሸማቕቑዎምይ ከዋርዱዎምይ ቐትርይ ለይትይ ይሰርሑ ኣለዉ። ብስሩዕ ሚድያ (ብፍላይ ደደቢት ሚድያ) ናይ ግሎም ሚድያ ብሃይለ ቱቦ ዝዝወር ብገንዘብ ሰብ ክናኸሱ ዘሰልጠኑዎም ኣኽላባቶምይ ገይሮም ወግሐ ፀብሐ የፀልሙዎም ኣለዉ። እዞም ኣኽላባት በቶም ፀማማት መራሕቲ ብቐጥታ ኦሬንተሽን ዝውሃቦም ምዃኖም እንትተወፈልጥ ድማ ናይዞም ፀማማት ሕመቕ ክንደየናይ ምዃኑ ቅልዕልዕ ኢሉ ይርኣየካ። ብድማር ጉጅለ ባቢሎናውያን ትግራይ ናይ ምብታን ሕልሞም ብትልሞም መሰረት የቀላጥፍዎ ምህላዎም ርዱእ ይገብሮ። ዘረባ ፀማማት!! ድሕሪ ሕዚ ግን በቲ ልመፅኡሉ መንገዲ ከኸዱ ልፈቕደሎም ሰብ ሃምለይለ ክርድኡ ይግባእ። ብዘረባ ፀማማት ልሕመስ እምበይ ልድሕን ዓዲ ሃምለይህሉ ክፈልጡ ይግባእ። ኹሉኻ ንቓሕ!! #ባቢሎናውያን!!
Mostrar todo...