ar
Feedback

لا تقع ضحية للمخادعين! تيليمتريو يكتشف ويُميّز هذه القنوات 👉 إذا كنت تريد رؤية العلامة، اشترك

ዳዕዋ ሰለፍያ ብቋንቋ ትግርኛ

ዳዕዋ ሰለፍያ ብቋንቋ ትግርኛ

الذهاب إلى القناة على Telegram

【 ብአብዱረሕማን አቡ ዑሰይሚን ብቋንቋ ትግርኛ ጥራይ ዳዕዋህ ሰለፍያን ንኹሉ ንምብፃሕ ዝተኸፈተ ቻናል ።】t.me/abuUseyminTigrgna ሓሳብን አስታየትን ተሃልዩኩም ቦዚ ቦት እዚ የቕምጡልና @abuUseyminBot @abuUseyminBot

إظهار المزيد
886
المشتركون
لا توجد بيانات24 ساعات
لا توجد بيانات7 أيام
لا توجد بيانات30 أيام
أرشيف المشاركات
☞ናይ ሰላተል ዒድ ህግጋትን!! 🎙ብአብዱረህማን አቡ ዑሰይሚን ⇘⇘⇘⇘⇘⇘⇘⇘⇘⇘⇘ t.me/abuUseyminTigrgna

عیدکم مبارك تقبل الله منا ومنکم እንኳዕ ንዒድ አል-አድሓ ብዓል ብሰላም አብፀሕና አብፅ0ሐኩም

عيدكم مبارك تقبل الله منا ومنكم ♻️እንኳን ለ 1445 ተኛው ዓ/ሒጅራ የዒድ አልአድሓ በአል በሰላም አደረሰን አደረሳችሁ ✍ ወንድማችሁ አቡ ዑሰይሚን
عيدكم مبارك تقبل الله منا ومنكم   ♻️እንኳን ለ 1445 ተኛው  ዓ/ሒጅራ የዒድ አልአድሓ በአል በሰላም አደረሰን አደረሳችሁ ✍ ወንድማችሁ አቡ ዑሰይሚን

ንቤተሰብኹም አፍልጥዎም ሼር ግበሩሎም ባረከሏህ ፊኩም ..!!

❝ ሓዱሽ ~ ሙሓደራህ 052 ❞   [] ናይ ዙልሒዛህ 10 መዓልትታት [] ➭ ናይ ዙልሒጃ 10 መዓልትታት ..! ➭ ናይ ኡዱሒያ አሕካም 🎙አብዱረሕማን አቡ ዑሰይሚን ➴➴➴➴➴➴➷➷➷ t.me/abuUseyminTigrgna

sticker.webp0.03 KB

ንሽተይ መዘከርታ ብዛዕባ ዙልሒጃህ

መዘኻኸሪ ነቶም ኡድሕያ ክሓርዱ ዝደልዩ! ሸይኽ ኢብኒ ባዝ ረቢ ይርሓመሎም ከምዚ ኢሎም:- ኡድሕያ ክሓርዱ ዝደሊ ድሕሪ ምጅማር ወርሒ ሓጅ ክሳብ ኡድሕዩኡ ዝሓርድ ካብ ጽፍሩ፡ ጸጉሩ፡ ወይ ካብ ካልእ
መዘኻኸሪ ነቶም ኡድሕያ ክሓርዱ ዝደልዩ! ሸይኽ ኢብኒ ባዝ ረቢ ይርሓመሎም ከምዚ ኢሎም:- ኡድሕያ ክሓርዱ ዝደሊ ድሕሪ ምጅማር ወርሒ ሓጅ ክሳብ ኡድሕዩኡ ዝሓርድ ካብ ጽፍሩ፡ ጸጉሩ፡ ወይ ካብ ካልእ ኣካላቱ ክቖርጽ/ከልግስ የብሉን፡ ከምቲ ኣብ ሰሒሕ ሙስሊም ኡም ሰላማ ረድየላሁ ዓንሃ ዘውረየኡ፡ ነቢይ ሰለላሁ ዓለይሂ ወሰለም ከምዚ ኢሎም:- “ወርሒ ዙልሒጃ እንተጀሚሩ ሓደ ካባኻትኩም ኡድሕያ ክሓርዱ እንተደለዩ ክሳብ ዝሓርዳ ካብ ጸጉሩ ወይ ካብ ጽፍሩ ወይ ካብ ካልእ ኣካላቱ ዋላ ሓንቲ ክቖርጽን የብሉን።” NB: ናይ ሎሚ ዓመት  ካብ ጽባሕ ጁምዓት ስለዝጅምር ነቶም ኡድሕያ ክሓርዱ ዝደልዩ ጸጉርን ጽፍርን ምቑራጽ ናይ መወዳእታ ግዜ ሓሙስ ቅድሚ ጸሓይ ምዕራባ እዩ፡ ናይ 11/29/1445 ህጅሪያ ወይ- 6/6/2024 ዓ.ም ፈረንጂ ወሏሁ ታዓላ ኣዕለም https://t.me/muslim_females_land_of_habesha

✅ አዲስ የቃዒዳ ቂርአት ደርስ « القاعدة النور » ☞ክፍል { ④ } ሊጀምር ነው ገባ ገባ በሉ 🎙 አብዱረሕማን አቡ ዑሰይሚን t.me/abuUseyminabdurehman?livestream=ed68895ea672a067b2

✅ አዲስ የቃዒዳ ቂርአት ደርስ « القاعدة النور » ☞ክፍል { ③ } ሊጀምር ነው ገባ ገባ በሉ 🎙 አብዱረሕማን አቡ ዑሰይሚን t.me/abuUseyminabdurehman?livestream=ed68895ea672a067b2

☑️ የዳዕዋ ፕሮግራም ርእስ ፦ በዲን ላይ መፅናት 🎙 በአቡ ዑሰይሚን t.me/abuUseyminabdurehman?livestream=6bc2e4172eece446fa

- ምስ ፍርሃት ረቢ ዘለዎ ሰብ እንተዘይኮይኑ ምስ ካልእ ኣይትዕረኽ! ሱፍያን ኣሰውሪ ኣሏህ ይርሓመሎም ከምዚ ኢሎም፡ - " ሓደ ሰብ ብዙሓት ኣዕሩኽቱ እንተኾይኑ ውጽኢት ድክመት ሃይማኖቱ እዩ ዘርኢ፡
- ምስ ፍርሃት ረቢ ዘለዎ ሰብ እንተዘይኮይኑ ምስ ካልእ ኣይትዕረኽ! ሱፍያን ኣሰውሪ ኣሏህ ይርሓመሎም ከምዚ ኢሎም፡ - " ሓደ ሰብ ብዙሓት ኣዕሩኽቱ እንተኾይኑ ውጽኢት ድክመት ሃይማኖቱ እዩ ዘርኢ፡ ምኽንያቱ ሓደ ሰብኣይ ብዕምቆት ዲኑ ዝሓዘ እንተ ዀይኑ፡ ኣይዓርኽን እዩ ብዘይካ ምስቶም ጻድቃናትን ፍርሃት ረቢ ዘለዎን ጥራይ እንተዘይኮይኑ፡ ንሶም ድማ ውሑዳት እዮም”። لا تُصَاحِب إِلَّا تَقي ! قال سفيان الثوري - رحمه الله - : كثرة أصدقاء المرء من سخافة دينه، وإذا كان الرجل صلب الدين لم يصحب إلا الأبرار الأتقياء وفيهم قلة». آدَابُ العُزلة / للخطابي] ኣሏሁ ኣልሙስታዓን፡ ኣሏህ የስልሕና ወየርዙቅና ሱሕባ ሳሊሓ🌾 ወሏሁ ታዓላ ኣዕለም 🔗  Join us 🔗  https://t.me/muslim_females_land_of_habesha

✅ አዲስ የቃዒዳ ቂርአት ደርስ « القاعدة النور » ☞ክፍል { ② } ሊጀምር ነው ገባ ገባ በሉ 🎙 አብዱረሕማን አቡ ዑሰይሚን t.me/abuUseyminabdurehman?livestream=f2bd8f5ee618038027

✅ አዲስ የቃዒዳ ቂርአት ደርስ « القاعدة النور » ☞ክፍል { ① } ሊጀምር ነው ገባ ገባ በሉ 🎙 አብዱረሕማን አቡ ዑሰይሚን t.me/abuUseyminabdurehman?livestream=515863c8ef3dd168ac

የተስሒሑ ቲላዋ ፕሮግራም « ሱረቱል ቡሩጅ » 🎙 በአቡ ዑሰይሚን t.me/TeshihutilawaAbdurehman?livestream=8a5f0d9de9fb8db215

تلاوة_مرئية_سورة_البقرة_83_141_من.m4a19.07 MB

ናይ ኣልኢኽላስ ፕሮግራም መድረኽ ኒሳእ
ናይ ኣልኢኽላስ ፕሮግራም መድረኽ ኒሳእ

መርከዝ ኣል ኢኽላስ
መርከዝ ኣል ኢኽላስ

السلام عليكم ورحمة الله وبركاته ዕድመ ንኩሉ ሙስሊም ሕብረተሰብ ብኣል–ኢኽላስ ኢስላሚክ ሴንተር ናይ መርከዝ ኣል—ኢኽላስ ተምሃሮ ዝተዳለው ፉሉይ ፕሮግራም ስለ ዘሎ ብኽብሪ ክትርከብ
السلام عليكم ورحمة الله وبركاته ዕድመ ንኩሉ ሙስሊም ሕብረተሰብ ብኣል–ኢኽላስ ኢስላሚክ ሴንተር ናይ መርከዝ ኣል—ኢኽላስ ተምሃሮ ዝተዳለው ፉሉይ ፕሮግራም ስለ ዘሎ ብኽብሪ ክትርከብሉና ንዕድም። ቦታ፦ መስጂድ ኣር–ረሕማን(መቐለ ዓዲ ሹመዱሑን) መዓልቲ፦ ሚያዝያ 27/08/2016 ሰዓት ፦ ንጉሆ 2:30 ☞ምቅራይ ዘይኮነስ ምርፋድ ዘናስሕ እዩ። 🌐 ቴሌግራም ቻናል👇👇👇 https://t.me/alikhlasislamiccenter 🌐 ፌስቡክ👇👇👇 https://www.facebook.com/alikhlasislamiccenter 🌐 ኡማ ላይፍ 👇👇👇 https://ummalife.com/timeline&u=AL-IKHLASISLAMICCENTER 🌐 ዋትሳፕ ቻናል👇👇👇 https://whatsapp.com/channel/0029VaBLlcwFsn0YEJJ9sd0Z 🌐 ዩቱብ👇👇👇 https://www.youtube.com/@AlIkhlasIslamiccenter 🌐 ጂሜል👇👇👇 alikhlasislamiccenter54@gmail.com