cookie

Utilizamos cookies para mejorar tu experiencia de navegación. Al hacer clic en "Aceptar todo", aceptas el uso de cookies.

avatar

Stalin Gebreselassie

Mostrar más
Publicaciones publicitarias
4 835
Suscriptores
-224 horas
-147 días
-9530 días

Carga de datos en curso...

Tasa de crecimiento de suscriptores

Carga de datos en curso...

ከመይ ሓዲርኩም ዓድና?! ኣብ ህወሓት ዝዓሰሉ ካድረታትን ተራ ዜጋታትን ጥራሕ ኣይኮኑን። መራሕቲ ካልኦት ዕሸል ውድባት እውን ኣብ ጎኒ ግምት ኢና ክብሉ ሽምጦም ገቲሮም ሓሳቦም እንትገልፁ ተዓዚብና። ውድቦም ኣብ ክልተ ሰለስተ መታቲሮም ህዝቢ እናረኣዮም ኣብዘይ ዳሶም ርኢናዮም። ብሓቂ ውድቦም ኣብ ምጥንኻር ጠመተ እንተዝገብሩ ይሓይሽ። ውድብ እናመራሕኻ ብዛዕባ ወረዳን ዓሌትን ክትዛረብ መን ይሰምዐካ? ትግራይ ከም ኣየለ ጫሚሶ ዓይነት ፅግዕተኛ መራሒ ውድብን ንስዩም ተሾመ ዘንዕቕ ፅግዕተኛ ተኸፋሊ ኣክቲቪስትን አየድልያን። ኣኼባ ካድረ ኮፍ ኢሉ ፅሒፉ ንምሳሕ እንትወፅኡ ኣብ ሓሙሽተ ደቂቓ ብኣክቲቪስትታት ዝልጠፍ ዘሎ ሓበሬታ ውዕሎ ኣኼባ ካድረ ኣዚዩ የሕዝን እዩ። እሞ ድማ ናይ ሓደ ወገን ድልየት ዘርኢ። ጉባኤ ህወሓት ክካየድ የብሉን ዝብል ኣካል ድምፁ ተሰሚዑ መወዳእታኡ ግን እቲ ኣባል ኩሉ ብድምፂ ይውስን። ጌታቸው ንኣለም ናይ ኔትወርክ ጳጳስ ይበሎ ደብረፅዮን ንጌታቸው ዘይተብሃልካዮ ኣብ ፕሪቶሪያ ፈሪምካ መፂኻ እንተበሎ ኣብ ቅድሚ ካድረ ስለዝኾነ ዝጎድእ ኣይኮነን። ካብ ታሪኽ ህወሓት ዝሰማዕናዮ ብዙሕ ዘገርም ገምጋማት ሓሊፉ እዩ። እንታይ ድኣ ንግበር? ንከኣኣል። ካብ ሓዊ ዝወፀ ህዝቢ፣ ፖለቲከኛን ሰራዊት እዩ ዘለና። ክንረዳዳእ ይግባእ፤ ክንሓብር፤ ብቅልጡፍ ተፈናቐልቲና ብሙልኦም ናብ መረበቶም ምምላስ። ንስልጣን ዘይምጥማት፤ ንትግራይ ምስ ጎረባብትና ፈተውቲ ምጥራይ። ብሩኽ ሰንበት!
Mostrar todo...
ሂውማን ራይትስ ዎች 'የወያኔ ተከፋይ ነው' ሲል የነበረ ምእመን አሁን ከተቋሙ እና ከሚያወጣው የሰብአዊ መብት ሪፖርት በፍቅር መክነፉ እንደ አንድ በጎ ነገር መታየት ይኖርበታል:: ከዚህ ጋር ተያይዞ : በምዕራብ ትግራይ የዘር ማፅዳት(ethnic cleansing) እና ሌሎች ወንጀሎች በትግራይ ህዝብ ላይ እንደተፈፀሙ የሚያስረዱ የተቋሙ ሪፖርቶችን ማስታወስ ፍቅሩን ይበልጥ ለማጠናከር ይጠቅማል::
Mostrar todo...
😁 6💩 3👍 2
ቴዲ አፍሮ ዝም ብሎ በሰላም ሚስቱን ቢንከባብ መልካም ነው። የአርቲስት ማዲንጎ አፈወርቅ የሀዘን ሳምንት ለማስተዛዘን የሀዘን አዳራሽ ውስጥ እያለ አብይ ሲመጣ ቴዲ ሚስቱን ይዞ ከሀዘን ቤቱ 'አመለጠ' የተባለው በምክንያት ነው። ትልቅ ጉዳይ ስለሆነ ልተወው። በምንና በአገር የመጣ ቀልድ የለም ይባላል። በ1997 ዓ/ም በ17 መርፌ በጠቆመ ቁምጣ፣ አዲስ መንግስት እንጂ ለውጥ መቼ መጣ ብሎ የዘፈነው በቆሸሸ ቁምጣ ታግሎ መስዋእትነት ከፍሎ አ.አ ገብቶ በሰጠው ነፃነት ነበር። የእውነት የህዘብ አርቲስት ቢሆን አሁን የህዝብ ድምፅ በሆነ ነበር። አያደርገውም። ቦቅቧቃ በኢትዮጵያ ስም የሚምል ሞላጫ ነጋዴ ነው። በቶክሲዶና በV8 4 ኪሎ የገባውስ ቴዲ ምን ብሎ ዘፈነለት? እንቁላል በ20 ብር፣ ጉርሻ የማትሞላ ዳቦ 12 ብር የሚገዛ ይኸን ሚስኪን ህዝብ፣ ሚኒሊክ እያለ ኢትዮጵያን ሸንሽኖ ለጣሊያንና ለፈረንሣይ ሰጥቶ ወደብ አልባ ያደረገውን ንጉስ እያሞገሰ ረሃቡንና ሀሳቡን ያስረሳዋል። ሚስኪን ኢትዮጵያውያን ሩዝ ቀቅለው፣ የማዳም ጥፊ ቀምሰው ያጠራቀሟትን ገንዘብ አረብ አገር እየዞረ ያልበዋል፤ ያጥበዋል። አሁን ደግሞ ልሙጡን ባንዴራ ከመድረክ ላይ ወደ ተመልካቹ እየወረወረ የባንዴራ አስተዋዋቂ ሆኖ አመሸ። ሲዘዋወር ያየሁት ቪድዮ ነው። ያ ባንዴራ አ.አ ሊገባ ይቅርና የዛ ባንዴራ ተከታይ ነኝ ባይ ኢትዮጵያዊ ከሰንዳፋ ማለፍ እንደማይችል እያወቀ ነው ህዝቡን የሚያጃጅለው። ለነገሩ እየዞርክ እጨደው ይኸ የዘቀጠ የማያገናዝብ ትውልድ።
Mostrar todo...
👍 17🔥 2
Photo unavailableShow in Telegram
ናይ ትግራይ እዩ ጩፋ - ክንደይ ደረጃ ንታሕቲ ኢና ወዲቕና።
Mostrar todo...
ሎሚ ሰነ 2016ዓ/ም ኣብ ከተማ መኾኒ እኣብ መንጎ ጸጥታ ትግራይን ሰራዊት ምክልኻልን ዝተገብረ ዘተ ዝምልከት ዝተወሰነ ዝርዝር ሓበሬታ ናባኹም ከብል። ፈለማ እቲ ዘተ ንክኻየድ ዝተገበረ ኣብ ከተማ ኣላማጣን ከባቢኣን ዘሎ ህልው ኩነታት ስዒቡ ኣመራርሓ ዞባ ደቡብ ትግራይን ክልልን ብዝገበርዎ ጻውዒት እዩ ተኻይዱ። ከምቲ ቅድም ኢለ ዝግለጽክዎ ኣብቲ ዘተ ዝሳተፉ ብወገን ፌደራል መንግስቲ ላዕለዎት ኣመራርሓ #መከላከያ ሰራዊት ኢ/ያ ዝርከቡ እንትኾን፣ ብወገን ትግራይ ድማ ሌ/ጀ ታደሰ ወረደን ጀነራል መዲድን ኣመራርሓ ዞባ ደቡብ ትግራይን ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላትን ተሳቲፎም እዩም ። ካብቶም ዝዘተይሎም ነጥብታት ዝተወስኑ 🎯ኣብቲ ከተማ ካብ ሎሚ 23 ሰነ 2016ዓ/ም ጀሚሩ ዝኾነ ይኹን ሓይሊ ሰላማዊ ሰልፊ ከይገብርን ንዝገብር ኣካል ጸጥታ ትግራይን ፌደራልን ስጉምቲ ንክወስዱ ኣብ ምርድዳእ ተበጺሑ እዩ። 🎯ኣብቲ ከተማ ህውከትን ዕግርግርን ንክልዓል ዝሰርሑ ኣባላትን ደገፍትን ተከፈልትን ወረርቲ ሓይልታት ስጉምቲ ንክውሰደሎምን ሰላም ንክሰፍንን ኣብ ምርድዳእ ተበጺሑ እዩ። 🎯ኣብ ቀጻሊ ህዝባዊ መድረኻትን ንክግበሩን ናይቲ ከባቢ ህዝቢ ኣብ ትሕቲ ግዝኣት ትግራይ ኮይኑ ክመርሐኒ እዩ ከሳግረኒ እዩ ዝብሎ መሪሕነት ንክምርጽ ኣብ ምርድዳእ ተበጺሑ እዩ። 🎯 ኣብ መወዳእታ እቶም ሓይልታት ፌደራል ምስ ጸጥታ ትግራይ ብምኻን ኣብ ወሳናወሰን ትግራይ ይኹን ኣብ ከተማ ኣላማጣ ኬላታት ከጠናኽሩ ተስማሚዕም እዩም።
Mostrar todo...
2👍 1
ዘተ ጸጥታ ትግራይን ሰራዊት  ምክልኻል ሃገር ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኣብ መንጎ  ጸጥታ ትግራይን ሰራዊት  ምክልኻልን ዝካየድ ዘሎ ዘተ  ሎሚ 23 ሰነ 2016ዓ/ም ጀሚሩ እዩ  ኣብ ከተማ መኾኒ ዝካየድ ዘሎ። ኣብቲ ዘተ ዝሳተፉ ብወገን ፌደራል መንግስቲ ላዕለዎት ኣመራርሓ #መከላከያ ሰራዊት ኢ/ያ ዝርከቡ እንትኾን፣ ብወገን ትግራይ ድማ  ጀነራል #መዲድን  ኣመራርሓ ክልልን ዞባ ደቡብ ትግራይን ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላትን ተሳቲፎም እዩም ። ዝርዝር ከስዕብ እየ
Mostrar todo...
👏 3
ጥምረት ፀጥታ ትግራይን ሰራዊት ምክልኻልን ኣብ ከተማ ኣላማጣን ከባቢኣን ዝርከቡ ፀረ ሰላምን ደገፍቲን ተከፍልቲን ወረርሪቲ ሓይሊታት ፅባሕ ዕለት 23 ሰነ 2016ዓ/ም ናይ ጥፍኣት ሰልፊ ፀዊዖም ህዝቢ ኣብ ምድንጋር ይርከቡ። እዚ ድማ መቐፀልታ ናይቲ ኣብ ሕሉፍ ዓመታት ዘካየድዎ ፀረ ህዝቢ ተግባሮምን፣ ሰላማዊ ቓልሲ ንምክያድ ዓቕሚን ሞራልን ስለ ዘይብሎም ብዓመፅን ዕግርግርን ስልጣን ንምርካብ ይጠቕሙና እዮም ምስ ዝበሉዎም ሓይሊታት ብምሽራኽ ኣብ ምንቅስቃስ ይርከቡ። ስለዚ እዚ ናይ ጥፍኣት ተግባር ምድጋፍ ሐዚ እውን ኣብ ህዝቢና ሞት፣ምፍንቓል፣ስቓይ ወዘተ ምፍራድ እዩ። ስለዚ ሓደ ሓደ ዝትደናገረን ካብ ቆቦ ዝመጸን ትሳታፋይ ካብዚ ሕማቕ ተግባር ንክቑጠብ ንሕብር። ኣብቲ ከተማ ዝርከቡ ኣመራርሓን ኣባላትን መከላከያን ፌደራል ፖሊስን ምስ ጸጥታ ትግራይ ኮይኖም ነቲ ናይ ጥፍኣት ስልፊ ንከይግበር እናገበርኩሞ ንዘሎ ስራሕ ምስጋና ይግብአኩም። ናይቶም ወርርቲ ሓይልታት ዋና መራሕቲ ኣቶ ሃይሉ ኣበራን ኮማንደር ኣይርሳውን ካብ ትማሊ ምሸት ጀሚሮም ናብቲ ከተማ መጺኦም ኣብ 02 ድሕሪ መስጊድ እንዳ "ከበዱ ካሱ " ኣብ ዝበሃል ሆቴል ነቶም መከላከያን ፌደራል ፖሊስ ብቅርሺ ንምዕዳግ ዝገበርዎ ፈተነ ኣይተሳከዕን። ነቶም ኣመራርሓ ሓይልታት ፌደራል ኣቀባብላን መስተንግዶን ክንገብረልኩም ዝብል ዘቅርብዎ ሕቶ ተቀባልነት ኣይረኸበን። ኣብ መንጎ ሓይልታት ፀጥታ ትግራይ ን ሰራዊት ምክልኻል ኢ/ያ ዝገርም ስራሕ ፣ ዝገርም ምንባብ ተጀሚሩ ኣሎ።
Mostrar todo...
👍 4
እንደምን አደራችሁ?! አንዳንዴ መልካም ሰዎችና ጥሩ ጊዜ ሳናጣጥመው ከእጃችን ያመለጡ ግዜ ነው ይበልጥ የሚሰማን። የኢትዮጵያ መምህር ስራው ትቶ ፓስተር ነኝ እያለ 100 ሺ ብር ሙስና ቦሌ ኤርፖርት ላይ ከፍሎ ደቡብ አፍሪካ እየሄደ ነው። ሌላው ስኳር ድንች ተክሎ ቶሎ የሚደርስለት ምግብ እየሞከረ ነው። ወደ እርሻ የተመለሰ ብዙ ነው። የተሻለ ስራ ፍለጋ ቦታ የቀየረ አለ። ነርሶች ስራ እየተዉ ነው። ደቡብ ክልል ደመወዝ የለም። የአዲስአበባ የመንግስት ሰራተኛ በምሳ ሰዓት ቤተክርስቲያን ቅጥር ግቢ ያሳልፋል። የቤተክርስቲያን አገልጋዩ ቄስ ደግሞ ምሳ ሰዓት ወደ ቁርጥ ቤት ወይ ክትፎ አማርጦ ይሄዳል። ቦታ ተቀያይረዋል። በኢህአዴግ ግዜ ታክሲ 4 ኪሎ ወደ 6 ኪሎ አምስት ሳንቲም ጨመረ ሲባል እያማረረ የነበረው ዛሬ የምሳ ሰዓት ቤተክርስቲያን የሚያሳልፍ፤ የቤት ክራይ የማይከፍል ቢሮ ውስጥ የሚያድር ዜጋ ተፈጥሯል። ይኸ እውነት ከባድ ነው። ግን የችግሩ ሰለባ ባለቤቱ ዝም ብሎ እያለ እኔ ምን አገባኝ ሊባል ይችል ይሆናል። የባሰ አታምጣ ነው።
Mostrar todo...
👍 11😢 4👎 1😁 1🤣 1
እንደምን አደራችሁ ኢትዮጵያዊያን?! የብልጽግና መንግስት በሚድያ ፕሮፖጋንዳ ብቻ የ130 ሚልየን አገር ማስተዳደር እንደሚችል ፅኑ እምነት አለው። ባለፉት ስድስት አመታት ከደረሰበት ከባድ ችግር ለመውጣት ፍላጎት እንደሌለው በግልጽ እያሳየ ነው። እንደእነ መሪጌታ ዳንኤል ክብረት የመሳሰሉ የሰው ዝቅተኛ ሚንስትር አድርጎ፣ ለ4ኛ ዙር ጦርነት ጥሪ የሚያደርግ በመንግስት ገንዘብ ጥርስ ያስ*ገጠ*መ ዳኛቸው አሰፋ ምሁራዊ ፕሮፓጋንዳ ከፊት አሰልፎ፤ የአ*ሳማ*ዎች ስብስብ የጥላቻ ዩቱዩብ ባለቤቶች ኮንዶሚኒየምና መኪና ከጠባቂ ጭምር መድቦ አገር እያፈረሰ፣ እንዴት ተብሎ ሊድን ይችላል? በጣም የሚገርም አንድ ልጨምር። ትግራይ ወረራ በተፈፀመባት ወቅት የሻዕቢያ ወዳጆች ሆነው ከፍተኛ ገንዘብ እየተከፈላቸው የኤርትራ ከተሞችን በፍቅር በተደጋጋሚ የጎበኙ፣ በኤርትራ ትላልቅ አገራዊ በዓላት VIP ተብለው ሲጋበዙ የነበሩ፣ አሁን ተገልብጠው እልም ያሉ ፀረ-ኤርትራ ሆኑ። ገለልተኛ መሆን እንኳን አልቻሉም። አብይ እንደዛ ብሏቸው ይሆናል። አብይ ደጋፊ አይንቅም። ያግበሰብሳል። ለማንኛውም የኦህዴድ መሪዎች በትግራይ ህዝብ ሉአላዊነት ላይ የሚሰሩት በታሪክ ይቅር የማይባል በደል እስካላቆሙ ድረስ ይኸ መንግስት የመዳን እድሉ የመነመነ ነው። የትግራይ ህዝብ እየታዘበ ነው። በተጨባጭ ትግራይን ማን እየበደለ እንዳለ ይገነዘበዋል። ይኸ ውስብስብ ወቅት ያልፍና ቀጣዩ ከባድ ጊዜ ላይ ስንደርስ አብረን እናየው ይሆናል። የነገ ሰው ይበለን።
Mostrar todo...
👍 13
https://t.me/catizenbot/gameapp?startapp=r_752_2639582 Bro, I'm about to buy a Lamborghini soon! Please help me out!! 🚗🙏
Mostrar todo...
Catizen

👏Welcome to the catizens universe! 🐱Upgrade your cats, earn more coins, boost your ranking, and get more airdrop rewards! 🎁Play-to-earn airdrop right now!

Elige un Plan Diferente

Tu plan actual sólo permite el análisis de 5 canales. Para obtener más, elige otro plan.