cookie

نحن نستخدم ملفات تعريف الارتباط لتحسين تجربة التصفح الخاصة بك. بالنقر على "قبول الكل"، أنت توافق على استخدام ملفات تعريف الارتباط.

avatar

መፍትሕ ሕጉስ ሓዳር ኣብ እስላም

ቀንዲ ምንጪ ሕጉስ ሓዳር ሰብኣይን ሰበይትን ኣብ ጣዓ ሰናይ ስራሕ ክተሓጋገዙ ቀጥ ክብሉን ከለው እዩሞ ብእዝኒኣሏህ ንመንእሰያትን ንሰብሓዳርን ኣብ ዲናን ሓዳርናን ዕውታት ክንከውን ዝሕጉዙ መዘካከሪ ንዝርግሓ መደብ ክትከውን፡ ወቢሏሂተውፊቕ NT

إظهار المزيد
مشاركات الإعلانات
558
المشتركون
+124 ساعات
+17 أيام
-230 أيام

جاري تحميل البيانات...

معدل نمو المشترك

جاري تحميل البيانات...

00:36
Video unavailableShow in Telegram
ሰብኣይ ክድቅስ ከሎ ዝሕርንኽ ተኾይኑ ስብኣያ ብምሕራኹ ምኽንያት ሰበይቲ ምድቃስ ዘይትኽእል ተኾይና ካሊእ ክላስ ቀይራ ምድቃስ ይፍቀደላ ድዩ?? መልሲ እወ እዚ ዶረር(ፀገም/ጉድኣት እዩ) እዚ ዶረር እዩ ብዘይ ጥርጥር ካሊእ ክላስ/ክፍሊ ንምዕራፍ(ንምድቃስ) ምኻድ ትኽእል እያ!። ሽይኽ ሳሊሕ ሓፊዘሁሏህ 🛖🛖🛖🛖🛖🛖🛖 ⭕️ሓቂቃ ዝሕርንኽ ሰብ ብጣዕሚ እዩ ዝርብሽ!ድቃስ እዩ ዝኸልአካ ዝጀረቦ እዩ ዝፈልጦ!! ✍️ባረከሏሁ ፊሁ ንዝተርጎማ ወሏሁ ታዓላ ኣዕለም NT https://t.me/NTislamicfamilyknowledge
إظهار الكل...
8.36 KB
sticker.webp0.16 KB
Photo unavailableShow in Telegram
ንብዓልቲ ቤትካ ኣይትጽረፍ! 🌸 ሸይኽ እብኒ ዑሰይሚን ኣሏህ ይርሓመሎም ከምዚ ኢሎም፡- "ንሰበይትካ ኣይትጽረፋ፡ ምኽንያቱ እቲ ንስካ ዝበልካዩ ቃላት ወላ ውን ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ኣብ ስነኣእሙራዊ ሓሳባ ኣሉታዊ ጽልዋ ከምጸላ ይኽእል እዩ። ሸይጣን ድማ በዘን ጎዳእቲ ቃላትካ ኩሉ ግዜ ኣብ እዝና ሑሹኽሹኽ ክብላ እዩ፡ " ወሏሁ ታዓላ ኣዕለም NT https://t.me/NTislamicfamilyknowledge
إظهار الكل...
sticker.webp0.27 KB
Photo unavailableShow in Telegram
🌸🌸ዒድኩም ሙባረክ 🌸🌸 🎀🌸🎀ተቀበለላሁ ሚና ወሚንኩም🎀🌸🎀 الله اكبر الله اكبر الله اكبر لا إله إلا الله الله اكبر الله اكبر ولله الحمد 🎈🍬🎈🍬🎈🍬🎈🍬🎈
إظهار الكل...
sticker.webp0.40 KB
sticker.webp1.31 KB
Photo unavailableShow in Telegram
ኡድሕያ ክትሓርድ ከለኻ እንታይ ትብል፣ ነታ ሕርዶ ክሓርዳ ከሎ ይብል፡- " ቢስሚላህ፡ ኣሏሁ ኣክበር፡ ኣላሁማ ሃዛ ሚንካ ወለካ፡ ኣላሁማ ሃዛ ዓኒ ወዓን ኣህሊበይቲ፡" ኢሉ ይሓርዳ 🪶#ፈታዋ ፈዲለቱ ሸይኽ መሓመድ እብኒ ሳልሕ ኣልዑሰይሚን ረሒመሁላህ፡ 🔪🥩ሓደ ሙስሊም እንተደኣ ባዕሉ ኣብ ገዝኡ ክሓርዳ ኪኢሉ እዚ እዩ እቲ ዝበለጸ፡ ምኽንያቱ ናብ ኣሏህ ትቀራረበሉ ዕባዳ ስለዝኾነ ከምቲ ኣረሱል ﷺ ብኢዱ ዝሓረደን፡ ግን እንተደኣ ኣብ ገዝኡ ክሓርድ ዘይካኣለ ሓራዳይ ጌሩ የሕርዳ ወይ ይውክል ሓሪዶም ዘምጽሉ፡ በዚ ድማ ናብ ኣሏህ ይቀራረብ ካብ ሕርዱ ስጋ ይበልዕ ካብኣ ንካልኦት ህያብ ይህብ ከምኡ ውን ካብኣ ይስደቅ፡ እዚ ኩሉ ዝጠቀስናዩ ክገብር እንተዘይኪኢሉ ግን እቲ ገንዘብ ናብ እስላም ዘለውዎ ሃገር ክሰዶ ይክእል እዩ እቲ ዝወከሎ ሰብ ኣብ ክንድኡ ኮይኑ ይሓርደሉ፡ ኣሏህ ስብሓነሁ ወታዓላ ክቅበለሉ ድማ ንልምኖ፡ #ፈታዋ ሸይኽ ዶክተር ዓረፋት ኣልመሓመዱ ሓፊዘሁላህ፡ ሊንክ ናይ ፈታዋ 👇 https://t.me/Arafatbinhassan/11062 ወቢሏሂ ተውፊቕ 🍂 https://t.me/muslim_females_land_of_habesha
إظهار الكل...
ፍርዲ ምንጻል ጥንሲ፡ 💢 ኣዳላዊ መደብ፡ እዚ ሓታታይ ከምዚ ኢሉ ይሓትት፡ " ምንጻል ጥንሲ ኣብ እስላም ፍርዱ እንታይ እዩ፣ ፍቁድ ዝኾነሉ ውሱን ግዜ ከ ኣሎ ድዩ፣ ጀዛኩምኣሏሁ ኸይር፡ ✅ መልሲ፡ ሸይኽ እብኒ ባዝ ረቢ ይርሓመሎም፡ እዚ ዝርዝር ኣለዎ፡ ነገሩ ዓቢይ እዩ፡ ምንጻል ጥንሲ ነገሩ ዓቢይ ስለዝኾነ ዝርዝር ኣለዎ፡ ኣብተን ቀዳሞት ኣርብዓ ማዓልታት እንተኾይኑ እቲ ጉዳይ ዝሰፍሐ እዩ። ምንጻል ጥንሲ ኣድላይነት እንተተፈጢሩ ከም ንኣብነት ንኽትዕብዮም ንኣሽቱ ቆልዑ ስለዘለዋ እሞ ከኣ ጥንሲ ይከቢዳ እንተኾይኑ፡ ወይ ድማ ሓሚማ ጥንሲ ድማ ስለ ዝኸብዳ፡ ኣብተን ቀዳሞት ኣርብዓ መዓልታት ምንጻል ጉድኣት የብሉን፡ ግን እንተ ቀጺለን ዝመጻ ካልኣይ ኣርብዓ መዓልቲ ድሕሪ ኣላቃ ምስ ኮነ፡ ከምኡ ውን ኣብ ሳልሰይቲ ኣርብዓ መዓልቲ ድሕሪ ኣልሙድቓህ እዚ ዝያዳ ከቢድ እዩ እብዚ ግዜ ጥንሲ ክትንጽሎ ኣይፍቀዳን እዩ፡ ብዘይካ ቅቡል ዝኾነ ምኽንያት ዑዝሪ እንተለዋ ጥራይ ከም ከቢድ ሕማም እሞ ከኣ እዚ ጥንሲ እንተጸኒሑ ክጎድኣ እዩ ኢሉ ባዓልሞያ ሓኪም ወሲኑ፡ ዝኸፈኤ ጉድኣት ንከይስዕብ ብምፍራሕ ክትንጽሎ ይፍቀድ እዩ፡ ድሕሪ ራብዓይ ወርሒ ትንፋስ ምስ ተሰኾዖ (ረሕ ምስ ተነፈኾ) ግን ምንጻል ጥንሲ ፈጺሙ ኣይፍቀድን እዩ፡ በል ክትዕገስን ክትጻወርን ኣለዋ ክሳዕ እትወልድ እን ሻኣ ሏህ፡ ብዘይካ ክልተ ወይ ልዕሊኡ እሙናት ክኢላታት ሓካይም ህላወ ናይዚ ጥንሲ ክቐትላን ሞታ ከስዕብ እዩ ኢሎም ወሲኖም፡ ሽዑ ሞታ ንምክልኻል ምኽንያት ምውሳድን ንጥንሲ ምእላዩ ይፍቀድ እዩ፡ ምኽንያቱ ሂወታ ስለዝቅድም ሂወታ ስለዘገድስ፡ ብተመሳሳሊ እንተደኣ ኣብ ፍጥረቱ ተበላሽዩ(ሙሸዋህ) ኮይኑ እሞ ከኣ ንዓኣ ዝጎድኣ እንተኾይኑ ክሳብ ሞት የብጻሓ እንተኾይኑ፡ እዚ ውን ክልተ ወይ ካብኡ ንላዕሊ እሙናት ዶካትር ውሲኖም፡ ኣብዚ ግዜ ውን ጉድኣታ ንምክልኻል ሞታ ንምክልኻል ክትንጽሎ ይፍቀድ እዩ፡ እወ፡ ኣዳላዊ መደብ፡ ጀዛኩምኣሏሁ ኸይር፡ ወሏሁ ታዓላ ኣዕለም حكم الإجهاض السؤال: يسأل ويقول: ما حكم الإجهاض في الإسلام؟ وهل يجوز في مدة معينة، جزاكم الله خيراً؟  الجواب: هذا فيه تفصيل، أمره عظيم، الإجهاض أمره عظيم وفيه التفصيل: إذا كان في الأربعين الأولى فالأمر فيه أوسع، إذا دعت الحاجة إلى الإجهاض لأن عندها أطفال صغار تربيهم ويشق عليها الحمل، أو لأنها مريضة يشق عليها الحمل فلا بأس بإسقاطه في الأربعين الأولى، أما في الأربعين الثانية بعد العلقة وفي الأربعين الثالثة المضغة هذا أشد، ليس لها إسقاطه إلا عند عذر شديد، مرض شديد، يقرر المختص أنه يضرها بقاؤه فلا مانع من إسقاطه في هذه الحالة، عند خوف الضرر الكبير. وأما بعد نفخ الروح فيه بعد الشهر الرابع فلا يجوز إسقاطه أبداً، بل يجب عليها أن تصبر وتتحمل حتى تلد إن شاء الله، إلا إذا قرر طبيبان أو أكثر مختصان ثقتان أن بقاءه يقتلها وسبب لموتها فلا بأس بتعاطي أسباب لإخراجه حذراً من موتها؛ لأن حياتها ألزم، عند الضرورة القصوى بتقرير طبيبين أو أكثر ثقات أن بقاءه يضرها، وأن عليها خطراً بالموت إذا بقي فلا بأس، إذا وجد ذلك بالشروط المذكورة فلا حرج في ذلك إن شاء الله، وهكذا لو كان مشوهاً تشويهاً يضرها لو بقي يكون خطر عليها، قرر طبيبان فأكثر أن هذا الولد لو بقي عليها خطر الموت لأسباب في الطفل، فهذا كله يجوز عند الضرورة إذا كان عليها خطر.. خطر الموت، بتقرير طبيبين أو أكثر مختصين ثقتين. نعم. المقدم: جزاكم الله خيراً.  NT https://t.me/NTislamicfamilyknowledge
إظهار الكل...
መፍትሕ ሕጉስ ሓዳር ኣብ እስላም

ቀንዲ ምንጪ ሕጉስ ሓዳር ሰብኣይን ሰበይትን ኣብ ጣዓ ሰናይ ስራሕ ክተሓጋገዙ ቀጥ ክብሉን ከለው እዩሞ ብእዝኒኣሏህ ንመንእሰያትን ንሰብሓዳርን ኣብ ዲናን ሓዳርናን ዕውታት ክንከውን ዝሕጉዙ መዘካከሪ ንዝርግሓ መደብ ክትከውን፡ ወቢሏሂተውፊቕ NT

اختر خطة مختلفة

تسمح خطتك الحالية بتحليلات لما لا يزيد عن 5 قنوات. للحصول على المزيد، يُرجى اختيار خطة مختلفة.