1 198
订阅者
无数据24 小时
-17 天
-730 天
帖子存档
1 198
ሻሎም ብሩኻት ዘርኢ ከመይ ቀኒኹም፡ በብዘለኹሞ ሰናይ ኪኾነልኩም እንዳተመነኹ፡ ናይ ኣምላኽ ሕያውነት ኣብ ኩሉ ምንቅስቓሳትኩም ከም ዘይፍለየኩም ኣብ ኣምላኽ ጽኑዕ እምነት ኣሎኒ፡፡ ናብ ጉዳየይ ኪኣቱ ሎሚ ትንቢት ዘካርያስ 1086 ክጅምር ይግብኣኒ ኔሩ፡ እንተኾነ ግና ኣብ መደባተይ ብዙሕ ዘየስተብሃልኩሉ ንእሽተይ ናይ መደባት ክፍተት ስለ ዝተፈጥረት ንዕኣ ኣስተኻኺለ ክሳብ ዝምለሰኩም ንዘይተወሰነ ሒደት መዓልትታት ብትዕግስቲ ክትጽበዩኒ ብምሕረት ኣምላኽ ይሓተኩም፡፡ ምስ ብዙሕ ፍቕሪ ሓውኹም ቴዲ እየ፡፡
