cookie

نحن نستخدم ملفات تعريف الارتباط لتحسين تجربة التصفح الخاصة بك. بالنقر على "قبول الكل"، أنت توافق على استخدام ملفات تعريف الارتباط.

avatar

ውድብ ብሔረ ኣግዓዚ (ውብኣ) Agaezi National Union (ANU)

ንትጋደል ለሰፋኔ ሕዝብ ውእቱኒ ሕዝበ ብሔረ አግዓዚ ወእንዘ ንመልሶ ኀበ ጥንተ ክብሩ ለውእቶኒ ልሉይ ወተባዕ ሕዝበ ብሔረ አግዓዚት ኢትዮጵያ።

إظهار المزيد
مشاركات الإعلانات
247
المشتركون
-124 ساعات
-37 أيام
-930 أيام

جاري تحميل البيانات...

معدل نمو المشترك

جاري تحميل البيانات...

إظهار الكل...
ብሔረ ኣግዓዚ(habeshaagaezimedia) is LIVE | TikTok

ትግርኛ ዝብሃል ታሪኽ/ፊደል ኣሎ ድዩ?. Check out ብሔረ ኣግዓዚ(habeshaagaezimedia) LIVE videos on TikTok! Watch, follow, and discover the latest content from ብሔረ ኣግዓዚ(habeshaagaezimedia).

إظهار الكل...
ብሔረ ኣግዓዚ(habeshaagaezimedia) is LIVE | TikTok

ትግርኛ ዝብሃል ታሪኽ/ፊደል ኣሎ ድዩ?. Check out ብሔረ ኣግዓዚ(habeshaagaezimedia) LIVE videos on TikTok! Watch, follow, and discover the latest content from ብሔረ ኣግዓዚ(habeshaagaezimedia).

ከመይ ኣምሲኻትኩም? ፀኒሕናኸ እንታይ ኮን ንሰምዕ እንተበልካስ ዝበኣሰ ትሰምዕ! #ንቅዱስ_ያሬድ_መልክዑ_ዝፈልጦ_መን_እዩ? #ተዛራቢ፡ ንቡረ እድ ጎደፋ መርሃ #ዘጋቢ፡ ሓበሬታን ርክብን ከተማ ኣክሱም ንቡረ እድ ዘይተዛረብዎ እንተኮይኑ ነቲ ዘጋቢ ኣካል ብስም ምጥፋእ ይሕተቱ፡ ንምእመናን ድማ ቃሎም ከምዘይኮነ የፍልጡ። እንተተዛሪቦም ግና ክንሓቶም፡- #1 ክሳብ ሐዚ ኣብ ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያን ዘሎ ስእለ አድኅኖ ቅዱስ ያሬድ ድኣ ናይ መን ድዩ? #2 ከምቲ ዝበልክምዎ ዘይፍለጥ እንተኾይኑኸ እቲ ቅርፂ ድኣ እንታይ መሰረት ተገይሩ ክስራሕ ተሓሲቡ ተሰርሐ? #3 ክብሪ ንዕኡ ይኹን ካብ ኣምላኽና እግዚአብሔር ጀሚሩ ማይ ኩሎም ቅዱሳን መላእኽትን ቅዱሳን ሰባትን ስእለ አድኅኖታት መሰረቶም ድዩ? #4 ኣብ ምድሪ ትግራይ ይትረፍ ከምዚ ዓይነት ስርዓትን ትውፊትን ቤተ ክርስቲያን ዘይሓለወ ተግባር ተሪፉስ ህንጻ ቤተ ክርስቲያን ኮነ ካሊእ ዝሰርሐሉ እዋን ድዩ ኮይኑ? #ደቂ_ቤተ_ክርስቲያን እዛ ዘላ ኣከያይዳን ፍጥነታን ርኢና ኣብ መሰረታዊ ስራሕ ኣድሂብና ቤተ ክርስቲያናዊ ሓድነት ኣቐዲምና ብቅንዕና ተወዲብና እንተዘይሰሪሕና ሓደግኡ ልክዕ ኣብ ሓያል ቁልቁለት መንገዲ እትጓዓዝ ግን ድማ ፍሬና ዝተበጠሰት መኪና ክስዕባ ዝኽእል ሓደጋ ይረኣየና። እዚ ድማ ካብኡ ንላዕሊ። ክሳብ ሐዚ ኮይኑ ዘሎ'ኳ ቀሊል ኣይኮነን፡፡ ዋላ'ኳ እንተመሰየ ኣይፀልመተን! https://www.facebook.com/100093950269262/posts/314816741659999/?app=fbl https://www.facebook.com/share/p/AKwWRPoc2mK4wDdM/?mibextid=oFDknk ንማህሌታይ ሊቀ ሊቃውንቲ ዜማን ቅኔን ቁዱስ ያሬድ መልክዑ ዝፈልጦ መን እዩ? “”””””””””””””””””””” -ክቡር ነብርእድ ጎደፋ መርሃ፡ “””””””””””””””””””””” እዚ ሓሳብ ዝተገለፀ ኣብታ ታሪኻዊትን ጥንታዊትን  ቅድስቲ ዝኾነት ከተማ ኣኽሱም ታሪኻዊ ሓወልቲ ማህሌታይ ሊቀ ሊቃውንቲ ዜማን ቅኔን ቁዱስ ያሬድ ዓበይቲ ሊቃውንትን ሊቃነ ጳጳሳት መንበረ ሰላማ ላዕለዋይ ቤተክህነት ትግራይ  ኣብ ዝተረኸብሉ ሎሚ ዕለት ብዝልዓለ ፅንብል ኣብ ዝተመረቀሉ እዩ። ብተወሳኺ ኣብቲ ምርቃ ሓወልቲ ማህሌታይ ሊቀ ሊቃውንቲ ዜማን ቅኔን ቁዱስ ያሬድ ሙሁር ታሪኽን ተመራማሪን መምህር ሙለወርቅ ኪዳነማርያም ሓዊሱ ከንቲባ ከተማ ኣኽሱም ኣይተ ኣበበ ብርሃነ ፥ዋና ኣማሓዳሪ ዞባ ማእኸል ኣይተ ሰሎሙን ማዓሾ፥ፕረዚዳንት መቐለ ዩኒቨርስቲ ዶ/ር ፋና ሓጎስ፥ሓላፊ ቤሮ ባህልን ቱሪዝምን ዶ/ር ኣፅብሃ ገ/ሄር ን ካልኦት ሓለፍቲ ውልቀ ትካላትን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስትን ተማሃሮ ናይ ሰንበት ትምህርቲ ቤትን ነበርቲ ከተማ ኣኽሱምን ተረኺቦም እዮም። ኣብዚ ምርቃ ማህሌታይ ሊቀ ሊቃውንቲ ዜማን ቅኔን ቁዱስ ያሬድ ክብረ ብዓልን ምርቃን ተረኺቦም ፤ማህሌታይ ቁዱስ ያሬድ ኣብ ዓለም ዘበርከቶ ኣስተዋፅኦ መሰረት ዝገበረ ብርክት ዝበሉ ኣካላት መልእኽቲ ዘመሓላለፉ እንትኾኑ ብተወሳኺ ድማ ዝተፈላለዩ ሽልማታት ብምልጋስ ብፍሉይ ፅንብልን ድባብን  ሰላማዊ ብዝኾነ መንገዲ እዚ ናይ ምርቃ መራሃ ግብሪ ተዛዚሙ እዩ። ክቡር ነብርእድ ጎደፋ መርሃ ኣብቲ ሓወልቲ ዝቆመሉ ኣደባባይ ተረኺቦም ዘሕለፍዎ መልእኽቲ “እዚ ቦታ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ኣደባባይ ሓወልቲ ቅዱስ ያሬድ ተባሂሉ ኽፅዋዕ እዩ።ኣብ ሓወልቲ ቅዱስ ያሬድ ንራኸብ ኽንብህሃል። ብሹም ማህሌታይ ሊቀ ሊቃውንቲ ዜማን ቅኔን ቁዱስ ያሬድ ሓወልቲታት ኽስርሑ፤ ብሹሙ ድማ ጎደናታት ኽስየሙ፤ መንፈሳዊ ትምህርቲ ቤታት ኽስርሑን ደጋጊምና ሽሙ ኽነልዕሎ ይግባእ። ማህሌታይ ሊቀ ሊቃውንቲ ዜማን ቅኔን ቁዱስ ያሬድ ኣብ መላእ ትግራይ ሓወልቲ እንተዝስረሐሉ ኣይዓብዮን።ኣብ 6 ሽሕ ዓመት ኽንሰርሖ ዝግብአና ኣይሰርሓናን። ሕዚ ኣብ ዝተሰርሐ ሓወልቲ ገፁ፥ኣፍንጭኡ፥ ኽሳዱን እግሩን ኸምዚ ኾይኑ ተበላሹ ወዘተ ዝብል ገሊኡ ብገርሁ ገሊኡ ብጉርሑ ብማሕበራዊ ሚድያ ይዝረብ ኣሎ። ቅዱስ ያሬድ መልክዑ መን ዝፈልጦ ኣሎ?ማሕበራዊ ሚድያን ቴክኖሎጅን ንልምዓት እምበር ንጥፍኣት ኽነውዕሎ የብልናን” ኽብሉ ክቡር ነብር እድ ጎደፋ መርሃ ኣማሓዳሪ ርእሰ ኣድባሪት ወገዳማት ኣኽሱም ፅዮን ገሊፆም። ሓበሬታን ርክብን ከተማ ኣኽሱም 10 ጉንበት 2016 ዓ/ም ኣኽሱም።
إظهار الكل...
Log in or sign up to view

See posts, photos and more on Facebook.

إظهار الكل...
ብሔረ ኣግዓዚ(habeshaagaezimedia) is LIVE | TikTok

ትግርኛ ዝብሃል ታሪኽ/ፊደል ኣሎ ድዩ?. Check out ብሔረ ኣግዓዚ(habeshaagaezimedia) LIVE videos on TikTok! Watch, follow, and discover the latest content from ብሔረ ኣግዓዚ(habeshaagaezimedia).

إظهار الكل...
ብሔረ ኣግዓዚ(habeshaagaezimedia) is LIVE | TikTok

ትግርኛ ዝብሃል ታሪኽ/ፊደል ኣሎ ድዩ?. Check out ብሔረ ኣግዓዚ(habeshaagaezimedia) LIVE videos on TikTok! Watch, follow, and discover the latest content from ብሔረ ኣግዓዚ(habeshaagaezimedia).

إظهار الكل...
ብሔረ ኣግዓዚ(habeshaagaezimedia) is LIVE | TikTok

ትግርኛ ዝብሃል ታሪኽ/ፊደል ኣሎ ድዩ?. Check out ብሔረ ኣግዓዚ(habeshaagaezimedia) LIVE videos on TikTok! Watch, follow, and discover the latest content from ብሔረ ኣግዓዚ(habeshaagaezimedia).

ንትግራይ ንምድሓን ዘየሓትት ወሎዶ ንመን ንሃቦ? ሓማይ ወለዶ ንትግራይ አየድሕንን፦ ብተግባር ጸገሙ ክፈትሕ ኣለዎ።ተዘየሎ ምሕማይ ዋጋ የብሉን ጥራሕ ዘይኮነስ ጫካ ጎሓላሉ እዩ። ብሱሩኸ ሓሜት ንምንታይ ይመጽእ? ኣብዝሓለፈ ዘመናት ሓሜት አብመብዛሕቶኦም መሪሕነት ዝነበረ ሕመቕ ሓሜት እኳ እንተነበረ ከምአመጻጽኡ ገሊኡ ብጸረዲሞክራሲ ስገምቲ ብምውሳድ ብምእሳር ፣ ብምብራር፣ ስግዓት ከቢድ መቕጻዕቲ ብምሀብ ፣(ብምቕታል ይእለ ነይሩ ። ሽዑ ዝነበረ ሓሚት ዕላማን ፖሊሲን እስትራተጅን ተሳሒቱ፣ መሪሕነት ነዊሕ ከይሰጎመ ናብ ምሕማይ እንተኣቲዩ መበገሲ እቲ ሓሚት ድማ ብሙሱና በወገን፣ ብከባባውነት፣ ብዕርክነት፣ሃፍቲ መንግስትን ህዝብን ስርቂ ብምጅማሩ ይባላሾ ኣሎ (ጋዕዝዩ) መጠኑ ዘይፍለጥ ፣ ስልጣን ብመውስቦ ብዘመድ አዝማድ፣ ብኸባባውነት፣ ብጉጅላውነት ወዘተ ይበሃል ነይሩ። ሽዑ ግን እቲ ስርዓት ኣብስልጣኑ ክነብር ይደልን ይሰግዕን ስለዝነበረ ብዝነበሩ ኣብቱ ሕብረተሰብ ዝረአዩ ዝነበሩ ንአሽቱ ምዕባለ ይታለል ስለዝነበረ ነቲስርዓት ዘናግዕ አይነበረን ። እቶም ሕቶ ዘልዓሉ ግን ከይወዓሉ ከይሓደሩ ምእራዮም (ምውጋዶም ይግደዱ ነይሮም።ቡዙሕ ሰብውን ተጎዲኡ።ብዙሓት ግዱሳት ተጋደልቲ አደዳ ሞት ፣ሕማም ኮይኖም። ዝሕመዩ ዝነበሩ አካላትውን ዘይነዓቕ ቁጽሪ ዘለዎም ብተነጻጻሪ ውሑዳት ድሓን ስለዝዝነበሩ ናይቶም ተሓመይቲ ይሽፍንሎም ነይሮም። ሓደ ነገር ግን ኣሎ እቶም ቅንዕና ኣለዎም ዝበሃሉ ዝነበሩ እንተኾነ ምስቶም ጎሓላሉ ክጓነጹ ዘይደልዩ ነይሮም።በዙ ምኽንያት እቶም ሕይ መሬት አዕለቕሊቖሞ ዘለው ጎሓላሉ ማእጊሮም ዘይድፉኡ ሓይሊ ኮይኖም አለው ። ሽዑ ዝነበረ ወለዶ ግን ዋላኳ አብመወዳእታ ንምብጻሕ ከበድቲ ዓፈናታት እንተነበሩ ወላውን እንተተኮለፈ ቡዙሓት ዘይንብርከኹ ህልኸኛታት ነይሮም ።እቲ ሕቶ ዝመልስ ፈታውን ፀላእን ፣ማ/ሰፋሪ ተባሂሉ ደረጃ ይወጾ ነይሩ። ዝውሰድ ዝነበረ ስጉምቲ ውን ነቲ መሰረት ብልሽውነት ዝኾነ መሪሕነት አይነክእን ነይሩ።ደፊሩ ንዝሓተተ አይተንቃዕርር መንቃዕረሪ ተባሂሉ ይእሰር ይባረር ይቅጻዕ ነይሩ። ናይ ሎሚ ገደደ እንታይ ይገበር እንታይ እዮም እቶም ሓሜታት ወድዓውነትከ አለውዎዶ?እቶም ሓሜታት አበይ ረኣዩ?አብገጠር ሓረስቶት ፣ አብቀበሌታት፣ ወረዳታት፣ዞባታት፣ክልል አብዲያስፖራ አውሮፓ፣ አመሪካ፣ከናዳ፣ አውስትራልያ ማ/ምብራቕ ። ወዘተ እዩ ሰደድ ባርዐ ኮይኑ ዘሎ ። ናይሎሚ ሓሜት ግን ከምቲ ኣብጽባሕ ዓወት 17 ዓመት ቃልሲ ዝነበረ ላዕለዎት ማእኸለዎት ኮታስ ናይቲ ቀደም ዝነበረ ካድረ ሽም ዝተሸለመ ሕይ ዘሎ ጊሒላ ካድረን መሓውሩ 1/5 ወሃዮ ዝሓወሰ ሓሜት እዩ።ናይ ሕይ ሓሜት ጀነራይ፣ኮኖኔል ፣ ሻለቃ፣ሻንበል ክሳብ ተራ ወታደር፣ ፖሊስ፣ዳኛ፣ወረዳ ቀበሌ፣ መራሕቲ ሓፋሽ ማሕበራት ዘጠቃለለ እዩ። አብልዕሊ ዝተዘርዘሩ ትካላት እቲ ሓሜት እቲ ዝበዝሕ ብጭቡጥ ዝተፈጸመ እዩ። ነቲ ዓርሓ ስርቂ ዘቃልዕ ወለዶ ግን ደቂሱ ኣሎ። ሓረስቶ ትግራይ እኮ ቀዳማይ ጸላኢና ስርቅን ድርቅን መሓውር ህወሓት እዮም ይብሉ አለው ።እንትትንትንዎ ስርቂ ፓንፕ ጎዳጉዲ ማይ ሰሪቖም ብማይጽምኢ ብሕማም ቀቲሎምና ። እዚኦም ካብቶም አብይ አህመድ ዘተአኻኸቦም ናይዓዲ ውሽጥን ጸላእትን መላፍንቲ ባዕዳውያን ጽንተት ዝፈጸሙልና ጸላእትና ዝኾኑ ፈሊና አይንሪኦምን ይብሉ ምርር ኢልዎም። እስቲአብቲገጠር ቅልቅል በሉ ጨካናት ጊሒላታት ። እዙይ ጥራሕ አይኮነን መሓውር ህወሓት ዝህወኸና ዘሎ ገዛ ገዛ እናኸዱ አብርእሲ ጥሜትና ሕማምና ንጉባኤ መካየዲ ገንዘብ ሃቡ እናበሉ ሃዊኾምና ።እቲጉባኤ ክካየድ ደከእዩ ዝብል ሕተውን የልዕሉ እዮም። ብለገስቲ ከምደርሆ መሕደሪ ስትንፋስ ኩሉ ኩሉ ስርናይ ዘይቲ ዝዋሃብ ሰሪቖም በብዓዱ ፎቓት ሰሪሖሙሉ። ሂወት ደቅና ዝተኸፈሎ ካብጸላኢ ዝተመንዘዐ ኩሉ ዓይነት ሀፍቲ ሰሪቖም ሸይጦም ንባዕሎምን ንደቆምን ይህፍትሙሉ ኣለው።ሰረቕቲ ሒዝና ዘረከብናዮም ድሕሪ ዝተወሰነ መዓልታት ምስቶም መራሕቲ ዊስኪ፣ቢራ ወ ዘ ተ እናጨለጡ ምሸት ምሸት ምስቤት መስተ መተኣነገድቲ እንትምርዓው ንሪኦም ኣሎና፣ዳያኑ ዓቀብቲ ሕጊ ፖሊሳት ምስቶም ጎሓላሉ ርክቦም ዝጠበቐ እዩ። ካሊእ እቲ መስደመም ኮይኑ ዘሎ ስርቂ መሬት መአድን እዩ =መአድን ብዝምልከት ኩሎም መሓውር መንግስትን ህወሓትን ናይሓረስቶት ሕርሻ መሬት እናሕደጉ መሬት ብዘይ አግባብ በኤክስካባተር ፣ ዶዞር፣ሎደር ተኻዒቱ ተወዲኡ እጽዋት በሪሱ ። እቲ ህዝቢ ትማሊ ከምሓደሰብ ኮይኑ አንጻር ጆኖሳይደራት ዝተዋገአ ለሚ ነንባዕሉ ይቃተል ኣሎ ፣ ሓድነቱ ተበጣጢሱ፣ይርአ ኣሎ።ሎሚ ብዙሓት ደቁ አሰዊኡ አብክንዲ ደበሱ ሕይ ብጎሓላሉ ሰብስልጣን ብልሹው አሰራራሓ ይሰቐ ከምዘሎ ናይኩሉ አጀንዳ እዩ ቡዙሓት መሓውር ህወሓት ብሀገር ደረጃ ምስዘለው ዓዲ ዘጥፍኡ ደላሎ ብምሽራኽ ንግዲ ወርቂ ሳፋየር ናብኬኒያ፣ድባይ ፣ ሱዑዲ ሸዓብያ እናተዋናጨፉ ኣብንግዲ ተዋፋሮም ከምዘለው እዩ ዝሕመን ብጭቡጥ ዝረአ ዘሎእዩ። እቲ ዝዓበየን ዘናግዕ ሓሜት ዘሎ ብወገነይ ሓቅነት አለዎ ኢለ ዝአምነሉ ንነዊሕ ጊዜውን ተዛረብናሉ መሪሕነት ህወሓት ብሽም ዋንነት ህዝቢ ትግራይ ዝንግደለን ዝነበረ ግንድማ ህዝቢ ጭላፍ ሳንቲም ዘይተጠቐመለን ፍርያት ትእምት አበይ ኣሎ ንሎሚ ዘይኮነ ንመዓዝእዩ? ምክንያቱም እዘን ትካላት እዚኤን ቀድሚ ኺናት ንህዝቢ ትግራይ ከምሃገር እንተሪኢናዕቤትና ብኢኮኖሚ ብተክኖሎጂ ነጥቢ መቐይሮ ዘምጽእ ሀፍቲ ኣሎና እናተባህለ እቶት ኢዛና ወርቂ መአድን መአድን ብበዝሒ ወርቂ ዘፍሪ ዝነበረ ፣ኩለን ትካላት ትእምት ፣ስሚንቶ፣ አልመዳ፣ ይሓ እምነበረድ፣ ሸባ ሌዘር ኮላይ ጫማ ፋብሪካ፣ አልመዳ ጨርቂ ፋብሪካ፣ ኣለመዳ ጋርመንት ፣ጉና ንግዲ፣ትራንስ ኢትየጱያ፣ መስፍን እንጅነር፣ሜጋ ህትመት ምስቅርንጫፋታቱ ፣ ሂወት መካናይዘሽን ሕርሻ፣ሱር ኮንስትራክሽን ፣ ካሎት ናይባንኪ እንሹራንስ አክሲወናት እቶተን ንፈደራል መንግስት እቶት ብግብሪ ኣታዊ ብዝገብርኦ ብቢሌናት ዝቁጸር ዓመታዊ ግብሪ እንት ዕቀን መሪሕነት ህወሓት ዝበሓቶ ገንዘብ ፣ኣብቲ ጆኖሳይድ ውግእ ካብምድላው ክሳብ ውዑል ፕሪቶሪያ ህወሓት ወጻኢ ከምዘይገበረ ብኣንጻሩ ህዝቢ ካብ ከተማ ክሳብ ገጠር ዘሎ ህዝቢ ቅርሹ እንስስኡ ክዳኑ አወፊዩ እዩ ።እቲ ብዓሰርተታት ቢሊየናት ተቀሚጡ ዝነበረ ቅርሺ ህዝቢ 3 ዓመት ሚሉእ ዘወፈዮ ገንዘብ ብሙሉኡ መሪሕነት መሓውር ህወሓት ተማቒሎም ሒዞሞ እዮም ዝብል ካብውሽጦም ዝስማዕ ቡዙሕ እዩ። እቲ ስልጣናን አይነረክብን ዝብል ዘአብዩ ዘለው፣ ዘዕንቅፉ ዘለው እቲ ሒዞሞ ዘለው ገንዘብ ከይሕደጉ ህውከት ክፈጥሩ ይኸእሉ እዮም ዝብሉ ብመስቀልኛ አቅጣጫ ይሕመዩ አለው።አነውን ብጣዕሚ ቡዙሓት ነጥብታት እቅበሎም እዬ። እቲ ዓብይ ጉዳይ ድማ ዲያስፖራ ብጣዕሚ ብጣዕሚ በዙሕ ሚሌን ዝቁጸር ዶላር ገንዘብ ወይ ብዓሰርተታት ወይ ብሚኢቲ ሚሌናት ዝግመት ዶላር ነቲ ጆኖሳይዳዊ ወራር( ጽንተት) መከላኸሊ ኢሎም ዝሃቡዎም ብሙሉኢ አብዙ ዘሎ ውድብ መሪሕነት ህወሓት ኢድ ከምዘሎ ካብዲያስፖራን ካብውሽጢ ዓድን ዝርከብ ህዝቢ ብፍላይ ብኸተማ መቐለን አውራጃ ከተማታት ዝርከብ ህዝቢ ብዕምቆት ብስፍሓት ዝሕመየሉ ኩነታት እዩ ዝኒሄ። መዓዝ ህዝቢ ጥራሕ ካብ አባላትኩም ካብካድረታትኩም ከይተረፈ እቲ ሓበሬታ ይድሕዳሕ እዩ ዘሎ።
إظهار الكل...