cookie

نحن نستخدم ملفات تعريف الارتباط لتحسين تجربة التصفح الخاصة بك. بالنقر على "قبول الكل"، أنت توافق على استخدام ملفات تعريف الارتباط.

avatar

Interesting Facts 💡

This channel will track down interesting things happening in the world. Throughout history. stay tuned! Creator @Kaleab_kibrom 📨

إظهار المزيد
لم يتم تحديد البلدلم يتم تحديد اللغةالفئة غير محددة
مشاركات الإعلانات
1 461
المشتركون
لا توجد بيانات24 ساعات
-227 أيام
-8230 أيام

جاري تحميل البيانات...

معدل نمو المشترك

جاري تحميل البيانات...

Repost from N/a
🌼 እንኳዕ ኣብፀሐኩም ናይ ቻናልና ቤተሰብ ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ልተመረፃ 4 ቻናላት ሒዝናልኹም መፂና ኣለና ━━━━━━━━━━━━━━━━ 🍥 Funny thoughts / ቐልድታት 🤣 👉 @tegaru_thoughts 😂 ━━━━━━━━━━━━━━━━ 🍥 መዓልቶም ብሰሓቕ ንምጅማር 😂 👉 @Menderatmekelle1 ━━━━━━━━━━━━━━━━ 🍥 ሓዱሽ ነገር ወዲያዉ ዝልቀቖሉ 👉 @ateent70 ⚡️ ━━━━━━━━━━━━━━━━ 🍥 ደረጀኦም ዝሓለዉ ኽዳን ጫማ  💯 👉 @nayena_online_shopping1 ━━━━━━━━━━━━━━━━
إظهار الكل...
👍 3
Photo unavailableShow in Telegram
@hakitatalem 🍥 እዚ ኣብ ምስሊ እትርኢዎ ዘለኹም ሰብኣይ mehmet ozyure ይበሃል። እዚ ግለሰብ ቱርኳዊ እንትኸውን ናይ ኣፍንጩኡ ንውሓት ድማ 8.8 cm እዩ 🤧። 🍥 ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ። ✅ @hakitatalem
إظهار الكل...
😁 7😱 6👍 1
Photo unavailableShow in Telegram
@hakitatalem 🍥 ኣብ ኣውሮፓዊት ሃገር ኢስቶንያ ኣብ ናይ ኹሉ ሰብ መንበሪ ገዛ ናይ wi-fi ኣቕርቦት ዘሎ እንትኾን እቲ ዝገርም ነገር ግን ካብቲ መንበሪ ገዛ ብተወሳኺ ኣብታ ሃገር ኣብዘለዉ ጫካታት ውሽጢ እውን ነፃ ናይ wi-fi ኣገልግሎት ኣሎ እዩ። 🍥 ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።@hakitatalem
إظهار الكل...
👍 8🥰 5🔥 1
Repost from Cinelux Photography
ን 200 ሰብ ዋዋዋዋዋ 🔥😲⚡️ ረአይዎ https://youtu.be/Mj4OLkmd1Gg?si=BCEkl3z0ibuvQgog Join us ~~~ @Mekellegeramipic
إظهار الكل...
🔴ን 200 ሰብ ኣድሪረ ዝገጠመኒ ነገር l ROMHAY FILMS

ሰላም ናይ ሮምሃይ ፊልምስ ቻነል ቤተሰብ .እንኳዕ ናብ ቻነልና ብ ደሓን መፃእኹም። እዚ ቻነል ንዓንኹም ዘዘናግዕን ዘምህርን እዩሞ ኣቲኹም ሰብስክራይብ ብምግባር ናብዚ ደስ ዝብል ቤተሰብ ይተሓወሱ። #ethiopia #tigray #tigraymusic #eritrea #eritreamusic #dehay_tv #mahderna #mahderna #neshneshtv#gereemun #gereemunentertainment#wedishuk #tigraymediahouse #tigraymedia #dw #dawittv #hdmonanebarit #gereemun#eritreamovie #eritreacomedy#brienaentertainment#wakatm#maggyshow#jimmyhabesha

Photo unavailableShow in Telegram
👉ገረምቲ ዝኾኑ ኦርጂናል ጫማታትን ኽዳውንቲ ብቕናሽ ዎጋ ንምዕዳግ ቻናልና ይቐላቐሉ። 👉ምንም ዘይደኸምኹም ናብ ዘለኹሞ ነብፅሕ ኢና 👉save your time and money
إظهار الكل...
Brand New Shoes🥾
Clothe🩳
All in One👌😍
Photo unavailableShow in Telegram
@hakitatalem 🍥 ኣብ ዚምባቡዌ ዝርከቡ ሰባት ናይ እግሮም ኣፃብዕቲ ብኣሽሓት ብዝቑፅር ዶላር ምሻጥ ጀሚሮም እዮም"ይብል እቲ ፀብፃብ። 🍥 እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ድማ ብ መንግስቲ ገፅ ምንም ዓይነት ናይ ስራሕ ዕድል ክፍጠረሎም ከምዘይኸኣለ እዩ ዝሕበር። 🍥 እቲ ዓብዪ ናይ እግሪ ኣፃብዕቲ = 40,000$ ኣከባቢ እንትኸውን እተን ኣናእሽተይ ኣፃብዕቲ ድማ ብ =20,000$ ኣከባቢ ይሽወጣ። ናይ ሰውነት ክፍሊ ብዘሕዝን ኹነታት ይሸውጥ ኣሎ 😭። 🍥 ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።@hakitatalem
إظهار الكل...
😱 8😭 4😁 2🤯 2👍 1 1
Photo unavailableShow in Telegram
@hakitatalem 🍥 ኣብ 2016 ኣ.ፈ ናይ ጣልያን  ፍርዲ-ቤት ኣብታ ሃገር ንዘለዉ ጎደና ተሓዳደርቲ ሰባት እንተጠሚዩዎም ንእሽተይ መጠን ዘለዎም ምግቢ ምስራቕ መብቶም ንክኾን ዘኽእል ሕጊ ደንጊጉ ነይሩ እዩ።😁 🍥 ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።@hakitatalem
إظهار الكل...
👍 8 1
Photo unavailableShow in Telegram
@hakitatalem 🍥 ኣብ 2016 ኣ.ፈ ናይ ጣልያን  ፍርዲ-ቤት ኣብታ ሃገር ንዘለዉ ጎደና ተሓዳደርቲ ሰባት እንተጠሚዩዎም ንእሽተይ መጠን ዘለዎም ምግቢ ምስራቕ መብቶም ንክኾን ዘኽእል ሕጊ ደንጊጉ ነይሩ እዩ።😁 🍥 ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።@hakitatalem
إظهار الكل...
Photo unavailableShow in Telegram
👉ገረምቲ ዝኾኑ ኦርጂናል ጫማታትን ኽዳውንቲ ብቕናሽ ዎጋ ንምዕዳግ ቻናልና ይቐላቐሉ። 👉ምንም ዘይደኸምኹም ናብ ዘለኹሞ ነብፅሕ ኢና 👉save your time and money
إظهار الكل...
Brand New Shoes🥾
Clothe🩳
All in One👌😍
Photo unavailableShow in Telegram
@hakitatalem 🍥 ብ 2019 ኣ.ፈ ሓደ መንነቱ ዘይተፈለጠ ግለሰብ ኣብ ኢዶ ቦንብ ዝሓዘ ብምምሳል ብ ሓንቲ ኣቮካዶ ካብ ናይ ኽልተ ናይ እስራኤል ባንኪታት 30ሽሕ shekels (500,000 ብር)ሰሪቑ ክስወር ኽኢሉ ነይሩ እዩ። 🍥 ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝተፈላለዩ ሓቅታት ይከታተሉ።@hakitatalem
إظهار الكل...
😁 14🤯 2👍 1 1
اختر خطة مختلفة

تسمح خطتك الحالية بتحليلات لما لا يزيد عن 5 قنوات. للحصول على المزيد، يُرجى اختيار خطة مختلفة.