1 394
订阅者
无数据24 小时
-37 天
-1330 天
帖子存档
HPMN ንሰንበት 06/28/2026; ልክዕ ሰዓት 8 PM ብናይ በርሊን ኣቆጻጽራ (Berlin time)፣ ወይ ድማ ልክዕ 12 PM ማእከላይ ጊዜ (Central time)፣ ክልተ ኣጋይሽ ሒዛትኩም ክትመጽእ እያ፥ መ/ም ኣብርሃ ተኽሉ ካብ መቐለን ወዲ ጣባ ካብ ኤዉሮጳን። እዞም ክልተ ዓበይቲ ኣጋይሽና፣ ንህሉዉ ፖለቲካዊ ኩነታት ኢትዮጲያን ትግራይን ብሰፊሑ ክትንትኑልና እዮም እሞ፣ ኩልና ተኸታተልቲ HPMN እዚ መደብ ከይሓልፈኩም፣ ኣብዚ ዕለትን ሰዓትን ተረኺብኩም ነዚ ፍሉይ መደብ ክትከታተሉ ብትሕትና ንሓትት። ብደሓን ምጹ።
