cookie

We use cookies to improve your browsing experience. By clicking «Accept all», you agree to the use of cookies.

avatar

Kulu Media ኩሉ ሚድያ

Welcome To Kulu Media ኩሉ ሚድያ ኩሉ ሚድያ - ፍልፍል ፅፉፍን እዋናውን ሓበሬታ Kulu Media - A source of Latest & Reliable Information. Subscribe on YouTube https://youtube.com/c/KuluMedia Follow us on Facebook https://facebook.com/KuluMedia

Show more
Advertising posts
11 929Subscribers
-524 hours
-597 days
-22630 days

Data loading in progress...

Subscriber growth rate

Data loading in progress...

"ምስ መንግስቲ ፌደራል ዝነበረ ናይ ምትእምማን ርክብ ተሸርሺሩ እዩ"- ህወሓት ኣብ ጉዳይ ውዕል ፕሪቶርያ ስትራቴጂካዊ ገምጋም ኣብ ዝተሳለጠ መድረኽ ብወገን መንግስቲ ትግራይን መንግስቲ ፌደራልን ንዝቐረቡ ሓሳባት ህወሓት ብዝርዝር መብርሂ ሂቡ። ብወገን መንግስቲ ትግራይ ድሕሪ ምኽታም ውዕል ሰላም ፕሪቶርያ.... https://kulu-media.com/statement-by-tplf-march-14-2024/
Show all...
"ምስ መንግስቲ ፌደራል ዝነበረ ናይ ምትእምማን ርክብ ተሸርሺሩ እዩ"- ህወሓት - Kulu Media ኩሉ ሚድያ

Kulu Media ኩሉ ሚድያ - ቀንዲ ዓንድታት ስምምዕ ፕሪቶሪያ ከይተፈፀሙ ምቕፃሎም፥ ኣብ ህዝብና ከቢድ ማሕሰይቲ የስዕብ ከምዘሎን ናይ ምትእምማን ርክብ ይሽርሽሮ ከምዘሎ ገሊፁ።

1
Show all...
ልዕሊ 28 ተጋሩ ካብ ምዕራብ ትግራይ ተሰጒጎም። - Kulu Media ኩሉ ሚድያ

ልዕሊ 28 ተጋሩ ካብ ምዕራብ ትግራይ ተሰጒጎም። Kulu Media ኩሉ ሚድያ - ልዕሊ 28 ነበርቲ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ትማሊ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ብሓይልታት ምክልኻል ኢትዮጵያ ተዓጅቦም ናብ ከተማ ሸራሮ ኣትዮም።

👍 2
Show all...
ልዕሊ 28 ተጋሩ ካብ ምዕራብ ትግራይ ተሰጒጎም። - Kulu Media ኩሉ ሚድያ

ልዕሊ 28 ተጋሩ ካብ ምዕራብ ትግራይ ተሰጒጎም። Kulu Media ኩሉ ሚድያ - ልዕሊ 28 ነበርቲ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ትማሊ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ብሓይልታት ምክልኻል ኢትዮጵያ ተዓጅቦም ናብ ከተማ ሸራሮ ኣትዮም።

30,000 Subscriber YouTube Channel ዝገዝእ 👉 @kulumediasupport
Show all...
ኣብይ ንTDF ፋኖ ንምጥፋእ ንክሕግዝዎ ተማሕፂኑ https://youtu.be/JVARaz4sTr0
Show all...
"ሓግዙኒ " ኣብይ ንTDF ተማሕፂኑ፣ TDF ነፂግዎ | ሚስጢራዊ ውሳነ ሲኖዶስ ኢትዮጵያ | Kulu Media - ሰበር ዜና | ኩሉ ዜና

ethiopian news, kulu media news, kulu media today news, kullu news today, kulu media today #kulumedia #ethiopia #eritrea #tigray Daily Ethiopia and Eritrea news

ሰበር ዜና | "ኣይሓገዘናን" ትግራይ | 25 ሰነ 2015 ዓም | Kulu Media - ኩሉ ዜና https://youtu.be/ezGHSV4CJWM
Show all...

የኣማራ ክልል ባለስልጥናት በመሃካልቸው የተፈጥረው ኣለመተማመን የጠባቂዎቻቸው ቁጥር እንዲጭምሩ ምክንያት እየሆነ እንደሆነ ተነገረ በደብረወርቅ ዛሬ የተካሄደው የፋኖ እናብልጽግና ሽምግልና መክሸፉ ተከትሎ የምስራቅ ጎጃም ባለስልጣን ዛሬ ከ10:00-12:00 በደብረወርቅና በመርጦ ለማርያም ባለስልጣን ደህንነት ጉዳይ ስብሰባ ተቀምጠው እንደነበረ የተነገረ ሲሆን፡ የደብረወርቅና የመርጦ ለማርያም ባለስልጣናት ከፍተኛ የጸጥታ ችግር እንዳለባቸው የዞኑ ባለስልጣናት ብስብሰባው ላይ ስምምነት ላይ ከደረሱ ቡሃላ በሁለቱ ከተማዎች ባለስልጣናትን የሚጠብቅ ሁለት መቶ- ሁለት መቶ አድማ በታኝ በቋሚነት እንዲመደብ መውሰናቸው ተሰምተዋል ከነገ ጀምሮ ይህ ሀይል በተጠቀሱት ከተሞች እንደሚሰመራ የተነገረው ሲሆን ከደብረወርቅ በተገኘ መረጃ ለዚህ ሀይል መኖሪያ ደርግ ያሰራው የእርሻ ሰብል አዳራሽ ስለሆነ ይህ አዳራሽ ነገ ጠዋት እንዲፀዳ ትዛዝ መሰጠቱም ተሰምተዋል፡ የተገኘው መረጃ እንደሚጠቁመው ባለስልጣኑ ቢሮ ሲገቡ ይህ ሀይል ቢሯቸው ሆኖ ይጠብቃቸዋል፣ ቤታቸው ሲሄዱም ቤታቸው አብሮ ሄዶ እንደሚጠብቃቸው ተሰምትዋል የኣማራ ክልል ብልጽግና ፓርቲ ኣመራሮች እንደዚህ ኣይነት ኣጣብቂኝ ውስጥ በመግባታቸው እርስበራሳቸው ያላቸው መተማመን እና ትስስር እየላላ እንድሄድ ምክንያቱ እየሆነ መሁኑም ተነግረዋል
Show all...
👍 16 5👎 2
መግለፂ ኮሚቴ ሓይሊ ዕማም ትግራይ ----- ምጥፍፋእ ሰብኣዊ ረዲኤት ንከፃሪ መምርሒ ዝተውሃቦ ኮሚቴ ሓይሊ ዕማም ትግራይ ዛጊድ ብዝገበሮ ምፅራይ ምጥፍእፋእ ሰብኣዊ ሓገዝ ዘመላኽቱ ርካባትን ተጠርጠርትን ከም ዘለው ኮሚቴ ሓይሊ ዕማም ትግራይ ኣፍሊጡ። እዚ ርካብ ዝተፈላለዩ ተዋሳእቲ ዝተሳተፍሉ ኮይኑ እናሃልወ ህዝቢ ትግራይ ረዲኤት ተኸልኪሉ ኣደዳ ጥሜትን ሞትን ክኾዉን ኣግባብነት ስለዘይብሉ ትካላት ተራድኦ ጠጠው ዘበለኦ ሓገዘ ቀልጢፈን ክጅምራ ሓላፊ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይን ሌተናል ጀነራል ፍሰሃ ኪዳኑ ፀዊዖም። ------ ሓላፊ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይን ኣተሓባባሪ ኮሚቴ ሓይሊ ዕማም ምፅራይ ዝተጠፋፍአ ሰብኣዊ ረዲኤትን ሌተናል ጀነራል ፍሰሃ ኪዳኑ እቲ ሓይሊ ዕማም ዛጊድ ብብርኪ ክልልን ዞባን ዝተጣየሹ ኮሚቴታት ብዘካየድዎ ምፅራይ ምጥፍእፋእ ሰብኣዊ ሓገዝ ዘመላኽቱ ርካባትን ተጠርጠርትን ከም ዘለው ኣፍሊጡ። ኣብዚ ተግባራት ስርቅን ምጥፍፋእ እቲ ሰብኣዊ ረዲኤት ብቐንዱ 5 ኣካላት ተዋሳእቲ ዝነበሩ እንትኾኑ ንሳቶም ድማ ወራሪ ሰራዊት ኤርትራ፣መሓዉር መንግስቲ ፌዴራል ፣መሓውር መንግስቲ ትግራይን ኣተሓባበርቲ ተመዛበልትን ሰራሕተኛታት ትካላት ሰብኣዊ ሓገዝን ከም ዝኾኑ ሌተናል ጀነራል ፍሰሃ ኪዳኑ ሓቢሮም። ውፅኢት እቲ ዛጊድ ዝተገበረ ምፅራይ ከም ዘመላኽቶ ድማ ኣብ ዞባታት ደቡብ፣ደቡብ ምብራቕ፣ ምብራቕ፣ ማእኸልን ሰሜን ምዕራብን ትግራይ 186 ተጠርጠርቲ ከምዝተረኸቡን 7 ድማ ኣብ ቀይዲ ሕጊ ከም ዝኣተውን እቶም ጀነራል ሓቢሮም። ብመዳይ ዝተጠፋፍአ ረዲኤት ዝምልከት ድማ :- ፩.ሰራዊት ኤርትራ ኣካል እቲ ኣብ ትግራይ ዝፈፀሞ ጀኖሳይድ ዛጊድ ብዝተገበረ ምፅራይ ስርናይ 14 ሽሕን 440 ኩንታል ዘይቲ 43 ሽሕን 200 ሊትሮ ዓተር 1440 ኩንታል ፪.መሓዉር ፌዴራል ስርናይ 43 ሽሕን 196 ኩንታል ዘይቲ 129 ሽሕን 585 ሊትሮ ዓተር 4184 ኩንታል ፫.ብመሓውር መንግስቲ ትግራይ ስርናይ 14 ሽሕን 317 ኩንታል ዘይቲ 42 ሽሕን 759 ሊትሮ ዓተር 1424 ኩንታል ካብ ትካላት ተራድኦ ዝተልኣኸ ሰብኣዊ ረዲኤት ከም ዝተጠፋፈአ ርካባት ከም ዝተረኸበ ሓቢሮም። እቲ ሓይሊ ዕማም ጀሚርዎ ዘሎ ስራሕቲ ምፅራይ ኣጠናኺሩ ከም ዝቕፅለሉን ርካባቱ እዉን ንህዝቢ በቢእዋኑ ዕላዊ ከም ዝገብር ዝገለፁ ሌተናል ጀነራል ፍሰሃ ማንጁስ እቲ ሐዚ ተረኺቡ ዘሎ ርካባት ምጥፍፋእ ሰብኣዊ ሓገዝ ግና ትካላት ተራድኦ ሓገዘን ጠጠው ዘብል ከም ዘይኮነን እዚ ተግባር ፀገም ሕ/ሰብ ዘበኣእስ ብምዃኑ ቀልጢፈን ክጅምራ ፀዊዖም።
Show all...
👍 4👎 2 2
መግለፂ ኮሚቴ ሓይሊ ዕማም ትግራይ
Show all...