Dedebit Media ደደቢት ሚድያ
前往频道在 Telegram
ፍልፍል ፅፁይ ሓበሬታ! Source of accurate information! Website — dedebitmedia.com Mobile app — dedebit.page.link/download Facebook — fb.com/DedebitMedia Twitter — twitter.com/dedebitmedia YouTube — https://www.youtube.com/channel/UC7Llk6em2bASrSzWQvu6ZWw
显示更多未指定国家未指定类别
7 764
订阅者
+324 小时
+77 天
+3930 天
数据加载中...
吸引订阅者
十二月 '24
十二月 '24
+14
在0个频道中
十一月 '24
+46
在0个频道中
Get PRO
十月 '24
+39
在0个频道中
Get PRO
九月 '24
+54
在0个频道中
Get PRO
八月 '24
+60
在0个频道中
Get PRO
七月 '24
+73
在0个频道中
Get PRO
六月 '24
+104
在0个频道中
Get PRO
五月 '24
+166
在0个频道中
Get PRO
四月 '24
+207
在0个频道中
Get PRO
三月 '24
+262
在0个频道中
Get PRO
二月 '24
+449
在0个频道中
Get PRO
一月 '24
+198
在0个频道中
Get PRO
十二月 '23
+2 908
在0个频道中
Get PRO
十一月 '230
在0个频道中
Get PRO
十月 '230
在0个频道中
Get PRO
九月 '230
在0个频道中
Get PRO
八月 '230
在0个频道中
Get PRO
七月 '230
在0个频道中
Get PRO
六月 '230
在0个频道中
Get PRO
五月 '230
在0个频道中
Get PRO
四月 '230
在0个频道中
Get PRO
三月 '23
+122
在0个频道中
Get PRO
二月 '23
+410
在0个频道中
Get PRO
一月 '23
+710
在0个频道中
Get PRO
十二月 '22
+126
在0个频道中
Get PRO
十一月 '22
+82
在0个频道中
Get PRO
十月 '22
+439
在0个频道中
Get PRO
九月 '22
+255
在0个频道中
Get PRO
八月 '22
+460
在0个频道中
Get PRO
七月 '220
在0个频道中
Get PRO
六月 '220
在0个频道中
Get PRO
五月 '22
+14
在0个频道中
Get PRO
四月 '22
+71
在0个频道中
Get PRO
三月 '22
+70
在0个频道中
Get PRO
二月 '22
+60
在0个频道中
Get PRO
一月 '22
+78
在0个频道中
Get PRO
十二月 '21
+199
在0个频道中
Get PRO
十一月 '21
+1 782
在0个频道中
| 日期 | 订阅者增长 | 提及 | 频道 | |
| 15 十二月 | +3 | |||
| 14 十二月 | +3 |
频道帖子
ኢትዮጵያ ናይ ምድሓን ዕድል ኣለዋ ዶ?
==========================
ኣብይ ኣሕመድ እንትወድቕ ዕፃ ኢትዮጵያ እንታይ ይኸዉን!
• ኢትዮጵያ ከክንዲ ፍልፍል ፀጥታን ምርግጋዕን ምዃን ዋና ማእኸል ዕግርግን ዘይምርግጋዕን ኮይና ኣላ።
• ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ቀረባ እዋን ካብቶም ካብ ስልጣኖም ብሓይሊ ዝወርዱ ዘለዉ መራሕቲ ኣፍሪካ ናይ ምዃን ዕድል ኣለዎ።
• ኣብ ታሪኾም ኢትዮጵያዊያን ሕጋዊ መራሒኦም መን ምዃኑ ይኹን ስልጣን ኣብ ሞንጎ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ብኸመይ ክመቓቐል ከምዘለዎ ሓበራዊ ርድኢት ሃሊዎም ኣይፈልጡን።
READ MORE 👇
https://dedebitmedia.com/archives/21929
| 2 | ሓደ ዓመቱ ዝመልኦ ኲናት ትግራይ ኣብ ዘስካሕክሕ ደረጃ ከምዝበፅሐ ሰኒ ኣብ ዝተገበረ ኣኼባ ቤት-ምኽሪ ፀጥታ ዉድብ ሕቡራት መንግስታት ሓላፊት ጉዳያት ፓለቲካ እቲ ዉድብ ገሊፀን። እዚ ድማ ናይ ትግራይን ብሓፈሻ ድማ ናይ ቀርኒ ኣፍሪካ መፃኢ ኣብ ንምግማቱ ዘፀግም ኩነታት ንኽኣቱ ገይሩዎ ኣሎ ኢለን።
READ MORE 👇
https://dedebitmedia.com/archives/21926 | 1 076 |
| 3 | “I have introduced this piece with a personal story, as what is more personal than food? And the lack of it?” — Cassandra Lee
READ MORE👇
https://dedebitmedia.com/archives/21920 | 972 |
| 4 | ግፍዓዊ ማእሰርቲ ተጋሩ ኣብ መላእ ኢትዩጵያ ተጠናኹሩ ቐፂሉ ይርከብ። ከም ግምገማ ሓደ ፓለቲካዊ ዉድብ ትግራይ ክሳብ ኸዚ ካብ 20,000 ክሳብ 30,000 ዝኾኑ ተጋሩ ኣብ ጅምላዊ ቤት-ማእሰርትታት ተዳጒኖም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ይግመት።
READ MORE 👇
https://dedebitmedia.com/archives/21883 | 891 |
| 5 | ሰበር ዜና
======
ወታደራዊ ኣዛዚ OLA ጃል መሮ (Jaal Marroo) ሎምዓንቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ሰራዊት OLA ኣብ ኣፍደገ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 40ኪሜ ርሕቐት ከምዘሎን ኣብ ልዕሊ እታ ከተማ ናይ መወዳእታ ዝበልዎ መጥቃዕቲ ንምፍፃም ምድላዋቶም ይዛዝሙ ከምዘለዉ ንAFP ኣፍሊጡ።
እቲ ኣዛዚ ወሲኹ ከምዝሓበሮ እዚ ኲናት ኣብ "ቀረባ እዋን" ከምዝጠናቐቕ ዘፍለጠ እንትኾን ወተሃደራት ኣብይ ኣሕመድ ብጅምላ ናብ OLA ይኸድዑ ከምዘለዉ ጠቒሱ።
READ MORE 👇
https://dedebitmedia.com/archives/21917 | 830 |
| 6 | ሰበር ዜና
======
መንግስቲ ካናዳ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ኤምባሲ ካናዳ ናይ ዝሰርሑ ኣባላቱ ቤተሰቦምን ኣዝዮም ኣገደስቲ ዘይኮኑ (non-essential) ሰራሕተኛታቱን ካብ ኢትዮጵያ ምዉፃእ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ።
እዚ ዜጋታትካን ሰራሕተኛታት ኤምባሲን ናይ ምዉፃእ ስጉምቲ ካብ መንግስቲ ካናዳ ብተወሳኺ ብርክት ዝበላ ሃገራ ኣዉሮፓ፣ መንግስቲ ኣሜርካ፣ መንግስቲ እስራኤልን ካልኦት መንግስታትን ይፍፅምዎ ከምዘለዉን ዜጋታቶም ካብ ኢትዮጵያ እቲ ዕድል እናሃለወ ብፍጥነት ክወፁ ይምዕዱ ከምዘለዉን ይፍለጥ። እዚ ምዕባለ TDFን OLAን ናብ ኣዲስ ኣበባ ይገብርዎ ዘለዉ ግስጋሰ ይቀላጠፍ ብምህላዉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሓፈሻ ኣብ መላእ ኢትዩጵያ ዝተጋደደ ቅልዉላዉ ከይፍጠር ብምስጋእ እዩ።
READ MORE 👇
https://dedebitmedia.com/archives/21911 | 818 |
| 7 | ደ/ር ደብረፅዮን ሎምዓንቲ ምስ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ኦሊሴጎን ኦባሳንጆ ከምኡ እዉን ሓላፊ ሰብኣዊ ጉዳያት ዉድብ ሕቡራት መንግስታት ማርቲን ግሪፈዝ ሎምዓንቲ ኣብ መቐለ ኣብ ቤት ፅሕፈቱ ረኺቡ ኣዘራሪቡ።
READ MORE👇
https://dedebitmedia.com/archives/21874 | 863 |
| 8 | ኣብይ ኣሕመድ ሎምዓንቲ ናብ ኬንያ ንዝተወሰነ ሰዓታት ገይሹ ነይሩ።
READ MORE👇
https://dedebitmedia.com/archives/21869 | 848 |
| 9 | ሰበር ዜና
======
መንግስቲ ኣሜርካ ዜጋታቱ ካብ ኢትዮጵያ ናይ ምዉፃእ ከይዲ ዘቀላጥፍ ግብረ-ሓይሊ (task force) ኣጣይሹ። እዚ ኩነት ድሕሪ ቅልጡፍ ግስጋሰ TDFን OLAን ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝገብርዎ ዘለዉ ቅልጡፍ ግስጋሰ ዝተፈጠረ እዩ።
READ MORE 👇
https://dedebitmedia.com/archives/21855 | 964 |
| 10 | ኣቐባሊ ቃል OLA ከምዝሓበሮ 9 ዉድባት ዝሓዘ "ስሙር ግምባር ፌደራላዊ ሓይልታት ኢትዮጵያ" ብዝብል ስያመ ዝፅዋዕ ጥምረት ኣንፃር መንግስቲ ኢትዮጵያ ይጣየሽ ከምዘሎ ሓቢሩ። እዚ ጥምረት ንህወሓትን OLAን ሓዊሱ ንዉድባት ዓፋርን ጋምቤላን ከምኡ እዉን ካልኦት ዉድባት ዝሓቖፈ እዩ። ዕላማ እዚ ጥምረት ሓዱሽ መንግስቲ ኣብ ኢትዮጵያ ምጥያሽ ከምዝኾነ ተወካሊ እዚ ጥምረት ዝኾነ ዮሃንስ ኣብርሃ እንትገልፅ ኣብ ዝመፅእ ዘሎ መዓልታት ድማ ስነ-ስርዓት ምፍርራምን ምስረታን እዚ ጥምረት ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ከምዝፍፀም እቲ ኣቐባሊ ቃል ኣፍሊጡ።
READ MORE 👇
https://dedebitmedia.com/archives/21846 | 920 |
| 11 | TDF ናብ ኣዲስ ኣበባ እናተቓረበ ኣብ ዝመፀሉ እዚ ሰሙን መንግስቲ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ገዛ ገዛ ፍተሻ እናካየደ ትጋሩ እናሓፈሰ ይኣስር ከምዘሎን እዚ ዘይሕጋዊ ተግባር ይቕፅል ከምዘሎን The New York Times ፀብፂቡ።
READ MORE 👇
https://dedebitmedia.com/archives/21839 | 876 |
| 12 | ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ፌስቡክ ገፁ "ፀላእትና ንቕበር" ዝብል ትሕዝቶ ዘለዎ ዝጠቅዖ ፅሑፍ ናዕቢ ብምቕስቃስ ናይ ማሕበረሰብ ደሕንነት ፓሊሲና ይጥሕስ እዩ ብምባል ኩባንያ ፌስቡክ ነቲ ፅሑፍ ኣዉሪድዎ።
READ MORE👇
https://dedebitmedia.com/archives/21833 | 963 |
| 13 | ሰበር ዜና
=======
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ብምኽንያት ናይ TDFን OLAን ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝገብርዎ ዘለዉ ቅልጡፍ ግስጋሰ ብፍቓዶም ናብ ኣሜርካ ክምለሱ ንዝደልዩ ሰራሕተኛታቱን ቤተሰቦምን ንኽምለሱ ፍቓድ ምሃብ ጀሚሩ።
እዚ ዉሳነ ኤምባሲ ኣሜርካ ግስጋሰ TDFን OLAን ይቀላጠፍ ከምዘሎን ንኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀረባ እዋን ናይ ምቁፅፃር ዕድላት ይፍጠሩ ከመዘለዉን መርአይ እዩ ተባሂሉ።
READ MORE 👇
https://dedebitmedia.com/archives/21830 | 920 |
| 14 | በኢትዮጵያ ውስጥ እየተካሄደ ያለው ጦርነት አሁን የአገሪቱ መንግሥት የፀጥታው ምክር ቤት አባላትን እንዲማልድ በሚያስገድደው ደረጃ ላይ እየደረሰ ነው፡፡ ጊዜው፣ ምክር ቤቱን ጣልቃ እንዲገባና የውሳኔ ሐሳቦችን እንዲያስተላልፍ የሚጠበቅበትም ነው፡፡ ይህ ግን በተሳሳተ መንገድ ከተጓዘ የፀጥታው ምክር ቤት ውሳኔ የሠላም እንቅፋት እንጂ የመፍትሔ መላ አይሆንም፡፡
ተጨማሪ ያንብቡ👇👇
https://am.dedebitmedia.com/?p=21503 | 890 |
| 15 | ንዘመናት ዝዘለቐ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝግበር ግብዓዊ ደብዳባት ነፈርትን ዕንወት ሃፍትን ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ብዘይምኽንያት ዝገብርዎ ዘይኮነስ ተሓሲብሉ ዕላማ ሃሊዎ ዝግበር ናይ ጭካነ ተግባር እዩ።
ደብዳብ ነፈርቲ ኢንግሊዝ ብዘበነ ሃይለስላሰ፣ ደብዳብ ነፈርቲ ደርጊ ንሓዉዜን ሓዊሱ ኣብ ብዙሓት ቦታታት ትግራይ፣ ኸዚ ድማ ደብዳብ ነፈርቲ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ቶጎጋን መቐለን ካልኦት ቦታታትን ዕላምኡ እንታይ እዩ? እንታይ ንምስኻዕ ዝፍፅምዎ
READ MORE 👇
https://dedebitmedia.com/archives/21817 | 1 218 |
| 16 | Today, most of the same religious leaders in Ethiopia support ethnic cleansing, man-made starvation and dehumanization of Tigrayans. Killing, arresting, and profiling of Tigrayans in Ethiopia doesn’t provoke any religious value anymore.
READ MORE 👇👇
https://dedebitmedia.com/archives/21796 | 1 151 |
| 17 | “It’s clear that rape and sexual violence have been used as a weapon of war to inflict lasting physical and psychological damage on women and girls in Tigray.” - Amnesty International’s secretary General Agnes Callamard
READ MORE 👇
https://dedebitmedia.com/archives/21777 | 1 284 |
| 18 | It is obvious now that there is political turmoil unfolding in Sudan. The quick question, among other ones, of course, is that how will the Eritrean, Ethiopian and Amhara forces use this situation in Sudan to dehumanize Tigrayans, Qumant and Benishangul Gumuz refugees.
READ MORE 👇
https://dedebitmedia.com/archives/21771 | 1 168 |
| 19 | https://dedebitmedia.com/archives/5801 | 1 662 |
| 20 | "ኣብ ኣፍሪካ ካብ ዘለዉ እቶም ዝገዘፉ ሰራዊታት ሓደ ዝኾነ ENDF ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልትታት ብቑፅርን ብበዝሒ ሓይሊ ሰብን ብዝነኣሰ (ኮይኑ ግን ብሓቦን ብስነ-ምግባርን ብዝበልፅ) TDF ከመይ ተሸኒፉ?"
https://globenewsnet.com/politics/how-endf-one-of-the-largest-armies-in-africa-succumbed-to-a-smaller-but-more-determined-and-disciplined-tdf-in-just-10-days/ | 3 414 |
